banner

ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውጺኡ!

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውጺኡ!

ቅዱስ ሲኖዶስ ብወከልቱ ብጹኣን ጳጳሳት ኣቢሉ ብዕለት ፪ ግንቦት ፳፻ወ፲፩ ዓ.ም. (10/05/2019) ኣብ ዝገበሮ ጉባኤኡ ህልዊ ኩነታት ቤተ ክርስቲያን ኣመልኪቱ መግለጺ ኣውጺኡ።

ንኵሎም ስዩማን ውሉደ ክህነትን ምእመናንን ምእመናትን ንብርሃነ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እንቋዕ ኣብጸሓና ኣብጸሓኩም ድሕሪ ምባል፣ ብኣጽራረ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ልዕሊ ሓድነት ቤተ ክርስቲያን ንዘተኰረ ሕሱር ጸለመ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ።

ብቀጻሊ’ውን ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ዝተረኽበሉ ኣብ ጉዳይ ሣልሳይ ፓትርያርክ፣ ጉዳይ ተሃድሶ መናፍቕነት፣ ጉዳይ ምምሕዳራዊ ስርሓት ቤተ ክርስቲያንን መንግሥታዊ ርክባትን ከምኡ’ውን ተዛማዲ ጉዳያትን ሰፊሕ መብርሂ ከምዝህብ ገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶኡ ከኣ ስዒቡ ይቐርብ።

 ተውሳክ PDF file፡ . . .

 

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195