ሀብተ ቤተ ክርስቲያን

ዘወረደ

Feb 25, 2020
ዘወረደ ወሪዱ . . . ካብ ጽርሐ ኣርያም፡ ሰማያዊ ክብሩ ወሪዱ . . . ካብ መንበረ ፀባኦት፡ ልዑል መንበሩ ወሪዱ…
ወደየ ልብኻ ሃበኒ! (ምሳ. 23፡26) ኣብ ቀጽሪ ናይ ልበይ ዝተሓፅረ መጻወድያ፣ሓደ ኢሉ ጀሚሩ ንልበይ ከብክያ፣ብጥበበይ ገይረ ክኣልዮ እንተ በልኩ፣መሊሰ ደኣ…

ምዅማር

Dec 31, 2019
ሥራሕ ንጽባሕ ይጽናሕበሃላይ እንታይ የስዕብ ደኃራይእዋእ! ዕዮ ቅድሚ ዓሚ የስግሮ ናብ ዓሚክዅምሮ ሎሚ።
ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ታኅሣሥ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥር በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ታኅሣሥ ቡሩክ መዓልቱ ፱ ወእምዝ ይትዌሰክ። ሎሚ…
 1 መስከረም ራጉኤል መልአክ፡ ኢዮብ፡ ወሜልኪ፡ ወበርተሎሜዎስ። መዝሙር፡ ዮሐንስ ኣኅድአ (ኣይድዓ) ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 1ይ ቆሮ. 11፡17-23 ያዕ. 2፡1-13።
1 ጥቅምት አንስጣስያ ቅድስት፡ ወተዝካሮን ለቅዱሳት ሕርጣን ወሶስና። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት ኤፌ. 5፡1-12 1ይ ዮሐ. 2፡5-11
 1 ኅዳር መክሲሞስ፡ ወማንፍዮስ፡ ፊቅጦር፡ ወፊልጶስ፡ ወነአኵቶ ለአብ ንጉሥ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት ዕብ. 10፡32-ፍጻሜ። 1ይ ጵጥ. 4፡4-11።

ዘመነ ዮሓንስ 25 ሰኔ 2012 ዓ.ም.ግ…

July
Thursday
2
ዝክር፦ ይሁዳ ሐዋርያ፡ ወጴጥሮስ ወጳውሎስ፡ ወበአተ ክረምት፡ ወጴጥሮስ ሊቀ ጳጳሳት። ዘቅዳሴምንባብ መልእክታት፦ 2ይ ጢሞ. 4፡16-ፍጻሜ ይሁ. 1፡1-6 ግብ. ሐዋ. 19፡34-ፍጻሜ ምስባክ፦ መዝ. 73/74 ወንጌል፦ ማር. 1፡32-39 ቅዳሴ፦ ዘሓዋርያት። * * *
00:00 h
Ad Right

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

“ብፁዕ ዘይሌቡ ላዕለ ነዳይ ወምስኪን/ ንድኻ ዝሓልየሉ ሰብ ብፁዕ እዩ”(መዝ…

ንሕይወተ ሥጋ ኣድለይቲ ዝኾኑ ነገራት ማይ፡ እንጌራ፡ ክዳን፡ መኅደሪ ቤት እዮም። (ሢራ. 29፡21) ብቐዳምነት ነዚኦም ዘይረኸቡን ዘይብሎምን ሰባት “ጽጉማት” ይበሃሉ። ብተወሳኺ’ውን...

ገዳም ደብረ ሲና

ገዳም ደብረ ሲና፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ ከባቢ መንሳዕ፡ ካብ ዒላበርዕድ ንሸነኽ ምሥራቕ ብእግሪ ናይ ክልተ ሰዓትን ፈረቓን...

ክብረ በዓል ሕንፀተ ቤታ ወቅዳሴ ቤታ

20 ሰኔ ሕንፀተ ቤታ ከምኡ'ውን 21 ሰኔ ቅዳሴ ቤታ እናተባህለ ዝኽበር በዓል እዩ። እዚ ኸኣ ክብረ በዓል ናይታ ንመጀመርታ ጊዜ...

ቤተ ክርስቲያን - ቤተ ቅድስና ቤተ በረከት

ሥርዓተ ኣምልኾ ዝፍጸመሉ፣ ስብሐታትን ውዳሴያትን ዝበጽሓሉ፡ ቅዱስ ሥጋኡን ክቡር ደሙን ዝዳለወሉ፡ ነገረ ሃይማኖትን ሥርዓትን ትውፊትን ዝንገረሉ ቅዱስ ቦታ (ሕንፃ) ቤተ...

ኣባ ገሪማ

ስም ኣቡኡ ንጉሠ ሮማ መስፍያኖስ ስም ኣደኡ ሰፍኖግያ፡ ኣደኡ መካን ስለዝነበረት ናብ ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ለመነት እግዚአብሔር ነዚ ብሩክ...

“ፍቅረ ብጻይ ክሳዕ ሞት” - ኣባ ለትጹን

ኣብ ሃገረ ብሕንሳ ዝተወልደ፡ ሓደ ካብ ዓበይቲ ቅዱሳን ኣበው ናይ ፍቕሪ ኣቦ ‘ኣባ ለትጹን’ እዩ። ቅድሚ ምንኵስናኡ፡ ኣብ ዕድመ ጉብዝናኡ፡...

ዝክረ ዕለተ ሰማዕታተ ኤርትራ ብጸሎተ ፍትሓት ተዘኪሩ!

ኣብ ሥጋዊ ሕይወት ኮነ መንፈሳዊ ሕይወት ቀይሕ ደም ከይፈሰሰ ፃዕዳ ዓፅሚ ከይተኸስከሰ ብዘይ መሥዋዕቲ ናፅነት ኣይርከብን’ዩ። ሃገርካ ክወርር፡ ሕዝብካ ከሕስር፡...

ወስእነ አርምሞ (ስቅ ምባል ስኣነ)

ኣብ ‘ድርሳነ ቅዱስ ገብርኤል’ ብዛዕባ ኣውር ዝስሙ ግብጻዊ ሰብኣይን ረድኤት ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽን ብኸምዚ ዝስዕብ ተገሊጹ ኣሎ። ኣውር፡ ካብ ዝተወልደሉ...

ጥቕሚ’ቲ ጎዳኢ

ደመና ኃጢኣትና ኣብ ልዕሌና ከቢዱ ሰርቢ ቁጥዓ ኣምላኽና ናብ ምድሪ ወሪዱ ዕፀ በለስ ኣበሳና ምስ ፈረየ ብግህዶ ኣፍደገ ሲኦል ተራሕዩ ነፍሳት ክእንገዶ።

ኣምላኽና'ዩ መሓሪ

ኃያላን ልኂቃን ሃገራት ጠቢባን ሰብአ ትካት ኣፍልበን ነፊሐን ብጥበበን ዝእመና እናበላ ኣብ ምድሪ የለን ከማና ዘይክእልኦ መጺወን ከቢድ ፈተና።

እንቋዕ ናብ ጾመ ድኅነት ኣብጽሓና!

ጾመ ድኅነት ዝበሃል ኣብ ዕለታት ረቡዕን ዓርብን ዝጽወም ጾም እዩ። ጾመ ረቡዕን ዓርብን እንትርፎ ድኅሪ ትንሣኤ ክሳዕ በዓለ ጰራቅሊጦስ ኣብ ዘለዉ ጊዜያት...

ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር

ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ካብ ከተማ ደቀምሓረ ንደቡብ 25 ኪሎ ሜትር ኣብ ከባቢ...

  

latest articles

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

Tsinset (Annunciation – Feast of Incarnation)

In accordance with the cannon of the Church, one of the nine major feast days of Our Lord. it Tsinset (Annunciation...

The feast of presenting the lord Christ in the temple…

On this day we celebrate the feast of presenting the lord Christ to the temple after 40 days of his...

The Fast of Nineveh - Monday 10 – 12 February…

In Eritrean Orthodox Tewahdo Church, one of the seven fasting periods is the fast of Nineveh.

Mystery of Baptism

Baptism is the sacrament given to all who believe in the Mystery of the Trinity and the Mystery of Incarnation...

Mystery of Incarnation

Mystery of Incarnation means the mystery of the descending of God the Son who is one of the Trinity from...

Mystery of the Holy Trinity

The Eritrean Orthodox tewahdo Church has Five pillars of Mysteries through which it teaches and demonstrates its basic religious belief...

Welcome to the Feast of the Nativity of Our Lord…

Glory to God. When the appointed time of salvation and the foretold prophesies came to pass, God the Son come to...

In Memory of His Holiness Abune Yacob the Second Patriarch…

His Holiness Abune Yacob, the Second Patriarch was one of the reputable leaders of the EriOTC, a shining star of...