ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ መግለጺ (ቍ.፩)፡ ሎሚ ዕለት 14 ሰኔ 2011 ዓ.ም.ግ. (21/06/2019 ፈ.) ድማ ብዛዕባ ምትእትታው መናፍቓዊ…
ብፁዕ ኣቡነ ኣትናቴዎስዮስ ካብ ኣቦኦም ስብሓትለአብ በርሀን ኣደኦም ወይዘሮ ኣብርሃት ኃይለን ኣብ ዓዲ ገረብእኖ ብ13 ሰኔ 1935 ዓ.ም.ግ (20/06/1943 ዓ.ም.ፈ.)…
ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውጺኡ! ቅዱስ ሲኖዶስ ብወከልቱ ብጹኣን ጳጳሳት ኣቢሉ ብዕለት ፪ ግንቦት ፳፻ወ፲፩ ዓ.ም. (10/05/2019) ኣብ ዝገበሮ ጉባኤኡ ህልዊ…
ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ጽቡቕ ሽምን ልዑል ክብርን ካብ ዘለዎም ብፁዓን ኣቦታት ሓደ ብፁዕ ኣቡነ ማቴዎስ እዮም። ብፁዕ…
መጋቤ አእላፍ አፈወርቅ ቀሲስ ገብረሥላሴ ካብ ኣቡኦም ቀሲስ ገብረሥላሴ ቀሲስ ገብረጊዮርጊስን፡ ካብ ኣደኦም ብዙ ገብረድንግልን ኣብ ማይ ዒላ ወረዳ ዓዲ…
ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ብመንገዲ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ እንቋዕ ናብ በዓለ ትንሣኤ 2010 ዓ.ም. ኣብጽሓና ብምባል…
Ad Right

ዘመነ ማርቆስ 15 መስከረም 2014 ዓ.…

September
Saturday
25
ፍልሰተ ሥጋሁ ለእስጢፋኖስ፡ ወአባጴጥሮስ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት ቈላ.1፡1-10 ያዕ. 5፡13-ፍጻሜ ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ. 6፡7-ፍጻሜ ምስባክ መዝ. 127/128 ወንጌል ዮሐ. 15፡12-19 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘወልደ ነጐድጓድ። * * *
00:00 h