በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!
ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መስከረም ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥቅምት በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መስከረም ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ሰዓት ዕሩይ ምስለ ሌሊቱ ወእምዝ የሐፅፅ ሰዓተ ዘመዓልቱ።
In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God. AMEN.
“And He changeth the times and Seasons” Ps.65:11
On behalf of the Church, it gives me great pleasure to congratulate Eritreans at home and abroad in general, and Christians in particular, as well as the bedridden in hospitals, the diligent health workers and care givers, members of the armed forces, and the detainees in the rehabilitation centers, on the solemn occasion of the advent of the Head Anniversary (the New Year of the Church).
አሥርቆት ዘመዓልት ወዘሌሊት ወዘወርኅ
ዘዘመነ ማቴዎስ ወንጌላዊ
2013 ዓመተ ምሕረት ግእዝ
|
መስከረም- ጥቅምት |
ኅዳር - ታኅሣሥ |
ጥር - የካቲት |
መጋቢት-ሚያዝያ |
ግንቦት - ሰኔ |
ሐምሌ - ነሐሴ |
ጳጉሜን |
|||||||
ሠርቀ መዓልት |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
ሠርቀ ሌሊት |
ሠርቀ ወርኅ |
1 |
19 |
23 |
20 |
24 |
21 |
25 |
22 |
26 |
23 |
27 |
24 |
28 |
24 |
28 |
2 |
20 |
24 |
21 |
25 |
22 |
26 |
23 |
27 |
24 |
28 |
25 |
29 |
25 |
29 |
3 |
21 |
25 |
22 |
26 |
23 |
27 |
24 |
28 |
25 |
29 |
26 |
30 |
26 |
30 |
4 |
22 |
26 |
23 |
27 |
24 |
28 |
25 |
29 |
26 |
30 |
27 |
1 |
27 |
1 |
5 |
23 |
27 |
24 |
28 |
25 |
29 |
26 |
30 |
27 |
1 |
28 |
2 |
28 |
2 |
6 |
24 |
28 |
25 |
29 |
26 |
30 |
27 |
1 |
28 |
2 |
29 |
3 |
|
|
7 |
25 |
29 |
26 |
30 |
27 |
1 |
28 |
2 |
29 |
3 |
30 |
4 |
|
|
8 |
26 |
30 |
27 |
1 |
28 |
2 |
29 |
3 |
30 |
4 |
1 |
5 |
|
|
9 |
27 |
1 |
28 |
2 |
29 |
3 |
30 |
4 |
1 |
5 |
2 |
6 |
|
|
10 |
28 |
2 |
29 |
3 |
30 |
4 |
1 |
5 |
2 |
6 |
3 |
7 |
|
|
11 |
29 |
3 |
30 |
4 |
1 |
5 |
2 |
6 |
3 |
7 |
4 |
8 |
|
|
12 |
30 |
4 |
1 |
5 |
2 |
6 |
3 |
7 |
4 |
8 |
5 |
9 |
|
|
13 |
1 |
5 |
2 |
6 |
3 |
7 |
4 |
8 |
5 |
9 |
6 |
10 |
|
|
14 |
2 |
6 |
3 |
7 |
4 |
8 |
5 |
9 |
6 |
10 |
7 |
11 |
|
|
15 |
3 |
7 |
4 |
8 |
5 |
9 |
6 |
10 |
7 |
11 |
8 |
12 |
|
|
16 |
4 |
8 |
5 |
9 |
6 |
10 |
7 |
11 |
8 |
12 |
9 |
13 |
|
|
17 |
5 |
9 |
6 |
10 |
7 |
11 |
8 |
12 |
9 |
13 |
10 |
14 |
|
|
18 |
6 |
10 |
7 |
11 |
8 |
12 |
9 |
13 |
10 |
14 |
11 |
15 |
|
|
19 |
7 |
11 |
8 |
12 |
9 |
13 |
10 |
14 |
11 |
15 |
12 |
16 |
|
|
20 |
8 |
12 |
9 |
13 |
10 |
14 |
11 |
15 |
12 |
16 |
13 |
17 |
|
|
21 |
9 |
13 |
10 |
14 |
11 |
15 |
12 |
16 |
13 |
17 |
14 |
18 |
|
|
22 |
10 |
14 |
11 |
15 |
12 |
16 |
13 |
17 |
14 |
18 |
15 |
19 |
|
|
23 |
11 |
15 |
12 |
16 |
13 |
17 |
14 |
18 |
15 |
19 |
16 |
20 |
|
|
24 |
12 |
16 |
13 |
17 |
14 |
18 |
15 |
19 |
16 |
20 |
17 |
21 |
|
|
25 |
13 |
17 |
14 |
18 |
15 |
19 |
16 |
20 |
17 |
21 |
18 |
22 |
|
|
26 |
14 |
18 |
15 |
19 |
16 |
20 |
17 |
21 |
18 |
22 |
19 |
23 |
|
|
27 |
15 |
19 |
16 |
20 |
17 |
21 |
18 |
22 |
19 |
23 |
20 |
24 |
|
|
28 |
16 |
20 |
17 |
21 |
18 |
22 |
19 |
23 |
20 |
24 |
21 |
25 |
|
|
29 |
17 |
21 |
18 |
22 |
19 |
23 |
20 |
24 |
21 |
25 |
22 |
26 |
|
|
30 |
18 |
22 |
19 |
23 |
20 |
24 |
21 |
25 |
22 |
26 |
23 |
27 |
|
|
“ካብ ኣንስቲ ኻብ ዝተወልዱ ኻብ ዮሓንስ መጥምቕ ዚዓቢ ሓደ እኳ ኸምዘይተንሥአ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፤ኣብ መንግሥተ ሰማያት እቲ ዚንእሶ የዓብዮ” ማቴ፡11፥11
ሄሮድስን ሄሮድያዳን ኣብ በዓሎም ንዮሓንስ ኪኣስርዎ ኸምዚተማኸሩ ።
ንጉሥ ሄሮድስ ከኣ ዕለት ክብሪ በዓል ልደቱ ዘኽብረሉ፡ ምስ በጽሐ፡ ንሱ ድማ መቐየሪ ዓመት መጀመርታ ዅሉ በዓላት መስከረም ዕለት ክልተ ነበረ፤ ንሞት ዮሓንስ ብምኽንያት ቄሳር ንጉሥ ገይሮም ምስ መሰጋገሪ ዓመት ሓደ ኾነ፤ ኣሕዛብ ዚተወልዱሉ ዕለት የኽብሩ እዮም፤ “ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ ስለዝተወለድና ኣብዚ ማዕርግ እዚ በጺሕና፡ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን፡ ካብ ጸቢብ ናብ ርሒብ ዝወፃእናላ ዕለት እያ” ኢሎም የኽብሩ ነበሩ፤ ንጉሥ ሄሮድስ ድማ ንበዓል ልደቱ ኼኽብሩሉ ንመኳንንቱን መሳፍንቱን፡ ወይዘራዝርቱን፡ ንዅሎም ሰብ እቲ ሃገር ኣኪቡ ናብ ቤት መንግሥቱ ኣምጽኦም፤ ንጉሥ ሄሮድስ ዕለት በዓል ልደቱ ኣመልኪዖም ብተድላን ሓጐስን ኬኽብሩሉ ኣዘዘ፤ ሄሮድስ ንመኳንንቱን ንመሳፍንቱን፡ ንዅሎም ሰብ እቲ ሃገር ዓቢይ ግብጃ ገበረሎም።
ዐቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ብምኽንያት ርእሰ ዓውደ ዓመት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዝሃብዎ ቃለ ቡራኬ፦ ንዅልኹም ኣብ ቀረባ ውሽጢ ሃገርን፡ ኣብ ርኁቕ ወፃኢ ሃገራትን ዘለኹም፡ ኣብ ኃያል ጻዕሪ እትርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣብ ምክልኻልን ልምዓትን ሃገር ዘለኹም፡ ኣብ ሆስፒታልን ቤተ ማእሠርትን ዘለኹም ብሓፈሻ ንኵልኹም ሕዝበ እግዚአብሔር እንቋዕ ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ 2013 ዓ.ም. ኣሰጋገረኩምን ኣሰጋገረናን” ብምባል ርእሰ ዓውደ ዓመት በዓል ሓጐስን ፍሥሓን ክገብረልና ሠናይ ትምኒቶም ገሊጾም።
ኣብ መንፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብትርጓሜ መጽሓፍተ ሓዲሳት ሽድሽተ ተመሃሮ፡ ብመዝገብ ቅዳሴ ድማ ሸሞንተ ተመሃሮ ብድምር 14 ተመሃሮ ብደረጃ መምህርና ንከመስክሩ ንልዕሊ ሠለስተ ዓመት ተማሂሮም ንሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ገዳማትን ኣድባራትን ከገልግሉ ዝጸንሑ ወግዓዊ መመረቕታን ምዕዳል ወረቐት ምስክርነትን ዕለት 02 ጳጕሜን 2012 ዓ.ም.ግ ኣብ ኣዳራሽ መንበረ ፓትርያርክ ተኻይድሎም።
ብዕለት 24 ነሓሴ 2012 ዓ.ም.ግ. “ካብ ዕድኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ ዓዲ ኣቦኻን ውፃእ” (ዘፍ. 12፡1) ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት አቡነ ተክለሃይማኖት ራናና ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል ተኸቢሩ!
ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኮይኑ ኣብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ዲሜጥሮስ እዩ። ቅዱስ ዲሜጥሮስ መልኣኽ እግዚአብሔር ብዝገለጸሉ ካብ ለይቲ 23 ካብ መዓልቲ 7 ሱባዔ ኣትዩ ብመጥቅዕን ኣበቅቴን ዝቕመር ባሕረ ሓሳብ ኣዳለወ።
ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኮይኑ ኣብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ዲሜጥሮስ እዩ። ቅዱስ ዲሜጥሮስ መልኣኽ እግዚአብሔር ብዝገለጸሉ ካብ ለይቲ 23 ካብ መዓልቲ 7 ሱባዔ ኣትዩ ብመጥቅዕን ኣበቅቴን ዝቕመር ባሕረ ሓሳብ ኣዳለወ።
1) ዓመተ ዓለም
ዓመተ ዓለም፣- ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዓመት ምስ ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ተደሚሩ ዓመተ ዓለም ይበሃል።
ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን፡- ዓመተ ፍዳ፣ ዘመነ ኵነኔ፣ ዘመነ ብሉይ ይበሃል። ጠቕላላ 5500 ዓመት እዩ።
ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ድማ፡- ዓመተ ምሕረት፣ ዘመነ ሥጋዌ ይበሃል።
-> 5500 + 2013 = 7513