ገብረ ኄር

መልአከ ገነት በርሀ ነጋሢ ካብ ኣቦኦም ነጋሢ ዑቕባጋብርን ካብ ኣደኦም ኣጽብሐት ገብረመድኅንን ብ1908 ዓ.ም.ግ. ኣብ ዞባ ደቡብ ዓዲ ሣምራይ ተወልዱ።…
ሓደ ካብቶም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እትሕበነሎም ብሊቅነቶም ዝፍለጡ፣ ብመምህርነቶም ዘብርሁ፡ ብመንፈሳውነቶም ኣርኣያ ዝኾኑ መምህር ኣካለ ወልድ እዮም። መምህር ኣካለ ወልድ ካብ…
ሊቀ ጉባኤ በየነ ኢያሱ፡ ካብ ንእግዚአብሔር ዝፈርሁ ሥድራ፡ ኣቦኦም መልኣከ ሰላም ኢያሱ ኣብርሃምን ካብ ኣደኦም ወለተሚካኤል ንጉሠን ኣብ መበቈል ዓዶም…
Ad Right

ዘመነ ማርቆስ 17 መስከረም 2014 ዓ.…

September
Monday
27
በዓለ መስቀል፡ ወታኦግንስጣሮማዊት።               ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት  1ይ ቆሮ. 1፡17-ፍጻሜ 1ይ ጴጥ. 2፡20-ፍጻሜ ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ.  5፡26-33 ምስባክ መዝ. 131/132 ወንጌል   ዮሐ. 19፡25-37 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘዮሐንስ አፈ ወርቅ።        * * *
00:00 h