ገብረ ኄር

እስመ መምህረ ሕግ ይሁብ በረከተ፡ ወየሐውር እም ኃይል ውስተ ኃይል / መምህር ሕጊ በረከት የውህብ እዩ እሞ ኃይሊ ኣብ ርእሲ…
“ሊቀ መዘምራን፡ መልኣከ ገነት፡ ደራስን ተመራማርን፡ ኣቦ ሰላም፡ . . . ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጡ ሓበን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…
መጋቤ አእላፍ አፈወርቅ ቀሲስ ገብረሥላሴ ካብ ኣቡኦም ቀሲስ ገብረሥላሴ ቀሲስ ገብረጊዮርጊስን፡ ካብ ኣደኦም ብዙ ገብረድንግልን ኣብ ማይ ዒላ ወረዳ ዓዲ…
ቅድስት ቤተ ክርስቲያን፡ ብዘይ ኣፈላላይ ጾታን ወገንን ንዅሉ ሕዝበ ክርስቲያን ምስ እግዚአብሔር እተራኽብ መሣልል እያ። ኵሉ’ቲ ኣገልግሎታ ድማ ከከም መዓርጉን…
መልአከ ገነት በርሀ ነጋሢ ካብ ኣቦኦም ነጋሢ ዑቕባጋብርን ካብ ኣደኦም ኣጽብሐት ገብረመድኅንን ብ1908 ዓ.ም.ግ. ኣብ ዞባ ደቡብ ዓዲ ሣምራይ ተወልዱ።…
ሓደ ካብቶም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እትሕበነሎም ብሊቅነቶም ዝፍለጡ፣ ብመምህርነቶም ዘብርሁ፡ ብመንፈሳውነቶም ኣርኣያ ዝኾኑ መምህር ኣካለ ወልድ እዮም። መምህር ኣካለ ወልድ ካብ…
ሊቀ ጉባኤ በየነ ኢያሱ፡ ካብ ንእግዚአብሔር ዝፈርሁ ሥድራ፡ ኣቦኦም መልኣከ ሰላም ኢያሱ ኣብርሃምን ካብ ኣደኦም ወለተሚካኤል ንጉሠን ኣብ መበቈል ዓዶም…

ዘመነ ማቴዎስ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም…

September
Friday
18
ዝክር፦ ዘካርያስ፡ ወሙሴ ነቢይ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት፦ 2ይ ቆሮ. 3፡7-ፍጻሜ ይሁ. 1፡1-9 ግብ. ሐዋ. 7፡23-29 ምስባክ፦ መዝ. 9 ዓዲ 57/58 ወንጌል፦ ማቴ. 23፡29-ፍጻሜ ቅዳሴ፦ ዘኤጲፋንዮስ።  ***
00:00 h
Ad Right