banner

ሰበኻ ጉባኤ መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን እስራኤል መጻሕፍቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም!

ሰበኻ ጉባኤ መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን እስራኤል መጻሕፍቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም!

ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝርከቡ ኣባላት ቤት ትምህርት ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን፡ ነቲ ኣብ ኣጋ ምጅማር ዝርከብ መንፈሳዊ ኮሌጅ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዘገልግል 75 መጻሕፍቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም!

ሰበኻ ጉባኤ ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም፡ ‘እዚ ሕጂ ዝሰደድዎ መጻሕፍቲ ከም መበገሲ ምዃኑ፡ ግና ንመጻኢ እቲ ዝድለ መጻሕፍቲ ኣብ ምልኣኽን ኣብ ላዕለዎት መደባት ቅድስት ቤተ ክርስትያንን ኣብ ጐድኒ ቅዱስ ሲኖዶስ ምህላዎም ነረጋግጽ’ ክብሉ ኣተኃኂዞም ኣብ ዝሰደድዎ ደብዳቤ ጠቒሶም።

ቅዱስ ሲኖዶስ’ውን ጸሎትን ቡራኬን ድኅሪ ምሃብ፥ ‘እዚ ተግባር’ዚ ዝምስገን ምዃኑን፡ ንዕዮ ቤተ ክርስቲያን ዘበራትዕ መንፈሳዊ ተግባር ብምዃኑን ኵሉ ኣብ ውሽጢን ወፃእን ሃገር ዝቕመጥ ሕዝበ ክርስቲያን ክስዕቦ ይግባእ’ ብምባል ቃለ ምዕዳን ኣመኃላሊፎም።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195