banner

ጽባሕ ሰንበት ዕለት 03 ሰኔ 2010 ዓ.ም. (10/06/2018 ዓ.ም.ፈ) ጸሎተ ፍትሓት ኺግበር እዩ!

ጽባሕ ሰንበት ዕለት 03 ሰኔ 2010 ዓ.ም. (10/06/2018 ዓ.ም.ፈ) ጸሎተ ፍትሓት ኺግበር እዩ!

ሰንበት ዕለት 03 ሰኔ 2010 ዓ.ም. (10/06/2018 ዓ.ም.ፈ) ጸሎተ ፍትሓት ናይቶም ናብ ገዳም ደብረ ሲና እናተጓዓዙ ብሓደጋ መኪና ዝዓረፉ ምእመናንን ምእመናትን ኣብ ውሽጢን ወፃኢን ሃገር ኣብ ዝርከባ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያናት ጸሎተ ፍትሓት ኺግበር እዩ።

ብፍላይ ድማ ብደረጃ ሃገር ኵለን ኣብያተ ክርስቲያናት ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ዝሳተፍዎን ብፁዓን ጳጳሳት ዝመርሕዎን ብሕብረት’ውን ኵሎም ሥድራ ቤት መወትቲ ዝሳተፍዎ ስመ ክርስትና ምዉታን እናተዘከረ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ጸሎተ ፍትሓት ኺግበር እዩ።

በዚ መሠረት ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ኣብዚ ጸሎተ ፍትሓት ኽንሳተፍን ኣብ ኵሉ ጸሎታትና ኣስማቶም እናጠቕስና ክንጽልን ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዘኻኽር።

ኣስማት ዝዓረፉ ድማ ኸምዚ ዚስዕብ እዩ፥

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195