
ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ሃገረ ጀርመን ሓዋርያዊ ኣገልግሎት ኣካይዶም !
ኣብ ኤውሮጳ ሓዋርያዊ ዑደቶም ዘካይዱ ዘለዉ ልኡኻን ቅዱስ ሲኖዶስ፣ ብክልተ ጉጅለ ብምዃን ኣብ ሃገረ ጀርመንን ሃገረ ንግሥነት ነዘርላንድ ሰፊሕ ዑድት የካይዱ ኣለዉ።
በዚ መሠረት ቀዳማይ ጉጅለ ልኡካን ብፁዕ ኣቡነ ቄርሎስን መምህር መልከጼዴቅን ቆሞስ ሃብተወልድን ብዕለተ 07 ጥቅምት 2011 ዓ.ም. (17/10/2018 ዓ.ም.ፈ) ኣብ ሃገረ ጀርመን ካብ ዝኣተዉሉ ጊዜ ጀሚሮም ሰፊሕ ሓዋርያዊ ኣገልግሎት ፈጺሞም።
ተውሳክ፡ . . .ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ሃገረ ጀርመን ሓዋርያዊ ኣገልግሎት ኣካይዶም !