
ዘመነ ልደት
ካብ 29 ታኅሣሥ ክሳዕ 5 ጥር ዘሎ ጊዜ ኾይኑ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብኅቱም ድንግልና ተጸኒሱ፡ ብኅቱም ድንግልና ከም እተወልደ ብሰፊሑ ይንገር። ከምኡ’ውን ምስጋና መላእኽት፡ ሓጐስ ጓሶትን አምኃ ሰብአ ሰገልን ዝገልጹ ንባባት ይንበቡ።
ኣርእስቲ መዝሙር፦
ይሠርቅ ኮከብ እምያዕቆብ። ወየአትት ኃጢአተ እምእስራኤል። ወአነሂ በኵርየ እሬስዮ። ልዑል ውእቱ እምነገሥት ምድር። ወ፡ ወይከውን ምስማከ ለኵሉ ምድር። ወ፡ ውስተ አርእስተ አድባር። ወ፡ ዮምሰ በሰማያት ይትፌሥሑ ሠራዊተ መላእክት። ወአነሂ በኵርየ እሬስዮ። ወአነሂ በኵርየ እሬስዮ።
ዘቅዳሴ ምንባብ፦
መልእክታት፦
ሮሜ 11፡25-ፍጻሜ።
1ይ ዮሐ. 4፡1-9።
ግብረ ሓዋርያት፦
ግብ. ሓዋ. 7፡12-22።
ምስባክ፦
መዝ. 88/89፥27-28
ወአነሂ በኵርየ እሬስዮ። ወልዑል ውእቱ እምነገሥተ ምድር። ወለዓለም አዓቅብ ሎቱ ሣህልየ።
ወንጌል፦
ማቴ. 2፡1-12።
ቅዳሴ፦
ቅዳሴ ዘዲዮስቆሮስ።