banner

ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ፡ ክብረ በዓል ቁስቋም ማርያም ኣረጊት ድባርዋን ቅዱስ ጊዮርጊስ መንደፈራን ተባዒሉ!

6 ኅዳር ክብረ በዓል ቁስቋም ማርያም ኣረጊት ድባርዋን 7 ኅዳር ቅዱስ ጊዮርጊስ መንደፈራን ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ (መንደፈራ) ከምኡ’ውን ኣብ ሀገረ ስብከት ኣሥመራ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፋሮማዮ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ኣብ ዝተረኽብሉ ብመንፈሳዊ ድምቀት ተባዒሉ!
ክብረ በዓል ቁስቋም ኣብተን ብስም ቁስቋም ቤተ ክርስቲያን ኣሕኒፀን ታቦት ዘቕረጻ ክብረ በዓለን ብዓቢይ መንፈሳዊ ክብሪ ክበዓል ከሎ፡ ብፍላይ ኣብታ ጥንታዊት ገዳም ኣረጊት ድባርዋ ድማ ድምቀት ነይርዎ።

ተውሳክ፡ . . . ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ፡ ክብረ በዓል ቁስቋም ማርያም ኣረጊት ድባርዋን ቅዱስ ጊዮርጊስ መንደፈራን ተባዒሉ!

ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስ ዕዉት ሓዋርያዊ ዑደትን ርክባትን ገይሩ!

ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስ ዕዉት ሓዋርያዊ ዑደትን ርክባትን ገይሩ! 

ብዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ብፁዕ አቡነ ሉቃስ ዝምራሕ ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስ ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሓዋርያዊ ዑደት ከካይድ ከሎ፡ ምስ ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያን ከኣ ርክባት ኣካይዱ።

ተውሳክ፡ . . .ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስ ዕዉት ሓዋርያዊ ዑደትን ርክባትን ገይሩ!

ልኡክ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ማእከላይ ምሥራቅ ሓዋርያዊ ዑደት የካይድ ኣሎ!

ልኡክ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ማእከላይ ምሥራቅ ሓዋርያዊ ዑደት የካይድ ኣሎ!

ብዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስን ተሓጋጋዛይ ዋና ኣመሓዳሪ መንበረ ፓትርያርክ ዲያቆን ግርማይ ዘርኣይን ዝተመርሐ ልኡክ ቅዱስ ሲኖዶስ ንሓዋርያዊ ዑደት ናብ ማእከላይ ምሥራቅ ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያን ኃሙስ 17 ጥቅምት 2009 ዓ.ም. ገይሹ።

ልኡክ ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ኣብዚ ንሓደ ሰሙን ዝጸንሕ መገሻኡ፡ ኣብ ዱባይን ኣቡዳብን ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያን ምብጻሕ ሥራሕ ከኻይድን ቡራኬን ምዕዳንን ንሕዝበ ክርስቲያን ክህብን እዩ።

ቅዱስ ሲኖዶስ ምብጻሕ ሥራሕ ኣካይዱ!

ቅዱስ ሲኖዶስ ምብጻሕ ሥራሕ ኣካይዱ!

ብዕለት 14 ጥቅምት 2009 ዓ.ም. ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ኣብቲ ዓበይቲ መንፈሳውያን መደባት ዝፍጸመሎም ዘሎ፡ ኣብ ዝበዝኀ ትኅዝቶኡ ኣብ ምፍጻም ዝርከብ ዘመናዊ ሕንፃ መንፈሳዊ ኮሌጅ ከምኡ’ውን ኣብ ምቋም ዝርከብ ገዳም ደብረ ደናግል ምብጻሕ ሥራሕ ኣካይዱ።

ተውሳክ፡ . . .ቅዱስ ሲኖዶስ ምብጻሕ ሥራሕ ኣካይዱ!

ዓመት መጸ 14 ጥቅምት ዝኽበር ክብረ በዓል ጻድቅ አቡነ አረጋዊ ብድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጸ 14 ጥቅምት ዝኽበር ክብረ በዓል ጻድቅ አቡነ አረጋዊ ብድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጸ 14 ጥቅምት ክብረ በዓል ጻድቅ አቡነ አረጋዊ፡ ብዓቢይ መንፈሳዊ ድምቀት ኣብ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያን ተኸቢሩ። ብፍላይ ኣብተን ብስም ኣቡነ ኣረጋዊ ዝጽውዓ ኣብያተ ክርስቲያን፡ ካብ ዋዜማ ጀሚሩ፡ ምሉእ ለይቲ ስብሐተ ማኅሌት ምስጋና እግዚአብሔር በጺሑ። ኣብ ጸሎተ ቅዳሴን ዑደተ ታቦትን’ውን ዕፁብ ግብሪ እግዚአብሔር ኣብ ልዕሊ ቅዱሳኑ ዝገልጽ ጣዕመ ዜማን ጸሎትን ስብከትን ተኻይዱ።

ተውሳክ፡ . . . ዓመት መጸ 14 ጥቅምት ዝኽበር ክብረ በዓል ጻድቅ አቡነ አረጋዊ ብድምቀት ተባዒሉ!

ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ሓዋርያዊ ዑደት ኣብ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን የካይድ ኣሎ!

ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ሓዋርያዊ ዑደት ኣብ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን የካይድ ኣሎ!

ብብፁዕ ኣቡነ ባስልዮስ ዋና ኣመኃዳሪ መንበረ ፓትርያርክን ጳጳስ ዞባ ዓንሰባን፡ መምህር መልከጼዴቅ ኣባል ቅዱስ ሲኖዶስን ኣበምኔት ገዳም ደብረ ድኁኃን ኣቡነ ዮናስን ዝተመርሐ ልኡኽ ሲኖዶስ ሓዋርያዊ ዑደት ኣብ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን የካይድ ኣሎ።

ተውሳክ፡ . . .ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ሓዋርያዊ ዑደት ኣብ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን የካይድ ኣሎ!

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195