ብዕለት 7 ጥቅምት 2013 ዓ.ም.ግ. “ኣብ ዓይንኽ ዘሎ ስርወ ዘየስተውዓልካስ ንምንታይ ኣብ ዓይኒ ኃውኻ ዘሎ በሰር እትርኢ” ማቴ 7፡3 ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅድስት ኣርሴማ ሲደሮት ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል ተኸቢሩ!

ዘርኢ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ተዘሪኡ፡ በቝሉ፡ ዓንቢቡ ፈርዩ ኣብ ዓጺድ ከምዝበጽሕ፣ ሰብ ድማ ኣብዚ ምድሪ ብዘርኢ ተወሊዱ፡ ጐቢዙ፡ ዓብዩ፡ ኣሪጉ ኣብ ሞት ይበጽሕ። ሕይወት ሰብ ክሳዕ እዋን ዓጺድ ዘሎ ቀውዒ ስለዝኾነ፡ ክህልዎን ክመሃሮን ክትግብሮን ካብ ዝግብኦም እቶም ቀንዲ ሃይማኖትን ግብርን እዮም።

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ኅዳር ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ታኅሣሥ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ኅዳር ቡሩክ መዓልቱ ፲ ወእምዝ የሐፅፅ ወሌሊቱኒ ፲ወ፬ቱ ።

ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ብደረጃ ዲግርን ዲፕሎምን ዝምሃሩ 60 ዝኣክሉ ተምሃሮ ተቀቢላ። እዞም ካብ ዝተፈላለዩ ሃገረ ስብከትን ንኡሳን ሃገረ ስብከትን ዝመጹ ተምሃሮ ኮሌጅ፡ ቅድመ ምእታው ኮሌጅ ዘድሊ መምዘኒታት ዘማልኡን ብሰበካ ጉባኤያታትን ብሃገረ ስብከት ተመስኪርሎም ዝመጹ ምዃኖም እውን ተሓጋጋዚ ዲን ኮሌጅ ደብረ ሲና ኣባ ሲላስ ገሊጾም። 

እዚ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብኮሚተ ምድላው ስትራቴጂካዊ ውጥንን ክሥርሓሉ ዝጸንሐን ብተሳትፎ ኵለን ክፍልታት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ሃገረ ስብከታትን ንኡሳን ሃገረ ስብከታትን ዝተካየደ ዕማም ምድላው ስትራቴጂካዊ ውጥን 5ተ ዓመት 2013 -2018 ዓ.ም.ግ. ኣብ ተግባር ንምውዓል ድኅሪ ዝተኻየደ ጊዜ ዝወሰደ ተከታታሊ ዘተ ብዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም.ግ ብጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ጸዲቁ።

ክፍሊ ኣገልግሎት ካህናትን ስብከተ ወንጌልን ሃገረ ስብከት ኣሥመራ፡ ኣቀዲሞም ኣብ ዝኃለፈ ወርኂ ብማዕርገ ዲቁናን ክህነትን ንዝተቀብኡ ኣገልገልቲ ክህቦ ናይ ዝጸንሐ ሥልጠና መዛዘሚ ሥነ-ሥርዓት ፈጺሙ።

FAITH AND WORKS

Nov 05, 2020

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the things that we cannot see.

17 ጥቅምት 2013 ዓ.ም.ግ (27 ጥቅ 2020 ዓ.ም.ፈ) ፡ ነቶም ኣቐዲሞም ብመዓርገ ዶቁናን ክህነትን ዝተቐብኡ ዉልደ ክህነት ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ብክፍሊ ሽብኸጠ ወንጌልን ኣገልግሎት ካህናትን ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ዝተወደበ ስልጠና ትምህርቲ ሃይማኖት ይወሃብ ኣሎ።

ንሓደ በዓለ ጸጋ ሰብኣይ ክልተ ደቂ ነበርዎ። እቲ ንኡስ ውላድ ኣብ ቤት ኣቦኡ ዝጐደሎ ነገር ኣይነበሮን። ከም ድላዩ እናበልዐ፡ እናሰተየ፡ እናተኸድነ ፡ እናተጻወተ፡ ኵሉ መሊእሉ ብዘይ ጸገም እናነበረ ከሎ፡ ሓደ መዓልቲ ካብ ገዛኻ ወፂእካ፡ ካብ ወላዲኻ ተፈሊኻ፡ ብጽሒትካ ኂዝካ ኪድ ዝብል ሓሳብ ኣብ ሕልናኡ ከመላለሶ ጀመረ።

No events found.
Ad Right

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

ተሳትፎን ተገዳስነትን ወራዙት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሥነ-መለኮት ደብረ…

ኣብ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሥነ-መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ ብናይ ምሸት መርሐ ግብር ትምህርቲ ዝከታተላ ዘለዎ ደቂ ኣንስትዮ ተሳትፍኦንን ተገዳስነትን ልዑል...

“ሰማዕት ቅዱስ ፒሉፓዴር መርቆሬዎስ”

ፒሉፓዴር ማለት ፈታዊ ኣቦ ማለት እዩ፡ ብኻልኣይ ትርጕሙ ከኣ ኣገልጋሊ ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን መርቆሬዎስ ማለት እዩ። ስመ ክርስትና ናይ ኣቦኡ...

ዕሥራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ

ብርግጽ ኣብ ዙርያ ዝፋን ጐይታ ዚቖሙን ዘመስግኑን ክቝጸሩ ዘይከኣሉ ኣእላፈ ኣእላፋት ሠራዊተ መላእክት ከምዘለዉ በዓል ራእይ ነቢይ ዳንኤል(ዳን. 7፡10) ደኣ...

ዕሥራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ

ብርግጽ ኣብ ዙርያ ዝፋን ጐይታ ዚቖሙን ዘመስግኑን ክቝጸሩ ዘይከኣሉ ኣእላፈ ኣእላፋት ሠራዊተ መላእክት ከምዘለዉ በዓል ራእይ ነቢይ ዳንኤል(ዳን. 7፡10) ደኣ...

ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ብድሙቕ መንፈሳዊ ሥነ ሥርዓት ተኸቢሩ

ዓመታዊ 21 ኅዳር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ኵለን ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ታቦት ኣቕሪጸን ቤተ ክርስቲያን ዝሓነጻ...

ኣይትጨነቑ! ማቴ. 6፡25

በቲ ጸቕጢ ጽልግልግታ ሰርቢ፡ውኖይ ምስ ሓከለ ሃዲሙ ካብ ቀልቢ

ምሥጢር ፊደላትና ይተዓቀብ!

ኣብ ልሳነ ግእዝን ትግርኛን፡ ነፍስ ወከፍ ፊደል ናቱ ትርጕምን መግለጽን ኣለዎ። ብኣደማምፃኦም ሓደ ዓይነት ዝኾኑ፣ እንተኾነ ግና ብመልክዕን ቅርጽን ከምኡ’ውን...

ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ኃላፍቲ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓባይ ብሪጣንያ ርክብ…

ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣቀዲሙ ምስ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ሃገረ ስብከታትን ንኡሳን ሃገረ ስብከታት ከካይዶ ዝጸንሐ ጉባኤ፡...

ቅዱስ ሐዋርያ ፊልጶስ አሐዱ እምዓሠርቱ ወክልኤቱ ሐዋርያት 

18 ኅዳር ዕለተ ዕረፍቱ ናይ ሓደ ካብ ዓሠርተው ክልተ ሓዋርያት ዝኾነ ቅዱስ ፊልጶስ እዩ። ‘ፊልጾስ’፦ ማለት መፍቀሬ አኃው ፈታው ኣኅዋት፣ ኣኃዜ ኲናት...

ዘመነ አስተምህሮ

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕለት፡ ብፍላይ ከኣ ዕለተ ሰንበት እሑድ ዝዝመር፡ ዝስበኽ፡ ዝንበብን ዝቕደስን ብሓፈሻ ዝበጽሕ ስብሐታትን ዝንበብ ቃለ እግዚአብሔርን ምሥጢር...

ጾመ ነቢያት፡ ካብ ሠሉስ 15 ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ…

ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ 15 ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ...

ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ተኸቢሩ ብዓቢይ መንፈሳዊ ድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጽአ 12 ኅዳር እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጻውያን ብመሪሕነት ሊቀ መላእት ቅዱስ ሚካኤልን ናጽነት ዝወጽእሉ ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅዱስ...

  

latest articles

FAITH AND WORKS

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...

The feast of the Holy Cross - Mesekel (The Founding…

The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...