ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ቅዱስ ሲኖዶስ ማለት ላዕለዋይ መንፈሳዊ ኣካል ናይ ቤተ ክርስቲያን ኮይኑ ፓትርያርክ፣ ሊቃነ ጳጳሳት፣ ጳጳሳት (ኤጲስ ቆጶሳት) ዝገብርዎ ዓቢይ ጉባኤ እዩ።…
ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ካብ መፍቀርያነ እግዚአብሔር ዝኾኑ ሥድራ ቤት ኣቦኦም ወልደሥላሴ ዓምደጊዮርጊስ፡ ኣዲኦም ድማ ሚዛን ሃብተማርያም 17 መስከረም 1894…
ጥበበኛ ሰሎሞን “ካብ ጽቡቅ ሽታስ ጽቡቅ ስም ይበልጽ’ ከምዝብል (መጽ. መክብብ 7፡1) ጽቡቅ ስምን ጽቡቅ ታሪኽን ዘለዎ ሰብ ዋላ ብሥጋ…
ቅድስት ቤተ ክርስቲያን፡ ብደም ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተመሥረተት፡ እትመኅደረሉ ሥርዓተ ምኅደራ እትውንን እያ። ነዚ ሥርዓተ ምኅደራ’ዚ ድማ ሥርዓተ ኣምልኾኣ…
መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ጉዳይ መበል 3ይ ፓትርያርክ ነበር አቡነ እንጦንዮስ፦
ብፁዕ አቡነ ሰላማ፦ ብቅድስናኦም ዝተፈልጡ፡ ብጸሎቶም ዝረድኡ፡ ብፍቅረ እግዚአብሔር ዝተመልኡ፡ ካብ ፍቅረ ንዋይ ዝረኃቑን ብልግስነት ዝዓበዩን ብትሩፋቶም ዝልለዩን ተረፈ ቀደምት…
እዋናዊን ኣገዳሲን መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ
Ad Right

ዘመነ ማርቆስ 17 መስከረም 2014 ዓ.…

September
Monday
27
በዓለ መስቀል፡ ወታኦግንስጣሮማዊት።               ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት  1ይ ቆሮ. 1፡17-ፍጻሜ 1ይ ጴጥ. 2፡20-ፍጻሜ ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ.  5፡26-33 ምስባክ መዝ. 131/132 ወንጌል   ዮሐ. 19፡25-37 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘዮሐንስ አፈ ወርቅ።        * * *
00:00 h