banner

ኣብታ ጃልባ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ኣብታ ጃልባ

ኣብታ ጃልባ ጕዕዞ ሕይወት ቀላይ
ፈጣሪ ተሰቂሉ እናተጓዕዘ ምሳይ
ኣነ ዓሻ፣

ነቲ ጐይታ ኵሉ ኣንፈት ባሕሪ ዝፈልጥ
ብሶላ ከየትኅዞ መንገደይ ክሰልጥ
ነታ ብሶላ ኣነ ባዕለይ ኂዘያ
ንወዮ መቕዘፊት ናብ ጐይታ ገዲፈያ
ርኁቅ ከይከድኩ፣

ኣንፈተይ ኣጥፊአ ዕውን ውን ኢሉኒ
ተስፋ ኣብ ምቍራጸይ ሓደ ሓሳብ መጺኒ
ንብሶላ ሕይወተይ ኣብ ጐይታ ኣንቢረ
መቕዘፊ ኂዘ ክጅልብ ጀሚረ
ሽዑ እታ ጃልባ፣

ንማዕበላት ሰይጣን ጸኒዓ እናበድሀት
ኣብ መንፈሳዊ ጕዕዞ ሠሚራ ንእለት።

ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር!

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195