ሀ. ብቐዳም ኣይትጹሙ ዝብል ሕጊ ተሳዒሩ። ብጾም ስለዝወዓል እያ፣ ማቴ. 9፦15፣
ለ. ሰይጣን ተሳዒሩ ገነት ተኸፊታትሉ ዝወዓለት ዕለት ስለዝኾነት እዩ።
ናብ ብርሃነ ትንሣኤኡ ብሰላም የብጽሓና!
ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር፡ አሜን!
ብዕለት ቀዳም ቅድመ ሥጋዌ “ወአዕረፈ እግዚእነ እምኵሉ ግብሩ ዘአኀዘ ይግበር” በታ ሻብዓይቲ መዓልቲ ኻብቲ ዅሉ ኺፈጥሮ ዝቐነየ ኣዕረፈ፣ ዘፍ፦2፣3 ይብል። ድኅረ ሥጋዌ ውን ናይ ኵሉ ኸኣሊ ዝኾነ ለዋህ ጐይታ ሥራሕ ድኅነት ፈጺሙ ኣብ ከርሢ መቓብር ዘዕረፈላ ዕለት እያ፣ እዛ ዕለት እዚኣ ቐዳም ሥዑር ትብሃል፣ እዚ ድማ፣-
ሀ. ብቐዳም ኣይትጹሙ ዝብል ሕጊ ተሳዒሩ። ብጾም ስለዝወዓል እያ፣ ማቴ. 9፦15፣
ለ. ሰይጣን ተሳዒሩ ገነት ተኸፊታትሉ ዝወዓለት ዕለት ስለዝኾነት እዩ።
ናብ ብርሃነ ትንሣኤኡ ብሰላም የብጽሓና!
ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር፡ አሜን!