ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ

ቅድስት ቤተ ክርስቲያን፡ ብደም ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተመሥረተት፡ እትመኅደረሉ ሥርዓተ ምኅደራ እትውንን እያ። ነዚ ሥርዓተ ምኅደራ’ዚ ድማ ሥርዓተ ኣምልኾኣ…
ሥምረት ቅዱስ ሲኖዶስ መሠረትን ጽላልን እዩ ! ሥምረትን ጽንዓትን ቅዱስ ሲኖዶስ ብላዕሊ ጽላል ብታሕቲ መሠረት ብምዃኑ ኣገዳስነቱን ጽልዋኡን ዓቢይ እዩ።…