banner

ዜና ዕረፍት ብፁዕ አቡነ ኣትናቴዎስ

ዜና ዕረፍት ብፁዕ አቡነ ኣትናቴዎስ

‘በድርየኒ ፈጸምኩ/ ጕያይ ፈጺመ እየ’ (2ይ ጢሞ. 4፡7)

ጳጳስ ሃገረ ስብከታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ዝኾኑ ብፁዕ ኣቡነ ኣትናቴዎስ ብዝኃደሮም ሕማም ኣብ ውሽጥን ወፃእን ሃገር ኽሕከሙ ድኅሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ ዓርቢ 09 ግንቦት 2011 ዓ.ም. (17/05/2019 ዓ.ም.ፈ.) ምሸት ሰዓት 10፡00 ድ.ቀ ኣብ ኣሥመራ ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኦም ዓሪፎም ኣለዉ።

መርሐ ግብር ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ኣቦና ምስ ታሪኽ ሕይወቶም፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ንሕዝበ ክርስቲያን ኣብ ጊዜኡ ኪገልጽ እዩ።

 

ኦ እግዚኦ አዕርፍ ነፍሰ አቡነ ኣትናቴዎስ/

ኦ ጐይታ ነፍሲ ኣቦና ኣትናቴዎስ ኣዕርፍ!

Our Faith

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly,ng righ
A.  It is stated as ‘Eritrean’ for it is located  within Eritrea’s sovereign integrity, 
B.  And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for  the Church has the true faith,
C.  And is called ‘Tewahdo’ for it believes   Read More . . . 

ርኸቡና

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ
ፖ.ሳጹን ቁጽሪ 728
ኣስመራ፡ ኤርትራ
ቴለ፡ +291-1-184290/182270
ፋክስ፡ +291-1-182195