banner

ኣኃዝ ግእዝ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ኣኃዝ ግእዝ

ኣኃዝ ማለት ዓቐንን ብዝኅን መፍለጢ፡ መምዘኒ፡ መሥርዕ መግበሪ፡ ሕሳብ ቀመር መሥርሒ . . . ቍጽሪ እዩ።

ኣኃዝ ግእዝ፦ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ንምግላጽ፡ ገጻት መጻሕፍቲ ንምምዝጋብ፡ ተርታ ምዕራፋት፡ ፍቕዲ ጥቕሲ መጻሕፍቲ ንምምልካት . . .  ዓቢይ ጥቕሚ ኣለዎ። እንተኾነ ግና ባዶ (ዜሮ) ኣኃዝ ንበይኑ ስለ ዘይብሉን ዓበይቲ ቍጽርታት (ልዕሊ ፲) ከም ሓደ ምልክት ስለዝጸሓፉ ሕሳብ(-+*፥) ንምግባር ኣጸጋሚ እዩ።

 

ጥንታውነቱን ታሪኹን ንምዕቃብ፣ ኣብ ኣገልግሎት ንምውዓል . . .  ክንፈልጦም ይግብኣና።

አኃዝ ግእዝ    ብፊደል (ግእዝ) ብፊደል (ትግርኛ)
1 አሐዱ ሓደ
2 ክልኤት ክልተ
3 ሠለስት ሠለስተ
4 አርባዕት ኣርባዕተ
5 ኀምስት ኃሙሽተ
6 ሥድስት ሽዱሽተ
7 ሠብዓት ሾብዓተ
8 ሠመንት ሾሞንተ
9 ተስዓት ተሽዓተ
10 ዐሠርት ዓሠርተ
20 ዕሥራ ዕሥራ
30 ሠላሳ ሠላሳ
40 አርብዓ ኣርብዓ
50 ኀምሳ ኃምሳ
60 ሥድሳ ስሳ
70 ሠብዓ ሰብዓ
80 ሠማንያ ሰማንያ
90 ተስዓ ተስዓ
100 ምእት ሚእቲ
፲፻ 1,000 ዓሠርቱ ምእት ሽሕ
10,000 እልፍ ዓሰርተ ሽሕ
፲፼ 100,000 ትእልፊት ሚእቲ ሺሕ
፻፼ 1,000,000 ምእልፊት ሓደ ሚልዮን
፲፻፼ 10,000,000 ረበዋት ዓሠርተ ሚልዮን
፼፼ 100,000,000 እልፈ እልፍ ሚእቲ ሚልዮን
፲፼፼ 1,000,000,000 እልፈ ትእልፊት ሓደ ቢልዮን
፻፼፼ 10,000,000,000 እልፈ ምእልፊት ዓሠርተ ቢልዮን
፲፻፼፼ 100,000,000,000 እልፈ ረበዋት ሚእቲ ቢልዮን
፼፼፼ 1,000,000,000,000 ምእልፊተ ምእልፊት ሓደ ትሪልዮን
፲፼፼፼ 10,000,000,000,000 ምእልፊተ ረበዋት ዓሠርተ ትሪልዮን
፻፼፼፼ 100,000,000,000,000 ረበዋት ረበዋት ሚእቲ ትሪልዮን

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195