ስታራቴጂካዊ ውጥን ንምጽዳቅ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

Sep 05, 2020

ብተሳታፍነት ክፍልታት መንበረ ፓትርያርክ፡ ኣብያተ ጽሕፈት ሃገረ ስብከታት፡ ፡ ንኡሳን ሃገረ ስብከታት ከምኡ’ውን ሰበካ ጉባኤታት ምእመናንን ዝተዳለወ እማመ ስትራቴጂካዊ ውጥን ብኮሚተ ምድላው ስትራቴጂካዊ ውትን ክጻፈፍ ድኅሪ ምጽናሑ፡ ብዕለት 31-08-2020 ዓ.ም.ፈ ናብ ብፁዓን ኣቦታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብያተ ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ቀሪቡ።

ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ ኣወሃሃዲ ናይ’ቲ መደብ ኣቶ ዮናስ ገብረሕይወት ካብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብዛዕባ ኣገዳስነት ምንዳፍ ስትራቴጂካዊ ውጥንን ደረጃታትን ኣገባባትን መግለጺ ሂቡ።

ቀጺሉ እቲ ነቲ ብጉጅለታት ዝተመቓቐለን ዝቐረበን ጽሕፈት ከተጻፍፍ ዝጸንሐት ኮሚተ ብኵሎም ተሳተፍቲ ኣካላት ዝቀረበ እማመ ራእይ፡ ተልእኮ፡ክብርታት ከምኡ’ውን ትንታኔ ብልጫታት፡ ድኻማት፡ ዕድላትን ስግኣታት ማለት (SWOT Analysis) ኣጻፊፋ ንዘዳለወቶ ከም ዝቐርብ ኾይኑ። ብድኅሪ’ዚ ድማ ንኹሉ ዝተገልጸ ነጥብታትን ብደቂቅ ድኅሪ ምዕዛብ ብተጋባእቲ ርእይቶታትን ክኻተት ዘለዎ ነጥብታትን ተላዒሉ ሠፊሕ ዘተ’ውን ተኻይዱ።

ኣብ’ቲ ጉባኤ ብፁዓን ኣቦታት ቃለ ማዕዳ ድኅሪ ምሃብ፡ ኣብ ምድላውን ምጽፋፍን እቲ ውጥን ንዝተሳተፉ ኵሎም ድማ ምስጋንኦም ገሊጾም። እዚ ቀሪቡ ዘሎ እማመ ዘድሊ ምትዕርራይ ተጌርሉ ኣብ ኣኬባ ቅዱስ ሲኖዶስ ቀሪቡ ተግባራዊ ከም ዝኸውን ቤት ጽሕፈት ምምኅዳር መንበረ ፓትርያርክ ሓቢሩ።

 

ዘመነ ማቴዎስ 15 መስከረም 2013 ዓ.…

September
Friday
25
ዝክር፦ ፍልሰተ ሥጋሁ ለእስጢፋኖስ፡ ወአባጴጥሮስ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት ቈላ.1፡1-10 ያዕ. 5፡13-ፍጻሜ ግብ. ሐዋ. 6፡7-ፍጻሜ ምስባክ መዝ. 127/128 ወንጌል ዮሐ. 15፡12-19 ቅዳሴ ዘወልደ ነጐድጓድ። * * *
00:00 h
Ad Right

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅዱስ ዮሐንስ ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ…

ብዕለት 2 መስከረም 2013 ዓ.ም.ግ. “እግዚአብሔር ከኣ በደልካ ኣርሒቑልካ እዩ ኣይትመውትን ኢኻ” 2ይ ሳሙ. 12፡13 ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል...

ካብ ርእሰ ዓውደ ዓመት ክሳዕ ፀአተ ክረምት

1. ካብ ዮሐንስ (መለወጢ ዘመን ) ክሳዕ ዘካርያስ (1 መስከረም ክሳዕ 8 መስከረም) ሓድሽ ዓመት ዝትክኣሉ እዋን ስለዝኾነ ኣብ ልቢ ክርስቲያን...

በዓለ ሥእል ዘጼዴንያ

ብመሠረት ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ቅዱሳት ኣሣእል ብዙኅን ዓቢይን ጥቕሚ ይርከብ። ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝርከቡ ትምህርትታትን ታሪኻትን ብሥእላዊ ኣገላልጻ...

ሓድሽ ዓመት ብሓድሽ መንፈስ!

ኣብቲ ብብርሃን ዝወቀበ ዘመን ኣዳራሽ ፡ ኣርባዕተ ወንጌላውያን ከም ዕንቍ ተኾሊዖም ብሓጐስ ዝነብርሉ፡ ሓደ ንበይኑ ኣብ መደቡ ግልል ኢሉ ነበረ።...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅዱስ ሩፋኤል ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ…

ብዕለት 3 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም.ግ. “ሕይወቱ ምሉእ ንእግዚአብሔር ኣሚኑ ዝኃፈረ የለን” መጽ.ሲራ. 2፡10 ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት...

ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ገዳመን ክሓንፃ ፕላን ኣጽዲቀን…

ናይ ደቀ ኣንስትዮ ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ብ29 መስከረም ብሠናይ ፍቓድ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ተገደመ ቤተ ጸሎት፡ መንበሪ...

ኣብ ምድላው ዝርከብ ሥርዓተ ትምህርቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ንምግምጋም ጉባኤ…

ብዕለት 4-5 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም. ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ንኣብ ምድላው ዝርከብ ሥርዓተ ትምህርቲ (ካሪክሉም) ዝግምግም ጉባኤ ተቓኒዑ።...

አሥርቆት ዘወርኀ መስከረም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መስከረም ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥቅምት በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መስከረም...

እንቋዕ ናብ ዘመነ ማቴዎስ 2013 ዓ.ም.ግ. ኣብጽሓና።

“ካብ ኣንስቲ ኻብ ዝተወልዱ ኻብ ዮሓንስ መጥምቕ ዚዓቢ ሓደ እኳ ኸምዘይተንሥአ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፤ኣብ መንግሥተ ሰማያት እቲ ዚንእሶ የዓብዮ” ማቴ፡11፥11  ሄሮድስን...

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ እንቋዕ ናብ ዓመተ 2013…

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ብምኽንያት ርእሰ ዓውደ ዓመት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዝሃብዎ ቃለ ቡራኬ፦ ንዅልኹም ኣብ ቀረባ ውሽጢ...

ባሕረ ሓሳብ ፡ ሓሳበ ዘመን ፳፻፲ወ፫/ 2013 ዓ.ም.

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ...

ብዝተፈላለየ ዐውደ ትምህርት ዝተማህሩ መምህራን ተመሪቖም!

 ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብትርጓሜ መጽሓፍተ ሓዲሳት ሽድሽተ ተመሃሮ፡  ብመዝገብ ቅዳሴ ድማ ሸሞንተ ተመሃሮ ብድምር 14 ተመሃሮ ብደረጃ...

  

latest articles

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

Tsinset (Annunciation – Feast of Incarnation)

In accordance with the cannon of the Church, one of the nine major feast days of Our Lord. it Tsinset (Annunciation...

The feast of presenting the lord Christ in the temple…

On this day we celebrate the feast of presenting the lord Christ to the temple after 40 days of his...