Print this page

ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ዝዝቲ ጉባኤ ተቓኒዑ

Jun 23, 2021

10 ሰኔ 2013 ዓ.ም.ግ (17 ሰኔ 2021 ዓ.ም.ፈ) ብመሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ወከልቲ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ኣብ ሓፈሻዊ ኪደት እቲ ሃገረ ስብከት ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ተኻይዱ።

ኣብቲ ጉባኤ እቶም ንሥርዓተ ሢመት ወጸሎተ ተቀብዖ ፭ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ፡ ንሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ብምውካል ብመሪሕነት ቆሞስ ኣባ ሃብተወልድ ዝመጹ ተጋባእቲ፡ ኣብ ሓፈሻዊ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ኣብያተ ክርስቲያናትን ንኡሳን ኣህጉረ ስብከታትን ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ፡ ከምኡ ውን ኣብ ኪደት ዘጋጠሙ ብድሆታት ንምፍትሖም ካብ ዝተወስዱ ቀዳምነታትን ብዝርዝር ዝዕመሙ ዘለዉ ሥርሓት ኣብ ቁዱስ ሲኖዶስ ኣቕሪቦም ።