banner

ምዝገባ ሓደስቲ ተማሃሮ መንፈሳውያን ኣብያተ ትምህርት ይግበር ኣሎ!

ምዝገባ ሓደስቲ ተማሃሮ መንፈሳውያን ኣብያተ ትምህርት ይግበር ኣሎ!

መንፈሳዊ ሞያ ትምህርት (ናይ ወንበር ት/ቲ) መመስከሪ መምህራን ዝኾነ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃንን፣ ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅን ንዓመተ ትምህርቲ 2011 ዓ.ም (2018/2019 ዓ.ም.ፈ.) ሓደስቲ ተማሃሮ ንምቕባል ምድላዋት ይገብራ ኣለዋ።

እቶም ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብሞያ ትርጓሜ መጻሕፍት፣ መዝገብ ቅዳሴ፣ ቅኔ፣ ኣቋቋም፣ ድጓ፣ ዝማሬ መዋሥዕት ዘመስክሩ ተማሃሮ ብመንገዲ ሃገረ ስብከት ተማእኪሎም ምልክታቶም ድሮ ከቕርቡ ጀሚሮም ኣለዉ።

ኣብ መንፈሳዊ ኮሌጅ ደብረ ሲና ዝመሃሩ ተመሃሮ’ውን በቲ ናብ ኵለን ሃገረ ስብከታትን ገዳማት ኤርትራን ዝተላእኸ ቕጥዒ እናመልኡ ምልክታቶም የቕርቡ ኣሎ።  ኣብ ክልቲኡ ኣብያተ ትምህርት ምልክታ ተማሃሮ ክሳዕ መፋርቕ ነሓሴ ዝቕጽል ኮይኑ ብድኅር’ዚ መምዘኒ ብቕዓት መርመራ ተገይሩ ምዝገባ ክጅመር እዩ።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195