‘አምላኮሙ ለአበዊነ፡ ለአብርሃም ወለይስሐቅ ወለያዕቆብ’ ጸሎተ ምናሴ ነቢይ

Sep 03, 2021

እግዚኦ አኃዜ ኵሉ ዓለም፡

አምላኮሙ ለአበዊነ፡ ለአብርሃም ወለይስሐቅ ወለያዕቆብ።

ወለኵሉ ፍሬሆሙ ለጻድቃን፡ ዘገበርከ ሰማየ ወምድረ ምስለ ኵሉ ዓለሞሙ።

ዘገሠፅካ ለባሕር በቃለ ትእዛዝከ።

ዘዐፆከ ቀላያተ ወኀተምከ ግሩመ።

ውእቱኒ በስቡሕ ስምከ። ዘኵሉ ይርዕድ ወያድለቀልቅ እምቅድመ ገጸ ኃይልከ፡ እስመ አልቦ ጽንፍ ለዕበየ ስብሐቲከ።

ግሩም መቅሠፍተ መዓትከ ላዕለ ኃጥአን።

አልቦ ኍልቍ ወአልቦ መሥፈርት ለሣህለ ትእዛዝከ።

እስመ አንተ እግዚአብሔር ባሕቲትከ ልዑል።

መሐሪ ርኁቀ መዓት ወብዙኀ ሣህል፡ ወመስተመይጥ ላዕለ ጌጋዮሙ ለእጓለ እመሕያው።

ይእዜኒ እግዚኦ አምላኮሙ ለጻድቃን።

እስመ አኮ ለጻድቅ ዘገበርኮ ለንስሐ።

አኮ ለአብርሃም ወለይስሐቅ ወለያዕቆብ እለ ኢአበሱ ለከ።

አላ ተመየጥ ንስሐ ዚአየ ለኃጥእ።

እስመ አበስኩ እምኍልቈ ኆፃ ባሕር፡ ወብዙኅ ኃጢአትየ።

አኮ ድልወት ሊተ አንቃዕዱ ወእርአይ ኑኆ ለሰማይ።

እምብዝኀ ጌጋይየ።

ሠራኅኩ በመዋቅሕተ ሐፂን።

ከመ እስሐታ ለነፍስየ እምኃጢአትየ።

ወበዝየኒ ኢተስሕትኩ።

እስመ ወሀኩ መዓተከ።

ወእኩየኒ በቅድሜከ ገበርኩ።

እንዘ አዐቅብ ከንቶ ወአበዝኅ ዘኢይበቍዐኒ።

ወይእዜኒ እሰግድ በብረከ ልብየ።

እንዘ እስእል ምሕረተ ዚአከ።

አበስኩ እግዚኦ አበስኩ።

ወኃጢአትየኒ እትአመን።

እትመሀለል ወእስእለከ።

ተሣሃለኒ እግዚኦ ተሣሃለኒ።

ወኢትመጥወኒ ለኃጢአትየ።

ወለዓለምሰ ኢትዕቀብ ሊተ እከይየ።

ወኢትትበቀለኒ በማዕምቅቲሃ ለምድር።

አንተ እግዚኦ አምላኮሙ ለእለ ይኔስሑ።

ያስተርኢ ኂሩትከ በላዕሌየ።

ከመ እንዘ አኮ ድልወት ሊተ አድኃንከኒ በብዝኀ ሣህልከ።

እሴብሐከ በኵሉ ጊዜ ወበኵሉ መዋዕለ ሕይወትየ።

እስመ ኪያከ ይሴብሑ ኵሉ ኃይለ ሰማያት።

ወለከ ስብሐት ለዓለመ ዓለም አሜን።

ኦ ኵሉ እትኽእል ኣምላኽ ኣቦታትና ዝኾንካ እግዚአብሔር፡

ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሓቅን ያዕቆብን!

ኣምላኽ እቶም ካብኦም ዝተወልዱ ጻድቃንን

ንስኻ ንዓለምን ነቲ ንዓለም መሊእዋ ዘሎ መስተንክር ዝኾነ ነገርን ፈጠርካ።

ካብ ወሰና ምእንቲ ኸይትኃልፍ ንባሕሪ ብቓልካ ኣዘዝካያ።

ኃይሊ’ቲ መስተንክርን ግሩምን ዝኾነ ስምካ ድማ ንመዓሙቝ ውቅያኖስ ኣርግኦ።

ኃይልኻ ምስ ኣርኣኻ ኵሉ ፍጥረት ይርዕድን ይምብድበድን።

ክብሪ ብርሃናዊ ግርማኻ ኣዝዩ መስደምም እዩ፣ ነድሪ ቍጥዓኻ ኃጥኣን ክጽመምዎ ዘይክእሉ ልዑል እዩ።

ግና እቲ እተተስፍዎ ምሕረት’ውን ዓቢይ እዩ፡ ክንርድኦ ኾነ ክንሰፍሮ ድማ ኣይንኽእልን ኢና።

ከመይ ንስኻ እግዚአብሔር በይንኻ ልዑል ኢኻ።

ንስኻ መሓሪ ካብ ቍጥዓ ዝረኃቕካ ብዓል ብዙኅ ርኅራኄ ኢኻ።

ብኃጢኣትና ኽንሳቐ ከሎና ንመቕጻዕትና ምእንቲ ተሰኪምና ኽንክእሎ ተቕልለልና።

ኦ ጐይታ ሕያውነትካን ምሕረትካን ዓቢይ ስለዝኾነ እቶም ዝበደሉኻ ብኃጢኣቶም ክንስሑ ከለዉ፡ ምሕረትን ድኅነትን ከም እትገብር ኣተስፊኻ ኣሎኻ።

ኦ ኣምላኽ ቅኑዓት ዝኾንካ እግዚአብሔር፡ ንስሓ ንጻድቃን ኢልካ ኣይሠራዕካዮን። እወ ንኣብርሃምን ንይስሓቅን ንያዕቆብን ነቶም ዘይበደሉኻ ኣይሠራዕካዮን። እኳ ደኣ ኸማይ ንዝኣመሰሉ ኃጥኣን ኢኻ ዝሠራዕካዮ።

ኃጢኣተይ ካብቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑፃ ይበዝኅ፣ ኦ ጐይታይ ኃጢኣተይ ኣዝዩ ብዙኅ እዩ። እወ ኃጢኣተይ ኣዝዩ ብዙኅ እዩ። ካብ ብዝኂ ኃጢኣተይ ዝተላዕለ ቅንዕ ኢለ ንሰማይ ክጥምት ኣይግብኣንን እዩ።

ኣብ ትሕቲ ኽብደት ኃጢኣተይ ተደቝሰ እኔኹ፡ በቲ ኸቢድ ሰንሰለት ኃጢኣተይ ጐቢጠ እኔኹ። ንኣኻ ስለ ዘቘጣዕኩኻ፡ ዕረፍቲ ኽረክብ ኣይከኣልኩን። ኣብ ኵሉ ቦታታት ጣዖት ኣቖምኩ ንስኻ እትጸልኦ ገበርኩ። ሕጂ ግና ምሕረት ኽትገብረለይ እናጸለኹ ብዓቢይ ትሕትና እሰግድ ኣሎኹ።

ኃጢኣት ገበርኩ ኦ ጐይታይ፡ ኃጢኣት ገበርኩ፡ ነቲ ዝገበርክዎ ኃጢኣተይ እናዘዞ ኣሎኹ።

ኦ ጐይታ እልምነካ ኣሎኹ። ብምሉእ ልበይ እጽሊ ኣሎኩ። ይቕረ በለለይ፡ ምሓረኒ።

ብምኽንያት ኃጢኣተይ ኣይተጥፍኣኒ፣ ምሳይ ንዘለዓለም ኣይትቈጣዕ። ንኣይ እትቐጽዓሉ መቕጻዕቲ ኣይትኣክብ።

ኣብ ዓዲ ምዉታት ኣይትደርብየኒ፡ ከመይ ንስኻ ኦ ጐይታ፡ ናይቶም ዝንስሑ ኣምላኽ ኢኻ።

ሽሕ’ኳ ዘይግብኣኒ እንተኾነ፡ ብዝኂ ምሕረትካን ሕያውነትካን ኣባይ ግለጾ።

ሽዑ ኣነ ብዅሉ ዘመን ሕይወተይ ከመስግነካ እየ። ኵሉ ኃይሊ ሰማያት መዝሙር ምስጋናኻ ይዝምር። ክብርኻ ንዘለዓለም ዓለም ይነብር፡ አሜን።

 

አርኬ፦ ምናሴ ንጉሥ ለመዓትከ ወሀኮ፣

ወእኩየ ገብረ በቅድሜከ እንዘ ያመልኮ ስብኮ፣

ወሶበ ነስሐ ድኅረ እሙቃሔሁ ፈታሕኮ፡

ክርስቶስ ለንስሐ እስመ ለኃጥአን ገበርኮ፣

ለአብርሃም ወለይስሐቅ ወለያዕቆብ አኮ።

ወስብሐት ለእግዚአብሔር፡ አሜን!

 

Ad Right

ዘመነ ማርቆስ 17 መስከረም 2014 ዓ.…

September
Monday
27
በዓለ መስቀል፡ ወታኦግንስጣሮማዊት።               ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት  1ይ ቆሮ. 1፡17-ፍጻሜ 1ይ ጴጥ. 2፡20-ፍጻሜ ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ.  5፡26-33 ምስባክ መዝ. 131/132 ወንጌል   ዮሐ. 19፡25-37 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘዮሐንስ አፈ ወርቅ።        * * *
00:00 h

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

በዓል ቅዱስ መስቀል 2014 ዓ.ም. ብዓቢይ ድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጸ 17 መስከረም ብዓቢይ ድምቀት ኣብ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያን ክበዓል ከሎ፡ ብፍላይ ግና ኣብ ሀገረ ስብከት ኣሥመራ ኣብ ርእሰ...

ኃይሊ ቅዱስ መስቀል ኣብ ዘመነ ኣበው።

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣብ ዘመነ ኣበው’ውን እንተኾነ ናይቲ ኺመጽእ ዘለዎ ኣማናዊ መስቀል ጽላሎት ኮይኑ ብዙኅ ተኣምራት ሰሪሑ እዩ፤...

ሓድነታዊ ጉባኤ ሓድሽ ዝተመርጸ ምምሕዳር ሰበካ ጉባኤን ምእመናን ኣባላት ሰበካ…

መሪሕነት ኣባላት ሰበካ ጉባኤ መድኃኔ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርቲያን ኤርትራ (ሉሳካ) ከምኡውን ምእመናን ምእመናት ነበርቲ ሃገረ ዛምብያ ብማእከልነት ቀሲስ...

ጉባኤ ማኅበር መላእ ኣብያተ ክርስቲያናት ኣፍሪቃ ኣብ ሃገረ ዛምብያ ይካየድ…

ብማኅበር መላእ ኣብያተ ክርስቲያናት ኣፍሪቃን(AACC) ብኣኣንጋድነት ቤት ምኽሪ ኣብያተ ክርስቲያናት ዛምብያ (CCZ) ተወዲቡ፡ ኣብ ዛዕባ ሕዝባዊ ዕዳን ብልሽውናን ምቁጽጻር ከምኡ’ውን...

ጉባኤ ኤፌሶን (431 ዓ.ም.) 1ይ ክፋል

ዝቐደመ ጉባኤታት ኣብ ምሥጢረ ሥላሴ ንዝተላዕለ ኑፋቄታት፣ ብፍላይ ብተመሃሮ ቤት ትምህርቲ አንጾኪያ፣  መልሲን ግቡእ መግትኢ ዝኸውን ውግዘትን ኣቐሚጡ ነበረ። ብድሕሪ...

በዓለ ሥእል ዘጼዴንያ

ብመሠረት ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ቅዱሳት ኣሣእል ብዙኅን ዓቢይን ጥቕሚ ይርከብ። ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝርከቡ ትምህርትታትን ታሪኻትን ብሥእላዊ ኣገላልጻ...

በዅሪ ጽምብል ሥነ ሥርዓት መመረቕታ ኮለጅ ነገረ መለኮት ደብረ ሲና…

ኮለጅ ነገረ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ ዘኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ብመዓልታውን ምሸታውን መርሐ ግብር ክምህሮም ካብ ዝጸንሐ ተማሃሮ፡...

“ነቢይ ኢሳይያስ”

ነቢይ ማለት ፡ መንፈስ ትንቢት ኃዲርዎ ብዛዕባ ዚመጽእ ትንቢት ዚንበ፣ ብዛዕባ ዝኃለፈን ዚመጽእን ራእይ ዚርኢ፣ ብዛዕባ ግብረ እግዚአብሔር ኣብ ታሪኽ...

ዜና መዋዕል ካብ ልደት ክሳዕ ግብአተ መሬት መሪጌታ ባራኺ ገብረመድኅን…

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! “በድርየኒ ፈጸምኩ ወሃይማኖትየኒ ዐቀብኩ፡ እንከሰ ጽኑሐ ሊተ አክሊለ ጽድቅ ዘየዐሥየኒ እግዚአብሔር ይእተ ዕለተ መኰንነ...

ኣብ ቤት ማኅተም ኮከበ ጽባሕ ንልዕሊ 20 ዓመት ዝሠርሑ መሪጌታ…

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ቤት ማኅተም ኮከበ ጽባሕ ማኅበረ ሓዋርያት ንልዕሊ 20 ዓመት ዝሠርሑ መሪጌታ በራኺ ገብረመድኅን ኣብ...

እንቋዕ ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ብሰላም ኣሰጋገረናን ኣብጽሓናን!

ዝናም ብመብረቕን ድምፂ ነጐድጓድን ተዓጂቡ ንምድሪ ዘዕለቕልቐሉ ወርኀ ክረምት ኣኅሊፉ፡ ንምድሪ ብልምላሜን ጽጌያትን ኣወቂቡ፡ ናብዚ ሓዲስ ዘመን ንሰጋገረሉ ወርኀ መስከረም...

ካብ ርእሰ ዓውደ ዓመት ክሳዕ ፀአተ ክረምት

1. ካብ ዮሐንስ (መለወጢ ዘመን ) ክሳዕ ዘካርያስ (1 መስከረም ክሳዕ 8 መስከረም) ሓድሽ ዓመት ዝትክኣሉ እዋን ስለዝኾነ ኣብ ልቢ ክርስቲያን...

  

latest articles

Transfiguration: (Debre Tabor)

This is the day celebrated on Nehase (August) 13 G.C. in which Our Lord Jesus Christ during his ministry, manifested...

PRAYER

Prayer is a word by which man communicates with his Creator in Faith, thanking and beseeching Him for the forgiveness...

FAITH AND WORKS

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...

The feast of the Holy Cross - Mesekel (The Founding…

The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...