banner

ኵሉ ሕዝበ ክርስቲያን ኣብዚ ዓቢይ ጾም ብጸሎትን ጾምን ክጽመድ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣዘኻኺሩ!

ኵሉ ሕዝበ ክርስቲያን ኣብዚ ዓቢይ ጾም ብጸሎትን ጾምን ክጽመድ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣዘኻኺሩ!

“ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ኣምላኽና ርእስና ከነትሕት፡ ንኣናን ንሕፃናትናን ንዅሉ ጥሪትናን ኣብ ጕዕዞና ምእንቲ ኽሕልወና ክንልምን ኢለ ኣብ ርባ ኣሃዋ ጾም ኣወጅኩ። . . . ኣምላኽና ምእንቲ ኽሕልወና ኸኣ ጾምናን ጸሌናን፣ ንሱ ድማ ሰምዓና” (መጽ. ዕዝራ 8፡21-23) ከምዝብል ብእዉጅ ጸሎትን ጾምን ተጸሚድና እንልምኖ ንቤተ ክርስቲያናን ንሃገርናን ንምሉእ ዓለምን ዝረድእ ምዃኑ ዝተረጋገጸ እዩ።


በዚ መሠረት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ኣብዚ ዓቢይ ጾም ኣብ ኵለን ገዳማትን ኣድባራትን ኣብያተ ክርስቲያናትን ብሓፈሻ ውሽጥን ወፃእን ሃገር ዘሎ ኵሉ ሕዝበ ክርስቲያን ንሰላም ሃገርና ፍጹምን ምሉእን ክገበረልና፣ ሓድነት ቤተ ክርስቲያን ከጽንዓልና ብጾምን ጸሎትን ምህላን ተጸሚዱ ንእግዚአብሔር ክልምንን ክምኅጸንን ኣዘኻኺሩ።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195