Heirloom consequat, irure reprehenderit duis Shoreditch. Art party wayfarers nihil pour-over cupidatat id. Brunch incididunt minim, in bitters adipisicing.

፯ ነሐሴ ፳፻፩፪ (13 ነሓሰ 2020)ብክፍሊ ማእከል ንዋየ ቅድሳት ንተጫረትቲ ብምዕዳም ክፉት ናይ ንዋየ ቅድሳት ጨረታ ኣብ ቤት ጽሕፈት መነበረ ፓትርያርክ  ተኻይዱ።

ጾመ ፍልሰታ፡ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ጣዕማን ፍቕራን ዘኅድር፡ ጸጋን በረኸትን ዘውህብ እዩ።

ልቢ ወለድ ፈጠራዊ ድርሰት ዘይኮነስ ሓቀኛ ታሪኽ ንምህሮናን ንተግሣፅናን ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍት ዝተጻሕፈ፡ ልቢ ዝትንክፍ፡ ሕይወት ዘመርምር ካብ ታሪክ ቅዱሳን ሓደ ታሪክ ቅድስት እምባ ምሬና እዩ።

ኣብ ሃገረ ግብጽ ከባቢ ከተማ እስክንድርያ ዝርከብ ገዳመ ኣስቄጥስ ዝበሃል ዓቢይ ገዳም ኣሎ። ኣብ ከባቢ’ዚ ገዳም ብጽንዓት ሃይማኖቶም ዝተመስከረሎም ሕዝበ ክርስቲያን ኣለዉ። ካብዞም ኦርቶዶክሳውያን ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ። መሪና ዝስማ ጓል ነበረቶ። ሰበይቱ ምስ ሞተት፣ ንጓሉ መሪና ብመንፈሳውነት ሠሪዑን ቀጺዑን ኣዕብዩ ኣብ ዓቅመ ሔዋን ኣብጽሓ። ብድኅር’ዚ ኣመርዕዩ ርስቱን ሃብቱን ኣውሪስዋ ናብ ገዳም ኣትዩ ክምንኵስ ሓሰበ እሞ ንጓሉ መሪና ነገራ። ንሳ ግና “ኣቦይ ንስኻ ነፍስኻ ከተድኅን ኽትጸድቕሲ! ኣነ ኸ ኽጸድቕዶ ኣይትደልየንን ኢኻ፧” በለቶ። ኣቦኣ ኸኣ “ናብቲ ገዳም እሞ መዓስ ደቂ ኣንስትዮ የእትዉ ኾይኖም” በላ።

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. AMEN.

Today we celebrate the feast of the commemoration of the Ascension of the pure body of Our Lady Mary, the God-bearer, into heaven. This feast is celebrated at the end of a two week long fast, the tsome filseta, as per the order of Our Lord and Saviour, Jesus Christ, and His holy apostles

ገዳም ደብረ ኮል ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ እምኒ ኃይሊ ከባቢ መራጕዝ ይርከብ። መሥራቲ ናይዚ ገዳም’ዚ ድማ አቡነ ቡሩከ ኣምላክ እዩ። ወለዲ አቡነ ቡሩከ ኣምላክ ኣቦኡ ንጉሥ ቴዎቅሪጦስ፣ ኣደኡ ኸኣ ንግሥቲ ሚሊዳማ ይበሃሉ።

ሊቀ ብርሃናት ቀሲስ ሃብቶም ብሥራት ብ 21 ጥቅምት 1951 ዓ.ም. ካብ ኣቦኦም ኣቶ ብሥራት ገብረ ወልድን ካብ ኣደኦም ወ/ሮ ምልእተ ተስፋጊዮርጊስ ኣብ ዓዶም ዓመጺ ንኡስ ዞባ ሰረጀቃ ተወሊዶም።

06 ነሐሴ 2012 ዓ.ም. (12/08/2020 ፈ.)፣ ኣባላት ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስን ምምኅዳር መንበረ ፓትርያርክን ምስ ኣባላት ምምኅዳር ንኡስ ሃገረ ስብከት ምሥራቅ ኣፍሪቃ ብVirutual Zoom Conference ርክብ ኣካዪዶም።

ናይ ጸሎታት ኵሉ መእሰርን መፈጸምታን “አቡነ ዘበሰማያት/ ኣብ ሰማያት ትነብር ኣቦና” ኮይኑ ስዒቡ ብሓባር ምስኡ ዝጽለ ድማ “በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልአክ/ ብናይ ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ሰላምታ” ዝብል ጸሎት እዩ። ክልቲኡ ጸሎት ኣይፈላለይን እዩ።

ዘመነ ማቴዎስ 10 መስከረም 2013 ዓ.…

September
Sunday
20
ዝክር፦ በዓለ ሥዕላ ወተዝካረ ልደታ ለእግዝእትነ ማርያም፡ ወዮዲት፡ ወመጥሮንያ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት፦ ዕብ. 13፡14-ፍጻሜ ያዕ. 3፡13-ፍጻሜ ግብ. ሐዋ. 15፡1-12 ምስባክ፦ መዝ. 44/45 ወንጌል፦ ሉቃ. 1፡46-56 ቅዳሴ፦ ዘእግዝእትነ ማርያም። * * *
00:00 h
Ad Right

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

በዓለ ሥእል ዘጼዴንያ

ብመሠረት ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ቅዱሳት ኣሣእል ብዙኅን ዓቢይን ጥቕሚ ይርከብ። ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝርከቡ ትምህርትታትን ታሪኻትን ብሥእላዊ ኣገላልጻ...

ሓድሽ ዓመት ብሓድሽ መንፈስ!

ኣብቲ ብብርሃን ዝወቀበ ዘመን ኣዳራሽ ፡ ኣርባዕተ ወንጌላውያን ከም ዕንቍ ተኾሊዖም ብሓጐስ ዝነብርሉ፡ ሓደ ንበይኑ ኣብ መደቡ ግልል ኢሉ ነበረ።...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅዱስ ሩፋኤል ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ…

ብዕለት 3 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም.ግ. “ሕይወቱ ምሉእ ንእግዚአብሔር ኣሚኑ ዝኃፈረ የለን” መጽ.ሲራ. 2፡10 ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት...

ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ገዳመን ክሓንፃ ፕላን ኣጽዲቀን…

ናይ ደቀ ኣንስትዮ ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ብ29 መስከረም ብሠናይ ፍቓድ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ተገደመ ቤተ ጸሎት፡ መንበሪ...

ኣብ ምድላው ዝርከብ ሥርዓተ ትምህርቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ንምግምጋም ጉባኤ…

ብዕለት 4-5 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም. ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ንኣብ ምድላው ዝርከብ ሥርዓተ ትምህርቲ (ካሪክሉም) ዝግምግም ጉባኤ ተቓኒዑ።...

አሥርቆት ዘወርኀ መስከረም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መስከረም ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥቅምት በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መስከረም...

እንቋዕ ናብ ዘመነ ማቴዎስ 2013 ዓ.ም.ግ. ኣብጽሓና።

“ካብ ኣንስቲ ኻብ ዝተወልዱ ኻብ ዮሓንስ መጥምቕ ዚዓቢ ሓደ እኳ ኸምዘይተንሥአ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፤ኣብ መንግሥተ ሰማያት እቲ ዚንእሶ የዓብዮ” ማቴ፡11፥11  ሄሮድስን...

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ እንቋዕ ናብ ዓመተ 2013…

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ብምኽንያት ርእሰ ዓውደ ዓመት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዝሃብዎ ቃለ ቡራኬ፦ ንዅልኹም ኣብ ቀረባ ውሽጢ...

ባሕረ ሓሳብ ፡ ሓሳበ ዘመን ፳፻፲ወ፫/ 2013 ዓ.ም.

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ...

ብዝተፈላለየ ዐውደ ትምህርት ዝተማህሩ መምህራን ተመሪቖም!

 ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብትርጓሜ መጽሓፍተ ሓዲሳት ሽድሽተ ተመሃሮ፡  ብመዝገብ ቅዳሴ ድማ ሸሞንተ ተመሃሮ ብድምር 14 ተመሃሮ ብደረጃ...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት አቡነ ተክለሃይማኖት ራናና ቤተ ክርስቲያን…

ብዕለት 24 ነሓሴ 2012 ዓ.ም.ግ. “ካብ ዕድኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ ዓዲ ኣቦኻን ውፃእ” (ዘፍ. 12፡1) ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል...

ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል 3 ጳጕሜን ብውዳሴን ቅዳሴን ብድምቀት ተኸቢሩ!

3 ጳጕሜን ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ኣብ ኵለን አብያተ ክርስቲያን ብስብሓታትን ጸሎተ ሰዓታትን ክኸብር ከሎ፡ ብፍላይ ኣብ ቅዱስ...

  

latest articles

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

Tsinset (Annunciation – Feast of Incarnation)

In accordance with the cannon of the Church, one of the nine major feast days of Our Lord. it Tsinset (Annunciation...

The feast of presenting the lord Christ in the temple…

On this day we celebrate the feast of presenting the lord Christ to the temple after 40 days of his...