አነ ………………………………ኣነ
አንተ ……………………………ንስኻ
አንቲ ……………………………ንስኺ
ውእቱ ……………………………ንሱ
ይእቲ …………………………….ንሳ
ንሕነ ……………………………..ንሕና
አንትሙ ………………………….ንስኻትኩም
አንትን ……………………………ንስኻትክን
ውእቶሙ /እሙንቱ/ …………….ንሳቶም
ውእቶን /እማንቱ/ …………………ንሳተን
መራሕያን ዝተፈላለየ ዓይነት ኣገልግሎት ይህብ።
1. ከም ተውላጠ ስም (ክንዲ ስም) ኮይኑ ብቦታ ብቝጽሪ ብዓይነት ተኸፊሉ የገልግል።
ብቦታ ፦ ርኁቕን ቀረባን።
ብቝጽሪ፦ ነጸላን ብዙኅን።
ብዓይነት፦ ተባዕታይን ኣንስታይን ይብሃሉ።
፩. ቀዳማይ መደብ / 1st person/፥
አነ => ኣነ = I
ንሕነ => ንሕነ = we
፪. ካልኣይ መደብ /2nd person/ ፥
አንተ => ንስኻ = you
አንቲ => ንስኺ = you
አንትሙ => ንስኻትኩም = you (ንቀረባ ተባዕታይ)
አንትን => ንስኻትክን = you (ንቀረባ ኣንስታይ)
፫. ሣልሳይ መደብ / 3rd person / ፥
ውእቱ => ንሱ = He
ይእቲ => ንሳ = She
ውእቶሙ => ንሳቶም = They (ንርኁቕ ተባዕታይ)
ውእቶን => ንሳተን = They (ንርኁቅ ኣንስታይ)
ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር!