ቅኔ ወዜማ

ዓይነታት ቅኔ ዝተፈላለዩ ነናቶም ስምን ትርጕምን ሓተታን ዘለዎም እዮም። ንሳቶም ኸኣ፦ 1. ጉባኤ ቃና 2. ዘአምላኪየ 3. ሚ በዝኁ 4.…
ቅዱስ ያሬድ ዝደረሶም ስልተ ዜማ ፦ ድጓ፡ ድጓዐ ጾም፡ ምዕራፍ፡ ዝማሬን መዋሥዕትን እዮም። • ድጓዓ ፦ ረቂቕ ማለት’ዩ። እዚ’ውን ካብ…

መዝሙር

Jan 27, 2016
* ትርጕም መዝሙር፥ካብ “ዘመረ” ዝብል ግእዛዊ ግሢ ዝተረኽበ ባዕድ ዘርኢ ኾይኑ ‘ምስጋና’ ማለት እዩ።1. መዝሙር፥ ስልቲ ብዘለዎ ልቢ ብዝመስጥ ቃና…
* ትርጕም ቅኔ፥ “ቀነየ” ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሢ ዝወፅአ ኾይኑ “ተቀነየ፡ ገጠመ፡ ቈዘመ፡ ዘመረ፡ ተፈላሰፈ. . . ” ማለት…
ዜማ ማለት ድምፂ ምስጋና፣ መዝሙር ሓጐስ ፣ ናይ ኃዘን ልቅሶን ካልኦት ኵሎም ስምዒታትን ዝገልጽ እዩ። ዜማ ንምስጋና እግዚኣብሔር፣ ንኣገልግሎት ቤተ…

ዘመነ ማቴዎስ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም…

September
Friday
18
ዝክር፦ ዘካርያስ፡ ወሙሴ ነቢይ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት፦ 2ይ ቆሮ. 3፡7-ፍጻሜ ይሁ. 1፡1-9 ግብ. ሐዋ. 7፡23-29 ምስባክ፦ መዝ. 9 ዓዲ 57/58 ወንጌል፦ ማቴ. 23፡29-ፍጻሜ ቅዳሴ፦ ዘኤጲፋንዮስ።  ***
00:00 h
Ad Right

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

አሥርቆት ዘወርኀ መስከረም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መስከረም ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥቅምት በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መስከረም...

እንቋዕ ናብ ዘመነ ማቴዎስ 2013 ዓ.ም.ግ. ኣብጽሓና።

“ካብ ኣንስቲ ኻብ ዝተወልዱ ኻብ ዮሓንስ መጥምቕ ዚዓቢ ሓደ እኳ ኸምዘይተንሥአ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፤ኣብ መንግሥተ ሰማያት እቲ ዚንእሶ የዓብዮ” ማቴ፡11፥11  ሄሮድስን...

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ እንቋዕ ናብ ዓመተ 2013…

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ብምኽንያት ርእሰ ዓውደ ዓመት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዝሃብዎ ቃለ ቡራኬ፦ ንዅልኹም ኣብ ቀረባ ውሽጢ...

ባሕረ ሓሳብ ፡ ሓሳበ ዘመን ፳፻፲ወ፫/ 2013 ዓ.ም.

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ...

ብዝተፈላለየ ዐውደ ትምህርት ዝተማህሩ መምህራን ተመሪቖም!

 ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብትርጓሜ መጽሓፍተ ሓዲሳት ሽድሽተ ተመሃሮ፡  ብመዝገብ ቅዳሴ ድማ ሸሞንተ ተመሃሮ ብድምር 14 ተመሃሮ ብደረጃ...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት አቡነ ተክለሃይማኖት ራናና ቤተ ክርስቲያን…

ብዕለት 24 ነሓሴ 2012 ዓ.ም.ግ. “ካብ ዕድኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ ዓዲ ኣቦኻን ውፃእ” (ዘፍ. 12፡1) ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል...

ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል 3 ጳጕሜን ብውዳሴን ቅዳሴን ብድምቀት ተኸቢሩ!

3 ጳጕሜን ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ኣብ ኵለን አብያተ ክርስቲያን ብስብሓታትን ጸሎተ ሰዓታትን ክኸብር ከሎ፡ ብፍላይ ኣብ ቅዱስ...

3 ጳጕሜን - ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል

ቅዱሳን መላእክት፡ ልኡካን ኣገልገልቲ፡ ምሕረት እግዚአብሔር ናብ ሰባት፡ ምስጋና ልማኖ ጸሎት ሰባት ድማ ናብ እግዚአብሔር ዘብጽሑ ምእንቲ ዅሉ ፍጥረት ዝልምኑ...

ነገረ ምጽአተ ክርስቶስን ኅልፈተ ዓለምን ኣብ ወርኀ ጳጕሜን

ብዛዕባ ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዳግማይ ምጽኣት ብፍሉይ እንዝክረሉ ሠለስተ ጊዜያት ኣለዉ። እቲ ሓደ ኣብ 4-6 ኅዳር ዘሎ...

ፍልይቲ ወርኂ - ወርኀ ጳጕሜን

ብናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣቈጻጽራ ዘመን፡ ሓደ ዓመት 13 ኣዋርኅ ይኅዝ። ናይ መወዳእታ መበል 13 ወርኂ ድማ ጳጕሜን ይብሃል።...

ብዛዕባ ሕማም ኮቪድ19ን፡ ጽልዋኡ ኣብ ቤተክርስቲያንን ዘተኮረ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ቀሪቡ!

ቅድሚ ኃያለ ኣዋርኅ ኣብ መላእ ዓለም ዓቢይ ስግኣት ኮይኑ ዝተቀልቀለ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ሕይወት ብዙኃት ሰባት ቀዚፉን ንሥጋውን መንፈሳውን ንጥፈታት...

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዚርከቡ ግዱሳት ደቂ ቤተክርስትቲያን ሓገዝ ኣበርኪቶም

ኣብ ዚተፈላለያ ሃገራት ብስደት ዚነብሩ ግዱሳት ደቂ ቤተ ክርስቲያን፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ቅድሚ ሕጂ፡ ንቤተክርስቲያን ዝገብርዎ ኣበርክቶን፡ ደገፍን ሎሚ ውን...

  

latest articles

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

Tsinset (Annunciation – Feast of Incarnation)

In accordance with the cannon of the Church, one of the nine major feast days of Our Lord. it Tsinset (Annunciation...

The feast of presenting the lord Christ in the temple…

On this day we celebrate the feast of presenting the lord Christ to the temple after 40 days of his...