Heirloom consequat, irure reprehenderit duis Shoreditch. Art party wayfarers nihil pour-over cupidatat id. Brunch incididunt minim, in bitters adipisicing.

አሥርቆት ዘመዓልት ወዘሌሊት ወዘወርኅ

ዘዘመነ ማቴዎስ ወንጌላዊ

2013 ዓመተ ምሕረት ግእዝ

 

መስከረም- ጥቅምት

ኅዳር - ታኅሣሥ

ጥር - የካቲት

መጋቢት-ሚያዝያ

ግንቦት -  ሰኔ

ሐምሌ - ነሐሴ

ጳጉሜን

ሠርቀ መዓልት

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

ሠርቀ ሌሊት

ሠርቀ ወርኅ

1

19

23

20

24

21

25

22

26

23

27

24

28

24

28

2

20

24

21

25

22

26

23

27

24

28

25

29

25

29

3

21

25

22

26

23

27

24

28

25

29

26

30

26

30

4

22

26

23

27

24

28

25

29

26

30

27

1

27

1

5

23

27

24

28

25

29

26

30

27

1

28

2

28

2

6

24

28

25

29

26

30

27

1

28

2

29

3

 

 

7

25

29

26

30

27

1

28

2

29

3

30

4

 

 

8

26

30

27

1

28

2

29

3

30

4

1

5

 

 

9

27

1

28

2

29

3

30

4

1

5

2

6

 

 

10

28

2

29

3

30

4

1

5

2

6

3

7

 

 

11

29

3

30

4

1

5

2

6

3

7

4

8

 

 

12

30

4

1

5

2

6

3

7

4

8

5

9

 

 

13

1

5

2

6

3

7

4

8

5

9

6

10

 

 

14

2

6

3

7

4

8

5

9

6

10

7

11

 

 

15

3

7

4

8

5

9

6

10

7

11

8

12

 

 

16

4

8

5

9

6

10

7

11

8

12

9

13

 

 

17

5

9

6

10

7

11

8

12

9

13

10

14

 

 

18

6

10

7

11

8

12

9

13

10

14

11

15

 

 

19

7

11

8

12

9

13

10

14

11

15

12

16

 

 

20

8

12

9

13

10

14

11

15

12

16

13

17

 

 

21

9

13

10

14

11

15

12

16

13

17

14

18

 

 

22

10

14

11

15

12

16

13

17

14

18

15

19

 

 

23

11

15

12

16

13

17

14

18

15

19

16

20

 

 

24

12

16

13

17

14

18

15

19

16

20

17

21

 

 

25

13

17

14

18

15

19

16

20

17

21

18

22

 

 

26

14

18

15

19

16

20

17

21

18

22

19

23

 

 

27

15

19

16

20

17

21

18

22

19

23

20

24

 

 

28

16

20

17

21

18

22

19

23

20

24

21

25

 

 

29

17

21

18

22

19

23

20

24

21

25

22

26

 

 

30

18

22

19

23

20

24

21

25

22

26

23

27

 

 

 

“ካብ ኣንስቲ ኻብ ዝተወልዱ ኻብ ዮሓንስ መጥምቕ ዚዓቢ ሓደ እኳ ኸምዘይተንሥአ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፤ኣብ መንግሥተ ሰማያት እቲ ዚንእሶ የዓብዮ” ማቴ፡11፥11

 ሄሮድስን ሄሮድያዳን ኣብ በዓሎም ንዮሓንስ ኪኣስርዎ ኸምዚተማኸሩ

ንጉሥ ሄሮድስ ከኣ ዕለት ክብሪ በዓል ልደቱ ዘኽብረሉ፡ ምስ በጽሐ፡ ንሱ ድማ መቐየሪ ዓመት መጀመርታ ዅሉ በዓላት መስከረም ዕለት ክልተ ነበረ፤ ንሞት ዮሓንስ ብምኽንያት ቄሳር ንጉሥ ገይሮም ምስ መሰጋገሪ ዓመት ሓደ ኾነ፤ ኣሕዛብ ዚተወልዱሉ ዕለት የኽብሩ እዮም፤ “ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ ስለዝተወለድና ኣብዚ ማዕርግ እዚ በጺሕና፡ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን፡ ካብ ጸቢብ ናብ ርሒብ ዝወፃእናላ ዕለት እያ” ኢሎም የኽብሩ ነበሩ፤ ንጉሥ ሄሮድስ ድማ ንበዓል ልደቱ ኼኽብሩሉ ንመኳንንቱን መሳፍንቱን፡ ወይዘራዝርቱን፡ ንዅሎም ሰብ እቲ ሃገር ኣኪቡ ናብ ቤት መንግሥቱ ኣምጽኦም፤ ንጉሥ ሄሮድስ ዕለት በዓል ልደቱ ኣመልኪዖም ብተድላን ሓጐስን ኬኽብሩሉ ኣዘዘ፤ ሄሮድስ ንመኳንንቱን ንመሳፍንቱን፡ ንዅሎም ሰብ እቲ ሃገር ዓቢይ ግብጃ ገበረሎም።

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ብምኽንያት ርእሰ ዓውደ ዓመት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዝሃብዎ ቃለ ቡራኬ፦ ንዅልኹም ኣብ ቀረባ ውሽጢ ሃገርን፡ ኣብ ርኁቕ ወፃኢ ሃገራትን ዘለኹም፡ ኣብ ኃያል ጻዕሪ እትርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣብ ምክልኻልን ልምዓትን ሃገር ዘለኹም፡ ኣብ ሆስፒታልን ቤተ ማእሠርትን ዘለኹም ብሓፈሻ ንኵልኹም ሕዝበ እግዚአብሔር እንቋዕ ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ 2013 ዓ.ም.  ኣሰጋገረኩምን ኣሰጋገረናን” ብምባል ርእሰ ዓውደ ዓመት በዓል ሓጐስን ፍሥሓን ክገብረልና ሠናይ ትምኒቶም ገሊጾም።

 ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብትርጓሜ መጽሓፍተ ሓዲሳት ሽድሽተ ተመሃሮ፡  ብመዝገብ ቅዳሴ ድማ ሸሞንተ ተመሃሮ ብድምር 14 ተመሃሮ ብደረጃ መምህርና ንከመስክሩ ንልዕሊ ሠለስተ ዓመት ተማሂሮም ንሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ገዳማትን ኣድባራትን ከገልግሉ ዝጸንሑ ወግዓዊ መመረቕታን ምዕዳል ወረቐት ምስክርነትን ዕለት 02 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም.ግ ኣብ ኣዳራሽ መንበረ ፓትርያርክ ተኻይድሎም።

ብዕለት 24 ነሓሴ 2012 ዓ.ም.ግ. “ካብ ዕድኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ ዓዲ ኣቦኻን ውፃእ” (ዘፍ. 12፡1) ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት አቡነ ተክለሃይማኖት ራናና ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል ተኸቢሩ!

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኮይኑ ኣብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ዲሜጥሮስ እዩ። ቅዱስ ዲሜጥሮስ መልኣኽ እግዚአብሔር ብዝገለጸሉ ካብ ለይቲ 23 ካብ መዓልቲ 7 ሱባዔ ኣትዩ ብመጥቅዕን ኣበቅቴን ዝቕመር ባሕረ ሓሳብ ኣዳለወ።

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኮይኑ ኣብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ዲሜጥሮስ እዩ። ቅዱስ ዲሜጥሮስ መልኣኽ እግዚአብሔር ብዝገለጸሉ ካብ ለይቲ 23 ካብ መዓልቲ 7 ሱባዔ ኣትዩ ብመጥቅዕን ኣበቅቴን ዝቕመር ባሕረ ሓሳብ ኣዳለወ።

1) ዓመተ ዓለም

ዓመተ ዓለም፣- ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዓመት ምስ ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ተደሚሩ ዓመተ ዓለም ይበሃል።
ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን፡- ዓመተ ፍዳ፣ ዘመነ ኵነኔ፣ ዘመነ ብሉይ ይበሃል። ጠቕላላ 5500 ዓመት እዩ።
ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ድማ፡- ዓመተ ምሕረት፣ ዘመነ ሥጋዌ ይበሃል።
-> 5500 + 2013 = 7513


. . . ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ንጠውቕ!

3 ጳጕሜን ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ኣብ ኵለን አብያተ ክርስቲያን ብስብሓታትን ጸሎተ ሰዓታትን ክኸብር ከሎ፡ ብፍላይ ኣብ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተ ክርስቲያን ቤት መኻእ፡ ብፁዓን ጳጳሳት፡ ሊቃውንት መዘምራን፡ ውሉደ ክህነትን ምእመናንን ምእመናትን ኣብ ዝተረኽብሉ ብኽብሪ ተባዒሉ።

ዘመነ ማቴዎስ 10 መስከረም 2013 ዓ.…

September
Sunday
20
ዝክር፦ በዓለ ሥዕላ ወተዝካረ ልደታ ለእግዝእትነ ማርያም፡ ወዮዲት፡ ወመጥሮንያ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት፦ ዕብ. 13፡14-ፍጻሜ ያዕ. 3፡13-ፍጻሜ ግብ. ሐዋ. 15፡1-12 ምስባክ፦ መዝ. 44/45 ወንጌል፦ ሉቃ. 1፡46-56 ቅዳሴ፦ ዘእግዝእትነ ማርያም። * * *
00:00 h
Ad Right

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

በዓለ ሥእል ዘጼዴንያ

ብመሠረት ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ቅዱሳት ኣሣእል ብዙኅን ዓቢይን ጥቕሚ ይርከብ። ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝርከቡ ትምህርትታትን ታሪኻትን ብሥእላዊ ኣገላልጻ...

ሓድሽ ዓመት ብሓድሽ መንፈስ!

ኣብቲ ብብርሃን ዝወቀበ ዘመን ኣዳራሽ ፡ ኣርባዕተ ወንጌላውያን ከም ዕንቍ ተኾሊዖም ብሓጐስ ዝነብርሉ፡ ሓደ ንበይኑ ኣብ መደቡ ግልል ኢሉ ነበረ።...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅዱስ ሩፋኤል ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ…

ብዕለት 3 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም.ግ. “ሕይወቱ ምሉእ ንእግዚአብሔር ኣሚኑ ዝኃፈረ የለን” መጽ.ሲራ. 2፡10 ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት...

ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ገዳመን ክሓንፃ ፕላን ኣጽዲቀን…

ናይ ደቀ ኣንስትዮ ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ብ29 መስከረም ብሠናይ ፍቓድ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ተገደመ ቤተ ጸሎት፡ መንበሪ...

ኣብ ምድላው ዝርከብ ሥርዓተ ትምህርቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ንምግምጋም ጉባኤ…

ብዕለት 4-5 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም. ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ንኣብ ምድላው ዝርከብ ሥርዓተ ትምህርቲ (ካሪክሉም) ዝግምግም ጉባኤ ተቓኒዑ።...

አሥርቆት ዘወርኀ መስከረም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መስከረም ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥቅምት በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መስከረም...

እንቋዕ ናብ ዘመነ ማቴዎስ 2013 ዓ.ም.ግ. ኣብጽሓና።

“ካብ ኣንስቲ ኻብ ዝተወልዱ ኻብ ዮሓንስ መጥምቕ ዚዓቢ ሓደ እኳ ኸምዘይተንሥአ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፤ኣብ መንግሥተ ሰማያት እቲ ዚንእሶ የዓብዮ” ማቴ፡11፥11  ሄሮድስን...

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ እንቋዕ ናብ ዓመተ 2013…

ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ብምኽንያት ርእሰ ዓውደ ዓመት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዝሃብዎ ቃለ ቡራኬ፦ ንዅልኹም ኣብ ቀረባ ውሽጢ...

ባሕረ ሓሳብ ፡ ሓሳበ ዘመን ፳፻፲ወ፫/ 2013 ዓ.ም.

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ...

ብዝተፈላለየ ዐውደ ትምህርት ዝተማህሩ መምህራን ተመሪቖም!

 ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብትርጓሜ መጽሓፍተ ሓዲሳት ሽድሽተ ተመሃሮ፡  ብመዝገብ ቅዳሴ ድማ ሸሞንተ ተመሃሮ ብድምር 14 ተመሃሮ ብደረጃ...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት አቡነ ተክለሃይማኖት ራናና ቤተ ክርስቲያን…

ብዕለት 24 ነሓሴ 2012 ዓ.ም.ግ. “ካብ ዕድኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ ዓዲ ኣቦኻን ውፃእ” (ዘፍ. 12፡1) ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል...

ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል 3 ጳጕሜን ብውዳሴን ቅዳሴን ብድምቀት ተኸቢሩ!

3 ጳጕሜን ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ኣብ ኵለን አብያተ ክርስቲያን ብስብሓታትን ጸሎተ ሰዓታትን ክኸብር ከሎ፡ ብፍላይ ኣብ ቅዱስ...

  

latest articles

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

Tsinset (Annunciation – Feast of Incarnation)

In accordance with the cannon of the Church, one of the nine major feast days of Our Lord. it Tsinset (Annunciation...

The feast of presenting the lord Christ in the temple…

On this day we celebrate the feast of presenting the lord Christ to the temple after 40 days of his...