banner

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ጉባኤ ፈጻሚት ኮሚቴ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓበይቲ ቀላያት (FECCLAHA) ተሳቲፋ!

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ጉባኤ ፈጻሚት ኮሚቴ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓበይቲ ቀላያት (FECCLAHA) ተሳቲፋ!

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ኣብቲ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ወርኂ ኅዳር 2016 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሃገረ ብሩንዲ ርእሰ ከተማ ብጁምብራ ዝተቓነዐ ጉባኤ ፈጻሚት ኮሚተ (Executive Committee) ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓበይቲ ቀላያት፡ ካብ ዕለት 30 መጋቢት ክሳዕ 2 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ሃገረ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ዝተኻየደ ጉባኤ’ውን ተሳቲፉ። ኣብዚ ጉባኤ’ዚ ኃላፊ ኣባል ፈጻሚት ኮሜቲ እቲ ጉባኤ ዝኾኑ ኃላፊ ወፃኢ ዝምድናታት ቀሲስ በረኸት ኪዳነ ተሳቲፎም።

እዚ ጉባኤ’ዚ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ከም ፈጻሚት ኮሚቴ ናይቲ ማኅበር ኮይና ንክልተ ዓመት ከተገልግ ኣቐዲማ ድኅሪ ምምራጻ እዩ ዝካየድ ዘሎ።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195