banner

ወከልቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኣብ ጉባኤ ባህልን ቅርስን ተሳቲፎም!

ወከልቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ጉባኤ ባህልን ቅርስን ተሳቲፎም!

ብዕለት 06-07 ጥቅምት 2012 ዓ.ም ኣብ ትሕቲ “ባህላዊ ውርሻና መግለጺ መንነትና”ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተቓንዐ ጉባኤ ወከልቲ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ተሳቲፎም።

ኣብዚ ልዕሊ 265 ተሳተፍቲ ዝነበርዎ ጉባኤ ብሸሞንተ ምሁራን ኣብ ባህልን ሰነዳዊ ውርሻን ዘተኮረ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ክቐርብ ከሎ፡ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዝተገብረላ ዕድመ ሠለስተ ወከልቲ ዝኾኑ ቀሲስ መብራህቶም ብርሃነ፡ ቀሲስ መንግሥተአብ በየነን መሪጌታ ፊልሞን የማነብርሃንን ብዛዕባ ገዳማትን ቅርስታቶምን ዝገልጽ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣቕሪቦም። እዚ መጽናዕታዊ ጽሑፍ’ዚ ትርጕም ቅርሲ፡ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዝርከቡ ዓይነታት ቅርስታት፡ ህልው ኵነታት ቅርስታትን ኣብ ዕቃበ ዘተኮረ ውጥን ዕዮን . . . ዘጠቓልል ነይሩ።

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195