banner

ልሳነ ግእዝ - መራሕያን 3ይ ክፋል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ልሳነ ግእዝ - መራሕያን 3ይ ክፋል

• ዘርዛሬ ቀጸላ ስም/ possessive adjective/pronoun

ቀዳማይ መደብ /First person
ዚአየ/እንቲአየ/እሊአየ   ናተይ   my/mine
ዚአነ/እንቲአነ/እሊአነ   ናታትና   our/ours

ካልኣይ መደብ/Second person
ዚአከ/እንቲአከ/እሊአከ   ናትካ   your/yours
ዚአኪ/እንቲአኪ/እሊአኪ   ናትኪ   your/yours
ዚአክሙ/እንቲአክሙ/እሊአክሙ   ናታትኩም   your/yours
ዚአክን/እንቲአክን/እሊአክን   ናታትክን   your/yours

ሣልሳይ መደብ/Third person
ዚአሁ/እንቲአሁ/እሊአሁ   ናቱ   his /his
ዚአሃ /እንቲአሃ/እሊአሃ   ናታ   her /hers
ዚአሆሙ /እንቲአሆሙ/እሊአሆሙ   ናታቶም   their/theirs
ዚአሆን /እንቲአሆን/እሊአሆን   ናታተን   their/theirs


• ተሰሓቢ ተውላጠ ስም/ Objective pronoun

ኪያሁ /ሎቱ   ንእኡ   him
ኪያሁ ንሰብክ / ብዛዕባኡ ንሰብኽ
ኪያሃ /ላቲ   ንኣኣ   her
ኪያሃ ኀሠሡ / ንእኣ ደለዩ

ኪያሆሙ/ ሎቶሙ   ንእኣታቶም   them
ኪያሆሙ ኀረዩ / ንእኣቶም መረጹ

ኪያሆን/ ሎቶን   ንኣታተን   them

ኪያሆን ኣፍቀሩ / ንእኣተን ኣፍቀርወን

ኪያከ/ ለከ   ንኣኻ   you

ኪያከ ንሴብሕ እግዚኦ / ኦ ጐይታ ንኣኻ ነመስግን

ኪያኪ/ ለኪ   ንኣኺ   you

ኪያኪ ሠናይተ ዘፈጠረ / ንኣኪ ጽብቕቲ ዚፈጠረ

ኪያክሙ/ ለክሙ   ንኣኻትኩም   you

ኪያክሙ ጸውዐ / ንኣኻትኩም ጸውዐ

ኪያክን/ለክን   ንኣኻትክን   you

ኪያክን ይደሉ / ንኣኻትክን ይግባእ

ኪያየ/ ሊተ   ንኣይ   me

ኪያየ ሰብሑ / ንኣይ ኣመስግኑ

ኪያነ/ ለነ   ንኣና   us

ኪያነ ቤዘወ / ንኣና ተበጀወና

* ናይ ኣጽንዖት ተውላጠ ስም / Reflexive pronoun

ለሊሁ   ባዕሉ   himself

ለሊሁ ወረደ ክርስቶስ፡ / ክርስቶስ ባዕሉ ወረደ

ለሊሃ   ባዕላ   herself
ለሊሃ መጽኣት / ባዕላ መጽኣት

ለሊሆሙ   ባዕላቶም   themselves

ለሊሆሙ ፈቀዱ / ንሳቶም ፈቐዱ

ለሊሆን   ባዕላተን   themselves

ለሊሆን መጽኣ / ባዕላተን መጽኣ

ለሊከ   ባዕልኻ   yourself

ለሊከ ተአምር / ባዕልኻ ትፈልጥ

ለሊኪ   ባዕልኺ   yourself

ለሊኪ ተአምሪ / ባዕልኺ ትፈልጢ

ለሊክሙ   ባዕልኻትኩም   yourselves

ለሊክሙ አእምሩ፡ / ባዕላትኩም ፍለጡ

ለሊክን   ባዕልኻትክን   yourselves

ለሊክን አእምራ

ለሊየ   ባዕለይ   myself

ለሊየ በእዲየ ለሐኵዋ፡ / ባዕለይ ብኢደይ ፈጠርክዋ

ለሊነ   ባዕልና   ourselves

ለሊነ ሰማዕነ ጽርፈቶ / ጸርፉ ባዕልና ሰሚዕናዮ ኢና።

• መሕተቲ ህየንተ ስም/Interrogative Pronoun/Adj

ምንት   እንታይ   What
ምንት ውእቱ ዝንቱ፧ / እዚ እንታይ እዩ፧

አይ/አያት   ኣየናይ/ኣየኖት  Which

አይ መጽሐፍ፧ / ኣየናይ መጽሓፍ፧

መኑ   መን   Who

መኑ ውእቱ ስምከ፧ / መን እዩ ስምካ፧

ለመኑ   ንመን   Whom

ለመኑ ተኀድገነ ፧ / ንመን ትኃድገና፧

ዘመኑ   ናይ መን   Whose

ዘመኑ ውእቱ ዝንቱ፧ / እዚ ናይ መን እዩ፧

ማእዜ   መዓስ   When

ማእዜ መጻእከ ዝየ፧ / ናብዚ መዓስ መጺእካ ፧

አይቴ   ኣበይ   Where

አይቴ ጸናሕከ፧ ኣበይ ጸኒሕካ፧

እፎ   ከመይ/ክንደይ   How
እፎ ሀሎከ፧ ከመይ ኣለኻ፧

ስፍን/እስፍንት/ሚ   ክንደይ   How

ስፍን ውእቱ ዕድሜከ፧ / ዕድሜኻ ክንደይ እዩ፧
ሚ ይበዝኁ እለ ይሣቅዩኒ ፧ / እዞም ዘሣቕዩኒ ኽንደይ ይበዝኁ፧

ለምንት   ስለምንታይ   Why

ለምንት ኣንገለጉ ኣሕዛብ፧ / ስለምንታይ ኣሕዛብ ኣጕረምረሙ፧

ለቡ፡ በዚ ዝተዋህበና ኣብነት ተኸቲልና ምሉእ ሓሳባት ንጽሓፍ!  

ወስብሐት ለእግዚአብሔር!

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195