ሐሳበ ዘመን

 ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኮይኑ ኣብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ዲሜጥሮስ እዩ። ቅዱስ ዲሜጥሮስ መልኣኽ እግዚአብሔር ብዝገለጸሉ ካብ ለይቲ 23 ካብ መዓልቲ 7 ሱባዔ ኣትዩ ብመጥቅዕን ኣበቅቴን ዝቕመር ባሕረ ሓሳብ ኣዳለወ።

. . . ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ንጠውቕ!

አሥርቆት ዘመዓልት ወዘሌሊት ወዘወርኅ ዘዘመነ ማቴዎስ ወንጌላዊ 2013 ዓመተ ምሕረት ግእዝ መስከረም- ጥቅምት ኅዳር - ታኅሣሥ ጥር - የካቲት መጋቢት-ሚያዝያ…

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኮይኑ ኣብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ዲሜጥሮስ እዩ። ቅዱስ ዲሜጥሮስ መልኣኽ እግዚአብሔር ብዝገለጸሉ ካብ ለይቲ 23 ካብ መዓልቲ 7 ሱባዔ ኣትዩ ብመጥቅዕን ኣበቅቴን ዝቕመር ባሕረ ሓሳብ ኣዳለወ።

1) ዓመተ ዓለም

ዓመተ ዓለም፣- ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዓመት ምስ ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ተደሚሩ ዓመተ ዓለም ይበሃል።
ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን፡- ዓመተ ፍዳ፣ ዘመነ ኵነኔ፣ ዘመነ ብሉይ ይበሃል። ጠቕላላ 5500 ዓመት እዩ።
ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ድማ፡- ዓመተ ምሕረት፣ ዘመነ ሥጋዌ ይበሃል።
-> 5500 + 2013 = 7513


. . . ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ንጠውቕ!

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ታኅሣሥ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥር በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ታኅሣሥ ቡሩክ መዓልቱ ፱ ወእምዝ ይትዌሰክ። ሎሚ…
 1 መስከረም ራጉኤል መልአክ፡ ኢዮብ፡ ወሜልኪ፡ ወበርተሎሜዎስ። መዝሙር፡ ዮሐንስ ኣኅድአ (ኣይድዓ) ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 1ይ ቆሮ. 11፡17-23 ያዕ. 2፡1-13።
1 ጥቅምት አንስጣስያ ቅድስት፡ ወተዝካሮን ለቅዱሳት ሕርጣን ወሶስና። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት ኤፌ. 5፡1-12 1ይ ዮሐ. 2፡5-11
 1 ኅዳር መክሲሞስ፡ ወማንፍዮስ፡ ፊቅጦር፡ ወፊልጶስ፡ ወነአኵቶ ለአብ ንጉሥ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት ዕብ. 10፡32-ፍጻሜ። 1ይ ጵጥ. 4፡4-11።

ዘመነ ማርቆስ 11 ጥቅምት ነሓሰ 2014…

October
Thursday
21
አባ ያዕቆብ፡ ወቅድስት ጲላግያ፡ ወአርማሚ ሰማዕት። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 1ይ ጢሞ. 4፡9-ፍጻሜ ያዕ. 3፡1-6 ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ. 20፡20-25 ምስባክ መዝ.106/107 ወንጌል ማር. 8፡1-9 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘእግዝእትነ። * * *
00:00 h