banner

2ይ ሰንበት፡ ቅድስት

ቅድስት

እታ ኻልኣይቲ ካብ 13 ክሳዕ 19 ኅዳር ዘላ ሰንበት ቅድስት ትበሃል። ኣብዛ ዕለት’ዚኣ ናይ ባህርይ ቅድስና እግዚአብሔር፣ ንዕለተ ሰንበት ድማ ብጸጋኡ ፍጹም ከም ዝቐደሳ ይንገር። ክብርን ቅድስናን ነቲ ዘክበራ፡ ዝቐደሳ ድማ ምስጋና ከም ዝግብኦ ይንገረሉ።

ኣርእስቲ መዝሙር፦

 “ሎቱ ስብሐት ወሎቱ አኰቴት። ለዘቀደሳ ለሰንበት። . . ./ ነቲ ንሰንበት ዝቐደሳ ክብርን ምስጋናን ንእኡ ይኹን . . .”

ዘቅዳሴ ምንባብ፦

መልእክታት፦

ቈላ. 1፡21-ፍጻሜ።

1ይ ጴጥ. 1፡13-21

ግብረ ሐዋርያት፦

ግብ.ሐዋ. 19፡27-ፍጻሜ።

ምስባክ፦

መዝ. 134/135

“እስመ ኣነ ኣእመርኩ ከመ ዓቢይ እግዚአብሔር። ወአምላክነሂ እምኵሉ አማልክት። ኵሎ ዘፈቀደ ገብረ እግዚአብሔር።”

ዓዲ መዝ. 113/114

“አምላክነሰ ውስተ ሰማይ ላዕለ። በሰማይኒ ወበምድርኒ። ኵሎ ዘፈቀደ ገብረ እግዚአብሔር።”

ወንጌል፦

ዮሐ. 5፡17-27.።

ቅዳሴ፦

ቅዳሴ፡ ዘአትናቴዎስ።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195