banner

ነጋድያን ሃገር ቅድስት ኢየሩሳሌም ነሐሴ 2010 ዓ.ም. ብሰላም ተመሊሶም! (5)

ነጋድያን ሃገር ቅድስት ኢየሩሳሌም ነሐሴ 2010 ዓ.ም. ብሰላም ተመሊሶም!

ኣብ በዓለ ዕርገተ ሥጋሃ ለማርያም (ፍልሰታ) ኣብ ሀገረ ቅድስት ኢየሩሳሌም ክነግዱ ዝቐነዩ፡ ልዕሊ 300 ነጋድያን ሰኑይ 28 ነሐሴ 2010 ዓ.ም. (03/09/2018 ዓ.ም.ፈ) ድኅሪ ቀትርን ናብ ሠሉስ ዘውግሕ ለይትን ብኽልተ ፍሉያት ናይ ኩንትራት ነፈርቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ነጋድያን ኣብ ዝተፈላለየ ቅዱሳት መካናት ናይ ሃገር ቅድስት ኢየሩሳሌም ዑደት እናገበሩ ንኽልተ ሰሙን ኣብ ዝቐነይሉ ፡ ጸሎቶም ኣብጺሖምን መብጽዓኦም ፈጺሞምን።

እዚ ብምሉእ መንፈሳዊ ዕግበትን ሓጐስን በረኸትን ዝተቓንዐ ዑደት’ዚ፡ ንፈለማ እዋን ኣብ ጾመ ፍልሰታ ዝተሠርዐ እዩ።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195