“መኑ ያኀድገነ ፍቅሮ ለክርስቶስ፡ ሕማምኑ ምንዳቤኑ ተሰዶኑ ረኃብኑ ዕርቃንኑ መጥባሕትኑ ፃዕርኑ። በከመ ይቤ መጽሐፍ በእንቲአከ ይቀትሉነ ኵሎ አሚረ ወኮነ ከመ አባግዕ ዘይጠብሑ። ወባሕቱ በእንተዝ ንመውዖ ለኵሉ እስመ ውእቱ አፍቀረነ/ ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ ዚፈልየና መን እዩ፧ መከራዶ፡ ጸበባዶ፡ ስደትዶ፡ ጥሜትዶ፡ ዕርቃንዶ፡ ድንገትዶ ወይስ ሞት። ከመዮ ምእንታኻ ምልኡ መዓልቲ ንቅተል ኣሎና፡ ከም ኣባጊዕ ማሕረዲውን ተቘጸርና” ከም ዝብል መጽሓፍ። ፍጹም ስለዘፍቀረና ንዅሉ ንስዕሮ ኣሎና።” (ሮሜ 8፡35-37)

ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት፡ ካብ ኣምላኩ ቃል ኪዳን ተቐቢሉ ኣብ መበል 99 ዓመቱ ብዕለት 24 ነሓሴ ምስ ዓረፈ፡ ቅዱሳን መላእኽት እናዘመሩ ንነፍሱ ክቕበልዋ ከለዉ፡ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ድማ ኣክሊለ ጽድቅ ሂቡ ናብ ዘለዓለማዊ ዕረፍቲ ኣእተዎ።

ዓርቢ ዕለት 22-ነሐሴ- 2012 ዓ.ም. (28 ነሐሴ 2020 ዓ.ም.) ከም መቀጸልታ ናይ ዝሓለፈ ጉባኤ ኣርታዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንክፋል ሓዲሽ ኪዳን ካብ ግረበ ሐዋርያት ክሳብ ራእይ ዮሐንስ ንዘለዉ መጻሕፍቲ ንምርታዕ፥ ዓቓቤ መንበር ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ፡ ዋና ኣማኃዳሪ መንበረ ፓርያርክ ብፁዕ ኣቡነ ባስልዮስ፡ ዝተረቅሑ ሊቃውንት ቤተ ክርስቲያን ኃለፍቲ ክፍልታት መንበር ፓርያርክ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣኼባ ተቃኒዑ።

ኣብ ቤት ጽሕፈት መንብረ ፓትርያርክ ዘሎ ክፍሊ ስነዳን ሙዝየምን ብመንገዲ ማይክሮ ፊልም ብራናታት ሰኒድካ ንምዕቃብ ልዑል ጻዕሪ ይገብር ምህላው ሓላፊ ክፍሊ መሪጌታ ሲራክ ሓቢሩ።

ኣብ ገዳም ደብረ ቁስቋም ቅድስት ድንግል ማርያም ድባርዋ ዝተፈላለዩ ትስፍው ልምዓታዊ መደባት ክኻየድ ምጽንሑ ተገሊጹ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመት እዚ ብዝተገብረ ልምዓታዊ ስርሓት መንበሪ መነኮሳትን መነኮሳይያትን፡ መንበርን መምሃር ክፍሊ ተምሃሮ ግብረ ዲቁናን ግብረ ክህነትን፡ ህንፃ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ድንግል ማርያምን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊን ክጽግኑ ምክኣሎም አበ ምኔት ገዳም ኣባ ስምዖን ሓቢሮም።

ዓመት መጽአ 16 - 21 ነሓሴ፡ ትንሣኤን ዕርገትን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብምዕሩግ ሥነ ሥርዓት ይኽበር። ካብ 33 በዓላተ ማርያም ዝኾነ በዓለ ፍልሰታ፡ “ተንሥእ እግዚኦ ውስተ ዕረፍትከ አንተ ወታቦተ መቅደስከ/ ኦ ጐይታ ናብ ዕረፍትኻ ተንሥእ፡ ንስኻን ታቦት መቕደስካን” እናበሉ ሕዝበ ክርስቲያን ብምስጋናን ውዳሴን የኽብርዎ። (መዝ. 132፡8)


በዚ ዕለት’ዚ ዓቢይ ሓጐስን ፍሥሓን ኮነ። እዚ ድማ ቅድስት ድንግል ማርያም ከም ፍቁር ወዳ ኻብ መቓብር ተፈልያ ዝተንሠኣትሉን፡ ናብ ሰማይ ዓሪጋ ኣብ የማን ወዳ ዝቖመትሉን ዕለት ስለዝኾነ እዩ። ቅድስት ድንግል ማርያም ከም ወዳ ተንሢኣ ስለ ዝዓረገት ከም ካልእ ሰብኣዊ ፍጡር ትንሣኤ ዘጉባኤ ኣይትጽበን እያ። 

 ከምኡ’ውን እዚ ዕለት’ዚ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ፍቁር ወዳ “ በዛ ዕለት’ዚኣ (16 ነሐሴ) ተዝካርኪ ዝገበረ፡ በዓለ ዕርገትኪ ዘብዓለን ዘኽበረን ከምኡ’ውን በዛ ዕለት’ዚኣ ቅዱስ ቍርባን ዝተቐበለ ኣነ ኃጢኣቱ ክድምስሰሉ ፣ ምሕረተይ ክህቦ፣ እሳተ ደይን ድማ ኣይከርእዮን እየ . . . ” ዝብል ቃል ኪዳን ዝተቐበለትሉ ክቡር ዕለት እዩ።

ኣብዚ ዕለት'ዚ ጥራሕ ዘይኮነስ ክሳዕ 21 ነሐሴ ኣብ ዘለዉ መዓልታት 'በዓላተ ማርያም' ተባሂሉ፡ ነገረ ትንሣኤኣን ዕርገታን እናተነግረ፣ ጣዕማን ፍቕራን እናተሰብከ ይኽበር እዩ።

በረከተ ጸሎታ ውኩፍ፡ ወሀብተ ረድኤታ ትሩፍ፡ ወምሕረተ ፍቁር ወልዳ ምልዕተ አጽናፍ፡ የሀሉ ምስለ ኵልነ ሕዝበ ክርስቲያን ለዓለመ ዓለም አሜን።

ብእግዚአብሔር ቅቡል ዝኾነ በረኸት ጸሎታን ሃብተ ረድኤታን ክሳዕ ጽንፊ ዝመልአ ምሕረት ፍቁር ወዳን ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን። ንሃገርና ኤርትራ ድማ ብቓል ኪዳና ይሓልወልና!

ስብሐት ለእግዚኣብሔር፡ ወለወላዲቱ ድንግል፡ ወለመስቀሉ ክቡር፣ አሜን!

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of Nahasse, he was caught up in the spirit to the Garden of Delight, and he saw our Lord Jesus Christ sitting by the Tree of Life, where was the body of our Lady Mary, and He commanded His Seven Angels to summon her from the Garden of Delight. And they said unto the Garden, “God, our Lord Jesus Christ, commandeth that the body of His pure mother shall go forth.

፯ ነሐሴ ፳፻፩፪ (13 ነሓሰ 2020)ብክፍሊ ማእከል ንዋየ ቅድሳት ንተጫረትቲ ብምዕዳም ክፉት ናይ ንዋየ ቅድሳት ጨረታ ኣብ ቤት ጽሕፈት መነበረ ፓትርያርክ  ተኻይዱ።

ጾመ ፍልሰታ፡ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ጣዕማን ፍቕራን ዘኅድር፡ ጸጋን በረኸትን ዘውህብ እዩ።

No events found.
Ad Right

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

ምሥጢር ፊደላትና ይተዓቀብ!

ኣብ ልሳነ ግእዝን ትግርኛን፡ ነፍስ ወከፍ ፊደል ናቱ ትርጕምን መግለጽን ኣለዎ። ብኣደማምፃኦም ሓደ ዓይነት ዝኾኑ፣ እንተኾነ ግና ብመልክዕን ቅርጽን ከምኡ’ውን...

ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ኃላፍቲ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓባይ ብሪጣንያ ርክብ…

ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣቀዲሙ ምስ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ሃገረ ስብከታትን ንኡሳን ሃገረ ስብከታት ከካይዶ ዝጸንሐ ጉባኤ፡...

ቅዱስ ሐዋርያ ፊልጶስ አሐዱ እምዓሠርቱ ወክልኤቱ ሐዋርያት 

18 ኅዳር ዕለተ ዕረፍቱ ናይ ሓደ ካብ ዓሠርተው ክልተ ሓዋርያት ዝኾነ ቅዱስ ፊልጶስ እዩ። ‘ፊልጾስ’፦ ማለት መፍቀሬ አኃው ፈታው ኣኅዋት፣ ኣኃዜ ኲናት...

ዘመነ አስተምህሮ

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕለት፡ ብፍላይ ከኣ ዕለተ ሰንበት እሑድ ዝዝመር፡ ዝስበኽ፡ ዝንበብን ዝቕደስን ብሓፈሻ ዝበጽሕ ስብሐታትን ዝንበብ ቃለ እግዚአብሔርን ምሥጢር...

ጾመ ነቢያት፡ ካብ ሠሉስ 15 ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ…

ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ 15 ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ...

ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ተኸቢሩ ብዓቢይ መንፈሳዊ ድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጽአ 12 ኅዳር እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጻውያን ብመሪሕነት ሊቀ መላእት ቅዱስ ሚካኤልን ናጽነት ዝወጽእሉ ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅዱስ...

"ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. 10፡21

ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ...

ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ፡ ክብረ በዓል ቁስቋም ማርያም ኣረጊት ድባርዋ…

6 ኅዳር ክብረ በዓል ቁስቋም ኣብ ማርያም ኣረጊት ድባርዋን ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ...

ዛዘምቲ ደረጃ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ስነ መለኮት ደብረሲና ቅድስት ሥላሴ…

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ከም ኣካል ብዘመናዊ ኣገባብን ሥርዓተ ትምህርትንምሥልጣንን ምምሃርን ኣገልገልቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን  ምሉእ ባይታ ብምጥጣሕ፡ ኣኅዳሪ መንፈሳዊ ኮሌጅ...

ሊቀ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ

ሰማዕት ዝብል ቃል ‘ሰምዐ’ መስከረ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሥ ዝተረኽበ ኪኸውን ከሎ ምምስካር፡ ምስክር ማለት እዩ። “ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዚነበረ...

ሓዊ ማሕየዊ

‘ቲ ፈተና - ሓዊ፡ ንኣይ ዝተኣጒደ፡ዋላ ተሽለቘኒ ውሽጠይ እናንደደ፡ደኃር ግን ፈሊጠ ምስ በጽሐ እዋኑ፡ንምድራዊ ሕይወተይ መብሰሊ ምዃኑ።    ምኽንያቱ፡    ምድራዊ ሕይወተይ...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅድስት ኣርሴማ ሲደሮት ቤተ ክርስቲያን…

ብዕለት 7 ጥቅምት 2013 ዓ.ም.ግ. “ኣብ ዓይንኽ ዘሎ ስርወ ዘየስተውዓልካስ ንምንታይ ኣብ ዓይኒ ኃውኻ ዘሎ በሰር እትርኢ” ማቴ 7፡3 ብዝብል...

  

latest articles

FAITH AND WORKS

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...

The feast of the Holy Cross - Mesekel (The Founding…

The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

ልሳን ተዋሕዶ

ኣድራሻና

 ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

 ቴለፎን፡ +291-1-184290/182270