
ዝክረ ዕለተ ሰማዕታተ ኤርትራ ብጸሎተ ፍትሓት ተዘኪሩ!
ዝክረ ዕለተ ሰማዕታት ኣብ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያን፡ ብፍላይ ድማ ብደረጃ ሃገር ኣብ ደብረ ሣህል ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ሰኑይ 12 ሰነ 2009 ዓ.ም. ጸሎተ ፍትሓት ተገይሩ።
ኣብዚ ሥነ ሥርዓት’ዚ ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ብፁዕ ኣቡነ ባስልዮስ ዋና ኣመኃዳሪ መንበረ ፓትርያርክ፡ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ሊቀ ጳጳስ ሀገረ ስብከት ማእከል፡ ኣበምኔት ገዳማት፡ ኣመኃደርቲ ሰበካ ጉባኤያት፡ ኣካላት መንግሥቲ፡ ውሉደ ክህነት፡ ምእመናንን ምእመናትን ተሳተፍቲ ነይሮም።
ተውሳክ፡ . . .ዝክረ ዕለተ ሰማዕታተ ኤርትራ ብጸሎተ ፍትሓት ተዘኪሩ!