
ነጋድያን ሀገር ቅድስት ኢየሩሳሌም፡ ዑደቶም ብምቕጻል ኣብ ቅዱሳን መካናት ይበጽሑ ኣለዉ!
ነጋድያን ሀገር ቅድስት ኢየሩሳሌም፡ ብብፁዕ ኣቡነ ሉቃስን ገዳማውያንን ውሉደ ክህነትን እናተመርሑ ዘይበጽሕዎ ቅዱሳን መካናት ንምብጻሕ ካብ ዕለተ 18 ነሐሴ 2010 ዓ.ም. (24/08/2018 ዓ.ም.ፈ) ጀሚሮም ዑደቶም ይቕጽሉ ኣለዉ።
ብንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራሕ ዝፈልጥዎም ቦታታት ከም ቅድስት ኤልሳቤጥ ቃል ሰላምታ ንእግዝእትነ ማርያም ዘቕረበትሉን ...
ተውሳክ፡ . . . ነጋድያን ሀገር ቅድስት ኢየሩሳሌም፡ ዑደቶም ብምቕጻል ኣብ ቅዱሳን መካናት ይበጽሑ ኣለዉ!