‘ማኅሌት’፦ ‘ኀለየ፡ዘመረ፡ኣመስገነ’ ካብ ዝብል ግእዛዊ ቃል ዝወፀ ኮይኑ ምስጋና፡ መዝሙር፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መንፈሳዊ መሥዋዕት ማለት እዩ። ብሰንበት ዝቅወም ‘መዝሙር መወድስ’ ክበሃል ከሎ፡ ኣብ ናይ ወርኅን... ይቕጽል
ዓመት መጽአ 3 ጥር ዝክረ ዕረፍት ኣቡነ ሊባኖስ ዝኽበር ኮይኑ ሎሚ ዓመት’ውን ኣብ ገዳሞም ክብረ በዓል ደብረ ወርቅ ኣቡነ ሊባኖስ ሃም ብድምቀት ተባዒሉ። ካብ በረኸትን... ይቕጽል
ሓደ ካብተን ትሽዓተ ንኡሳን በዓላት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ግዝረት’ዩ። ሠራዔ ሕግ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘይካ በይና ኃጢኣት ፡ ሕጊ መጽሓፋዊ ፈጺሙ’ዩ። ሓደ ካብ ሕጊ... ይቕጽል
ግዝረት፡ ማለት ሕፃን ዕልቦኡ ዝኽንሸበሉ ኵነት እዩ። ዕልቦ ፆታዊ ኽፍሊ ኣካል ናይ ሕፃን ብምቕራጽ ዝፍጸም እዩ።
ኣብ ትኅቲ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ዝመሓደር ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን መደብ ፓልቶክ መበል 11 ዓመት ኣብ ትሕቲ “መስቀሉ ኣልዒሉ ደድኅረይ ዘይስዕብ ንዓይ ኣይበቕዕን እዩ”... ይቕጽል
ካብ 29 ታኅሣሥ ክሳዕ 5 ጥር ዘሎ ጊዜ ኾይኑ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብኅቱም ድንግልና ተፀኒሱ፡ ብኅቱም ድንግልና ከም እተወልደ ብሰፊሑ ይንገር። ከምኡ’ውን ምስጋና መላእኽት፡ ሓጐስ... ይቕጽል
ኣብ ሥነ ፍጥረት ብዕለተ ረቡዕ፡ ካብ ዝተፈጥሩ ሓደ ከዋክብት እዮም። “እግዚአብሔር ድማ ‘ንመዓልቲ ካብ ለይቲ ዝፈልዩ ብርሃናት ኣብ ጠፈር ሰማይ ይኹኑ፥ ንዘመናትን ንመዓልታትን ዓመታትን ከኣ... ይቕጽል
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እትነብሩ ሕዝበ እግዚኣብሔር፡ ኣብ ሆስፒታል ዘለኹም ሕሙማነ ሥጋ፥ ሕዝብኹም ንምድኃን ኣብ ኃያል ጻዕሪ እትርከቡ ሰብ... ይቕጽል
ብዕለት 15 ታኅሣሥ 2013 ዓ.ም. ላዕለዎት ኃለፍቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ምስ ተማሃሮን ምምኅዳርን ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ብዛዕባ ኣብ ምምሃርን ምስትምሃርን፡ ማኅበራዊ ሕይወትን ተማሃሮ... ይቕጽል
ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት ኮረና ቫይረስ ናይ ዙም ርክባት በብጊዜኡ ይቕጽል ኣሎ።
ኣብቲ ጸልሚ-ጭንቂ ዓዘቕቲ ታኼላ፣ወጥሪ በዚኅወን ኣዕይንተይ ክኾላ፣ ውሽጠይ’ውን እናበለ፥
24 ታኅሣሥ 2020 ዓ.ም.ፈ ከም መቐጸልታ ናይቲ ብ23 ታኅሣሥ ምስ ገዳማውያን ዝተኻየደ ጉባኤ፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ወከልቲ ገዳማት ኤርትራ ገዳም ደብረ ሲና፡ ገዳም ኣቡነ ብፁዓ... ይቕጽል
ቅዱስ ኤፍሬም ኣብ ናይ ረቡዕ ውዳሴ ማርያም ‘ኦ ገብርኤል መልአኽ በዓል ዓቢይ ብሥራት ነኣኻ ዝተዋህበ ክብሪ ዓቢይ እዩ፣ ናባና ዝመጸ ልደት ጐይታ ነገርካና፡ ኣቐዲምካ’ውን ነታ... ይቕጽል
ዓመታዊ 12 ታኅሣሥ ዝኽበር ክብረ በዓል ኣባ ሳሙኤል ምስ ድርብ ወርሓዊ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ኵለን ብስሞም ዝተቐርጸ ታቦት ዘለወን ኣድባራት ክበዓል ከሎ... ይቕጽል
ገዳም ደብረ ድማኅ ሓደ ካብቶም ጥንታውያን ገዳማት ሃገርና ኾይኑ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ቈላ ሠራየ፡ ካብ ርእሲ ከተማ ኣሥመራ ኣስታት 102 ኪ.ሜ. ርሒቁ... ይቕጽል
ካብ 14 ታኅሣሥ ክሳዕ 20 ታኅሣሥ ዘሎ ጊዜ ብርሃን ይበሃል።
ብዕለት 13 ታኅሣሥ 2013 ዓ.ም.ግ. ብፁዓን ኣቦታት ኣብ ዝተረክቡሉ ኣገልግሎት መርበር ሓበሬታ ልሳን ተዋህዶ ፡ልሳን ተዋህዶ እትብል ናይ ኣንድሮይድ መንፈሳዊ ኣፕሊኬሽን ተመሪቓ።
ጐይታ ኣብ መዋዕለ ሥጋዌኡ ዘስተምሃሮ ‘ወንጌል’ ይበሃል። ወንጌል ማለት ብሥራት፡ ስብከት ማለት እዩ። ሞተ ሥጋ ሞተ ነፍስ ከም ዝጠፍአ፡ ወልደ እግዚአብሔር ከም ዝነገሠ፡ ዲያብሎስ ከም... ይቕጽል
ከም መቐጸልታ ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ዘካይዶ ዘሎ ርክባት፡ ንካልኣይ ጊዜ ምስ ምምሕዳር ጉባኤ ምምኅዳር ጉባኤ ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ተራኺቡ።
ካብ 7-13 ታኅሣሥ ክሳዕ ልደት ዘለዉ ሠለስተ ሳምንታት (ሰናብቲ) ዘመነ ስብከት ይበሃሉ።
ኣብ ኵሉ ሃገረ ስብከትን ንኡሳን ሃገረ ስብከትን ዘለው ሰባክያነ ወንጌል ከካይድዎ ንዝጸንሑ ኣገልግሎት ሰብከት ብዝልዓለ ክቅጽልዎን ከዕብይዎን ዘዘኻኽር ጉባኤ ተቓኒዑ።
3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም.ግ (12 ታሕሳስ 2020 ዓ.ም.ፈ) ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ መበል ሰለስተ ዓመታ ናብ ቤተ ክርስቲያን ዝኣተወትሉ ዕለት ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅድስት... ይቕጽል
ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ህልው ኵነታት ዓለማዊ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ኮቪድ 19 ኣብ እዋኑ ክበጽሖምን ሓዋርያዊ ዑደት ክገብረሎምን ዝግብኦም ሃገረ ስብከታት ከምኡውን ኣብ... ይቕጽል
ናብ ናይ ሕይወት ገዳም፡ ኣዝዩ ዝረኃቐ፡ጕዕዞ ምስ ጀመርኩ ስምዒት ሰኒቐ፡ ቲ' መፈንጠራ ኃጢኣት!
“ብዙኅ ሕማሞሙ ለጻድቃን፡ ወእምኵሉ ያድኅኖሙ እግዚአብሔር/ናይ ጻድቃን መከራ ብዙኅ እዩ፡ እግዚአብሔር ግና ካብ ኵሉ የድኅኖም” መዝ. 34፡19 ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ወሀሎ አሐዱ ብእሲ ዘስሙ ቴዎድሮስ ዘእምዘመደ ክቡራን... ይቕጽል
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! • ‘እንድርያስ’ ማለት ‘በኵረ ሓዋርያት’ ማለት እዩ።ቅዱስ እንድርያስ ኃው ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኑ ኣብ ዓዱ ቤተ ሳይዳ ብምግፋፍ ዓሣ... ይቕጽል
‘በአታ ለማርያም’ ፦ ማለት ምእታው ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ቤተ መቅደስ ማለት እዩ። ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ዘርኢ እሴይ፡ ካብ ቤት ዳዊት ካብ ዝኾኑ... ይቕጽል
ዓመት መጸ ፩/1 ታኅሣሥ ክብረ በዓል ገዳም ደብረ ኰዳዱ አቡነ ብፁዓ አምላክ ኣጋእዝተ ዓለም ሥላሴ ንአቡነ ብፁዓ ኣምላክ ዝወረዱሎም ዕለት ብምዝካር፡ ዋና ኣመኃዳሪ መንበረ ፓትርያርክ... ይቕጽል
ጾም ማለት ሥጋ ንነፍሲ እትኸፍሎ ግብሪ እዩ። እዚ ዘሎናዮ ዓለም ጊዜያዊ እኳ እንተኾነ ዓለመ ሥጋ እዩ እምበር ዓለመ ነፍሲ ኣይኮነን።
ካብ 4 ክሳዕ 6 ታኅሣሥ ዘሎ ጊዜ ሰንበት ምስ ዝውዕል ደብረ ዘይት ይበሃል።
ያፍቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያምን ዝበሃሉ ፍቅረ እግዚአብሔር ዘለዎም ብሃይማኖት ጽኑዓትን ብሥነ ምግባር ትጉሃትን ሰብ ኃዳር ነበሩ። ወትሩ ብጸሎት ንቑሓት ስለዝነበሩ፡ ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ያፍቅረነ... ይቕጽል
ቅዱስ ጴጥሮስ ተፍጻሜተ ሰማዕት ካብቶም ፍርሃት እግዚአብሔር ዝነበሮም፡ውላድ ግና ዘይነበሮም ሊቀ ካህናት ቴዎድሮስን ቅድስት ሶፍያን ኣብ ሃገረ ግብጽ ተወሊዱ። ኣብ በዓል ጴጥሮስ ወጳውሎስ (5 ሓምለ)፡ ኣደኡ... ይቕጽል
ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ዝመሃሮ ትምህርት፦ “ነፍስ ወከፍ ብሓዊ እዩ ዝምቅር፡ ኵሉ መሥዋዕቲ ድማ ብጨው እዩ ዝምቅር፡ ጨው ጽቡቕ እዩ። እቲ ጨው መቐረቱ እንተ... ይቕጽል
ኣብ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሥነ-መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ ብናይ ምሸት መርሐ ግብር ትምህርቲ ዝከታተላ ዘለዎ ደቂ ኣንስትዮ ተሳትፍኦንን ተገዳስነትን ልዑል ከም ዘሎ ሓላፊ ጉዳያት ተምሃሮ... ይቕጽል
ፒሉፓዴር ማለት ፈታዊ ኣቦ ማለት እዩ፡ ብኻልኣይ ትርጕሙ ከኣ ኣገልጋሊ ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን መርቆሬዎስ ማለት እዩ። ስመ ክርስትና ናይ ኣቦኡ ‘ኖኅ’ ኮይኑ፡ ስመ ኣደኡ ድማ... ይቕጽል
ብርግጽ ኣብ ዙርያ ዝፋን ጐይታ ዚቖሙን ዘመስግኑን ክቝጸሩ ዘይከኣሉ ኣእላፈ ኣእላፋት ሠራዊተ መላእክት ከምዘለዉ በዓል ራእይ ነቢይ ዳንኤል(ዳን. 7፡10) ደኣ ይግለጽ እምበር፡ ብፍሉይ ድማ ዕሥራን... ይቕጽል
ብርግጽ ኣብ ዙርያ ዝፋን ጐይታ ዚቖሙን ዘመስግኑን ክቝጸሩ ዘይከኣሉ ኣእላፈ ኣእላፋት ሠራዊተ መላእክት ከምዘለዉ በዓል ራእይ ነቢይ ዳንኤል(ዳን. 7፡10) ደኣ ይግለጽ እምበር፡ ብፍሉይ ድማ ዕሥራን... ይቕጽል
ዓመታዊ 21 ኅዳር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ኵለን ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ታቦት ኣቕሪጸን ቤተ ክርስቲያን ዝሓነጻ ኣድባራት ክኽበር ከሎ ብፍሉይ ድማ... ይቕጽል
በቲ ጸቕጢ ጽልግልግታ ሰርቢ፡ውኖይ ምስ ሓከለ ሃዲሙ ካብ ቀልቢ
ኣብ ልሳነ ግእዝን ትግርኛን፡ ነፍስ ወከፍ ፊደል ናቱ ትርጕምን መግለጽን ኣለዎ። ብኣደማምፃኦም ሓደ ዓይነት ዝኾኑ፣ እንተኾነ ግና ብመልክዕን ቅርጽን ከምኡ’ውን ብምሥጢርን ትርጕምን ዝፈላለዩ ፊደላት ኣለዉ።
ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣቀዲሙ ምስ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ሃገረ ስብከታትን ንኡሳን ሃገረ ስብከታት ከካይዶ ዝጸንሐ ጉባኤ፡ ሰሉስ ዕለት 15 ኅዳር 2013... ይቕጽል
18 ኅዳር ዕለተ ዕረፍቱ ናይ ሓደ ካብ ዓሠርተው ክልተ ሓዋርያት ዝኾነ ቅዱስ ፊልጶስ እዩ። ‘ፊልጾስ’፦ ማለት መፍቀሬ አኃው ፈታው ኣኅዋት፣ ኣኃዜ ኲናት ረያጼ ኣፍራስ ማለት እዩ። ሓዋርያ... ይቕጽል
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕለት፡ ብፍላይ ከኣ ዕለተ ሰንበት እሑድ ዝዝመር፡ ዝስበኽ፡ ዝንበብን ዝቕደስን ብሓፈሻ ዝበጽሕ ስብሐታትን ዝንበብ ቃለ እግዚአብሔርን ምሥጢር ዝኃዘ፡ ምስቲ ጊዜ ዝዛመድ ምዕዶን... ይቕጽል
ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ 15 ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ 28 ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ... ይቕጽል
ዓመት መጽአ 12 ኅዳር እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጻውያን ብመሪሕነት ሊቀ መላእት ቅዱስ ሚካኤልን ናጽነት ዝወጽእሉ ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል፡ ሎሚ ዓመት እውን 12... ይቕጽል
ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ ‘መን... ይቕጽል
6 ኅዳር ክብረ በዓል ቁስቋም ኣብ ማርያም ኣረጊት ድባርዋን ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ (መንደፈራ) ብፁዕ ኣቡነ ዮሓንስ ሊቀ... ይቕጽል
ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ከም ኣካል ብዘመናዊ ኣገባብን ሥርዓተ ትምህርትንምሥልጣንን ምምሃርን ኣገልገልቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ምሉእ ባይታ ብምጥጣሕ፡ ኣኅዳሪ መንፈሳዊ ኮሌጅ ብደረጃ ዲግሪን ዲፕሎማን ካብ ትጅምር... ይቕጽል