ትምህርተ ሃይማኖት

  1. አዕማደ ምሥጢር
  2. ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን
  3. ነገረ ማርያም
  4. ነገረ ድኅነት

ምሥጢረ ቍርባን

‘ቍርባን’፦ ማለት መንፈሳዊ ኣምኃ፣ መሥዋዕት፣ መባእ . . . ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ዝቐርብን ዝወሃብን እዩ። ኣብ ዘመነ ብሉይ፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መሥዋዕቲ እንስሳን እኽልን ቍርባን ይብሃል ነበረ። (ዘሌ. 4፥1-35፤ 5፥1-19፤ 6፥1-30፤ 7፥1-15) ኣብ ሓዲስ ኪዳን ግና ቍርባን ዚበሃል ናይ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ...

ጥንተ አብሶን ጥምቀተ ክርስትናን (2ይ ክፋል)

ጥምቀተ ክርስትና ጥምቀት ማለት ‘አጥመቀ’ ካብ ዝብል ግሢ ዝወፀ ኾይኑ፦ ‘ኣብ ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ማየ ገቦ ጠሊቕካን ተኣሊኽካን፡ ተሓጺብካን ምውፃእ’ ማለት እዩ። “ወተቀበርነ ምስሌሁ ውስተ ጥምቀት በሞቱ/ ብሞቱ ጥምቀት መቓብርነት ከም ዝተቐበርና ፍለጡ” ከምዝብል። (ሮሜ 6፡4)። እዚ ድማ ብሞቱ ጥምቀት መቓብርነት ከም...

እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ።በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር በዓታ ውስተ ደብረ ቁስቋም’ ከምዝብል። (መቅድመ...

ሐፁረ መስቀል

ጸሎተ ሐፁረ መስቀል ወመልዕልተ ኵሉ ነገር መስቀል ሐፁር ወጥቅም፡ መስቀል ለቤተ ክርስቲያን ፅንዕ፡ መስቀል ለፀር ነሣቲ፡ መስቀል ለነቢያት ስብከት፡ መስቀል ለሐዋርያት ምክሕ፡ መስቀል ለሰማዕታት አክሊል፡ መስቀል መያጤ አረሚ፡ መስቀል ለርኁባን ኅብስት፡ መስቀል ለጽሙአን አንቅዕት፡ መስቀል ለዕሩቃን ልብስ፡ መስቀል ለነገሥት ዕበይ፡ መስቀል...

ነገረ ቤተ ክርስቲያን

  1. ሥርዓት
  2. ታሪክ
  3. ቅዱሳት መጻሕፍት

መስቀል ብርሃን ለኵሉ ዓለም መሠረተ ቤተ ክርስቲያን

ዓመት መጸ (፲፯) 17 መስከረም፡ ብስብሐተ ማኅሌትን ውዳሴን ቅዳሴን፡ ብብርሃን ዳሜራን ሆየ ሽግን፡ ብዓቢይ ሓጐስ እነኽብሮ በዓል፡ በዓለ መስቀል’ዩ። እዚ በዓል’ዚ ወርኀ ክረምት እዋን ልምላሜ ኃሊፉ ወርኀ ጽጌን ፍሬን ዝትክኣሉ፡...

ብዙኃን ማርያም

localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY

21 መስከረም፡ ብዙኃን ሊቃውንት ኣብ በዓለ ማርያም ተጋቢኦም ክሕደት ኣርኂቖም ሃይማኖት ዘጽንዕሉ ንዝክረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ብዙኃን ማርያም ይበሃል። ኣብ ራብዓይ...

ነቢይ ዕንባቆም

localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY

ዕንባቆም፦ ማለት ማእምር፡ ለባዊ ነባቢ ማለት እዩ። ካብ ነገደ ስምዖን ካብ ኣቦኡ ናኮርን ኣደኡ ሬፋን ተወልደ። ኣብ ዘመነ ሕዝቅያስ ዝተንሥአ ነቢይ...

ነገረ ቅዱሳን

  1. ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት
  2. ቅዱሳን ገዳማት ወመካናት

ካብ ዓሠርተው ክልተ ሓዋርያት ሓደ ሓዋርያ ቅዱስ በርተሎሜዎስ

  ሓደ ካብ ዓሰርተው ክልተ ሓዋርያት ዝኾነ ሓዋርያ በርተሎሜዎስ እዩ። (ማቴ. 10፡3፣ ማር. 3፡18) በርተሎሜዎስ ማለት ተኽሊ ናይ ምስታይ ሃብት ዝተዋህቦ ውሉድ ማለት እዩ። “ኩን ወልደ...

ገዳም ፃዕዳ እምባ ቅድስት ሥላሴ - አቡነ ሰይፈ ሚካኤል

ገዳም ፃዕዳ እምባ ቅድስት ሥላሴ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ካብ ከረን 25 ኪሎ ሜተር ንሸነኽ ደቡባዊ ምዕራብ ኣብ ኣስታት 2500 ሜትሮ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ ተደኲኑ ዝርከብ...

ስብከተ ወንጌል

‘ጸልዩ ባሕቱ ከመ ኢይኩን ጕያክሙ በክረምት / እቲ ምህዳምኩም ብኽረምቲ ከይከውንሲ ጸልዩ’ (ማቴ. 24፡20)

ጊዜ ኽረምቲ፡ ዝናም ንዘርኢ፡ ጠሊ ንምድሪ ዝህበሉ፡ ዝተዘርአ ዝቦቝለሉ፡ ዝተተኽለ ዝጸድቀሉ፡ ነቒጾም ዝነበሩ ኣትክልቲ ዝልምልሙሉ፡...

“ወበእንተ ኃጣውኢነ ውእቱ ተሰቅለ ዲበ ዕፅ በሥጋሁ/ ምእንቲ ኃጢኣትና ብሥጋኡ ኣብ ዕንጨይቲ ተሰቕለ።” (1ይ ጴጥ…

እግዚአብሔር ዝሃቦ ተስፋን፡ ነቢያት ዝተነበይዎ ትንቢትን ንምፍጻም፡ ኣካላዊ ቃል እግዚአብሔር ወልድ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ኣብ መልዕልተ...

“ኀለፈት ጽልመት ወብርሃን ዘበአማን ወድአ አስተርአየ / ጸልማት ኃሊፉ እዩ፣ ሓቀኛ ብርሃን ድማ ፈጺሙ ተራእዩ…

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! “ኀለፈት ጽልመት ወብርሃን ዘበአማን ወድአ አስተርአየ / ጸልማት ኃሊፉ...

ኣብ ጊዜ ጾም

“እቲ ኣነ ዝፈትዎ ጾምሲ ንመኣስር እከይ ምፍታሕ፡ ንማእሰርቲ ኣርዑት ምዝላቕ፡ ንጥቑዓት ምውፃእ ሓራ፡ ባርነት ዘበለ...

መርሐ ጽድቅ

ቶማስ ንየኔታ ኣእምሮ ከምዚ ዚስዕብ ኢሉ ሓተቶም ፦

ተሰአሎ ለአቡከ ወይነግረከ ወያየድዐከ ወለሊቃውንቲከ ይዜንዉከ/ ነቦኻ ሕተቶ ንሱ ኸኣ ፍጹም ክነግረካ እዩ፣ ሊቃውንትኻ ድማ ከብርሁልካ እዮም” ዘዳ. 32፡7 ቶማስ...

ሾብዓተ ነገራት ቍጽሮም 'ሾብዓተ'

• ሾብዓተ ባህርያተ ሰብ ኣርባዕተ ባህርያተ ሥጋ1. እሳት2. ነፋስ3. ማይ4. መሬትከምኡ’ውን ሠለስተ ባህርያተ ነፍስ5. ነቢብነት6. ለባውነት7. ሕያውነት

ቃኤልን ኣቤልን 

ቀዳሞት ሰባት ኣዳምን ሔዋንን “ፍረዩን ብዝኁን፡ ንዓለም ድማ ምልእዋ” ኢሉ እግዚአብሔር መሪቑዎም ኣብ ገነት ይነብሩ ነበሩ። ምስ በደሉ...

“ካብ ኣፍ ቈልዑትን ሕፃናትን ምስጋና ኣዳሎኻ” መዝ. 8፡2

ሆሳዕና ማለት ‘መድኃኒት ወይ ሕጂ ኣድኅን’ ተባሂሉ ይትርጐም። ብልማድ ኣጸዋውዓ ‘ኣጕሳዕና’ ይብሃል። በዓለ ሆሳዕና ቅድሚ ፋሲካ ወይ ትንሣኤ...

ብፁዓን ኣቦታት

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ካብ መፍቀርያነ እግዚአብሔር ዝኾኑ ሥድራ ቤት ኣቦኦም ወልደሥላሴ ዓምደጊዮርጊስ፡ ኣዲኦም ድማ ሚዛን ሃብተማርያም 17...

ብፁዕ ኣቡነ ማርቆስ ቀዳማይ ኤርትራዊ ጳጳስ

ጥበበኛ ሰሎሞን “ካብ ጽቡቅ ሽታስ ጽቡቅ ስም ይበልጽ’ ከምዝብል (መጽ. መክብብ 7፡1) ጽቡቅ ስምን ጽቡቅ ታሪኽን ዘለዎ ሰብ...

ዜና መዋዕል እምልደት እስከ ዕረፍት ብፁዕ አቡነ ሰላማ ሊቀ ጳጳስ…

ብፁዕ አቡነ ሰላማ፦ ብቅድስናኦም ዝተፈልጡ፡ ብጸሎቶም ዝረድኡ፡ ብፍቅረ እግዚአብሔር ዝተመልኡ፡ ካብ ፍቅረ ንዋይ ዝረኃቑን ብልግስነት ዝዓበዩን ብትሩፋቶም ዝልለዩን...

ዜና መዋዕል እምልደት እስከ ዕረፍት ብፁዕ ኣቡነ ኣትናቴዎስ ጳጳስ ሃገረ…

ብፁዕ ኣቡነ ኣትናቴዎስዮስ ካብ ኣቦኦም ስብሓትለአብ በርሀን ኣደኦም ወይዘሮ ኣብርሃት ኃይለን ኣብ ዓዲ ገረብእኖ ብ13 ሰኔ 1935 ዓ.ም.ግ...

ሀብተ ቤተ ክርስቲያን

ኣብታ ጃልባ

ኣብታ ጃልባ ኣብታ ጃልባ ጕዕዞ ሕይወት ቀላይፈጣሪ ተሰቂሉ እናተጓዕዘ ምሳይኣነ ዓሻ፣

ባሕረ ሓሳብ ፡ ሓሳበ ዘመን 2012 ዓ.ም.

ባሕረ ሓሳብ ፡ ሓሳበ ዘመን 2012 ዓ.ም.  ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት...

ንጹሕ ዘርኢ እምነት

ብሥጋዊ ጥበብ፡ ብርእሰ ትውክልቲኣይትፈርን እምነት፡ ከም ኵሎም ኣዝርእቲ ንሳ ብባህሪኣ፡

መስቀል

ጐይታ ዓለማት ክርስቶስ፡ ዝተሰቕለሉ መስቀልምሥጢሩ ዓሚቝ’ዩ ታሪኽ እንተ ዝግንጸልእስራኤላዊ ቀሲኑ ምድረ ተስፋ ከይርኢኪለዓል ጀመረ ናይ ኣማሌቅ ጸብኢ

ዘመነ ዮሐንስ፦ 9 ኅዳር 2012 ዓ.ም.

November
Tuesday
19
ዝክር፦ ይስሓቅ ሊቀ ጳጳሳት ዘእስክንድርያ፡ ወጉባኤሆሙ ለሠለስቱ ምእት ዐሠርቱ ወሰመንቱ ርቱዓነ ሃይማኖት በኒቅያ። ዘቅዳሴ ምንባብ፦ ቈላ. 2፡4-12። ዮሐ. 1፡6-ፍጻሜ። ግብ. ሐዋ. 15፡21-30። ምስባክ፦ መዝ. 72/73። ወንጌል፦ ሉቃ. 17፡1-10። ቅዳሴ፦ ዘ፫፻ት ግሩም። * * *
00:00 h

ርእሰ አንቀጽ ወዜና

ክብረ በዓል ቁስቋም ማርያም ብድምቀት ተባዒሉ!

6 ኅዳር ክብረ በዓል ቁስቋም ኣብተን ብስም ቁስቋም ቤተ ክርስቲያን ኣሕኒፀን ታቦት ዘቕረጻ ክብረ በዓለን ብዓቢይ መንፈሳዊ ክብሪ ክበዓል ከሎ፡ ብፍላይ ድማ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ዓዲ...

ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ሀገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ሓዋርያዊ…

ብብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ጳጳስ ሀገረ ስብከት መንደፈራን ከምኡ’ውን ብብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ሊቀ ጳጳስ ሀገረ ስብከት ድባርዋን ጋሽ ባርካን፡ ብተወሳኺ ድማ ምክትል ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ሊቀ...

ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ተቓኒዑ!

ካብ 22-23 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም.ግ. (1-2 ኅዳር 2019 ዓ.ም.) ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን፡ ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ ብፁዕ አቡነ ዮሓንስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ባርካን ድባርዋን ብፁዕ...

ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

"ናብ ኵሉ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ኸኣ ወንጌል ስበኹ" (ማር. 16፥15) ቅድመ ዓለም ብሓድነቱን ሠለስነቱን ጸኒዑ ብልቢ ዝሓሰቦ፡ ድኅሪ ዓለም ድማ ብኣፍ ቅዱሳን ነቢያት ዘናገሮ ንምፍጻም ካብ ሠለስተ ኣካላት ሓደ ኣካል...

ወከልቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ…

ወከልቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ጉባኤ ባህልን ቅርስን ተሳቲፎም! ብዕለት 06-07 ጥቅምት 2012 ዓ.ም ኣብ ትሕቲ “ባህላዊ ውርሻና መግለጺ መንነትና”ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተቓንዐ ጉባኤ ወከልቲ...

ሓድሽ ሕንፃ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ሰላም ቅዱስ ገብርኤል ከተማ ኪጋሊ…

ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ብፁዕ ኣቡነ ቄርሎስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ዝተረኽብሉ ሓድሽ ሕንፃ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ሰላም ቅዱስ ገብርኤል ከተማ ኪጋሊ ሃገረ ሩዋንዳ ቅዳሴ ቤቱ ተኸቢሩ! ብድሮ...

ንኡስ ሃገረ ስብከት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቈይሙ!

ንኡስ ሃገረ ስብከት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቈይሙ! ዕለት 01 ጥቅምት 2012 ዓ.ም.፡ ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ ብፁዕ ኣቡነ ቄርሎስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ ዓዲ ቀይሕን ቀሲስ በረከት ኪዳነ ኃላፊ ወፃኢ ዝምድናታት ዘመንበረ...

ክብረ በዓል ቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃ ወኣጽብሓ ብመንፈሳዊ ድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጸ ዝኸብር ክብረ በዓል ቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃ ወኣጽብሓ ዕለት 04 ጥቅምት ኣብ ብስሞም እትጽዋዕ ኣብ ከባቢ ኣሥመራ ኣብ ዓድ ለሰም ኣብ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ዋና ኣመኃዳሪ መንበረ ፓትሪያርክ ብፁዕ...

ምሸታዊ ትምህርቲ (extension) ኣብ መንፈሳዊ ኮሌጅ ተጀሚሩ!

ክልተ ዓመታት ፈጺሙ ናብ ሣልሳይ ዓመተ ትምህርቲ ዝተሰጋገረ ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ (Theology) ኣብ ክልተ ሥሩዕ (regular) መርሓ ግብርታት (ዲግሪ 5ተ ዓመት/ ዲፕሎማ 3ተ ዓመት) ትምህርቱ ብጽቡቕ ይቕጽል...

‘ምክዕቢተ ፍሥሐ’ ኣብ ቅድስት ኣርሴማ ቤተ ክርስቲያን ዓዲ ሓውሻ!

ዕለት 29 መስከረም 2012 ዓ.ም. ድርብ ሓጐስ ዝተኣንገደትላ ዕለት እያ። ዓመታዊ ክብረ በዓል ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ብጸሎተ ሰዓታትን ስብሐተ ማኅሌትን ጸሎተ ቅዳሴን ዑደተ ታቦትን ክኽበር ከሎ ብተወሳኺ ድማ በዚ ዕለት...

ምቋም ቤተ መዘክር ቤተ ክርስቲያን ዝምልከት መጽናዕታዊ ጽሑፍ ቀሪቡ!

ምቋም ቤተ መዘክር ቤተ ክርስቲያን ዝምልከት መጽናዕታዊ ጽሑፍ ቀሪቡ! 22 መስ 2012 ዓ.ም.ግ (3 ጥቅ 2019) ምስ ህልዊ ዓቕሚ ቤተ ክርስቲያን ዝተዛመደ ምቋም ቤተ መዘክር (ሙዚየም) ቤተ ክርስቲያን ዝምልከት መጽናዕታዊ ጽሑፍ፡...

ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ፡ ን28 ተማሃሮ ብመዓርገ ዲቁና፡ ንኽልተ ዲያቆናት…

ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ፡ ን28 ተማሃሮ ብመዓርገ ዲቁና፡ ንኽልተ ዲያቆናት ድማ ብመዓርገ ክህነት ሥርዓተ ሢመት ተፈጺምሎም!  ብዕለት 27 መስከረም 2011 ዓ.ም. ን28 ብመዓርገ ዲቁና፡ ንኽልተ ድማ ብመዓርገ ክህነት ኣብ መካነ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ...

ቅዱስ ሲኖዶስ ሕጊ ምርጫ ፓትርያርክ እተርቅቕ ኮሚቴ መዚዙ!

ቅዱስ ሲኖዶስ ብዕለት 19 መስከረም 2012 ዓ.ም (30/09/2019 ፈ) ከም መቐጸልታ ብዕለት 22 ነሓሴ 2011 ዓ.ም (28/08/2019) ዘካየዶ ጉባኤኡ፣ ሕጊ ምርጫ ፓትርያርክ እተርቅቕ ኮሚቴ ኣባላት መሪጹ! እዛ 7ተ ዝኣባላታ ኮሚቴ...

ናይዚ ዓመት ፈላማዊ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ተቓኒዑ!

ናይዚ ዓመት ፈላማዊ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ተቓኒዑ! ብዕለት 19 መስከረም 2012 ዓ.ም. ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ዝገበሮ ፈላሚ ጉባኤኡ ስፍሕ ኣብ ዝበሉን ዓበይቲ ጉዳያትን ውሳነታት ብምኅላፍ ዛዚሙ። ኣብዚ ጉባኤ’ዚ ብጉዳይ ምቋም...

ንኡስ ሃገረ ስብከት ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ቆይሙ!

ንኡስ ሃገረ ስብከት ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ቆይሙ! ቅዱስ ሲኖዶስ ቅድሚ ኃሙሽተ ዓመት ብዘውፅኦ መምርሒ መሠረት፣ ኣብ ሃገራት ወፃኢ ኣብ ኵለን ኣህጉራተ ዓለም ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያናትና መንፈሳዊ ጕስነተንን ምኅደራአንን ንምኅያልን ንምምእካልን ዝሕግዘን፣ በብከባቢአን ተጠርኒፈን...

መበል 18 ዓመተ ምምሥራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ብሥራት ቅዱስ…

መበል 18 ዓመተ ምምሥራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ብሥራት ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን (ኣኽርያ) ብመንፈሳዊ መደባት ተኸቢሩ! ብዕለት 18 መስከረም 2012 ዓ.ም. መበል 18 ዓመተ ምምሥራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ብሥራት...

ክብረ በዓል ቅዱስ መስቀል 2012 ዓ.ም. ብመንፈሳዊ ተመስጦን ሓበንን ተባዒሉ!

ክብረ በዓል ቅዱስ መስቀል 2012 ዓ.ም. ብመንፈሳዊ ተመስጦን ሓበንን ተባዒሉ! ሎሚ ዕለት 17 መስከረም 2012 ዓ.ም. ክብረ በዓል ቅዱስ መስቀል፡ ኦርቶዶክሳውያን ኣብ ዝለውዎም ውሽጥን ወፃእን ሃገር ክኽበር ከሎ ብፍላይ ድማ ብፁዓን...

ቃለ ቡራኬ በዓለ መስቀል 2012 ዓ.ም.

ቃለ ቡራኬ በዓለ መስቀል 2012 ዓ.ም.   ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃእን እትነብሩ ምእመናንን ምእመናትን፣ ቅዱስ ፍቓዱ ኮይኑ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ዘሰጋገረና እግዚአብሔር ኣምላኽና፣ እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብጽሓናን፣ ኣብጸሓኩምን። ፈጣሬ...

ዓመታዊ በዓል ኣብያተ ትምህርተ ሰንበት መድኃኔ ዓለም (ደቀምሓረ) ከምኡ’ውን ቅዱስ…

ዓመታዊ በዓል ኣብያተ ትምህርተ ሰንበት መድኃኔ ዓለም (ደቀምሓረ) ከምኡ’ውን ቅዱስ ጊዮርጊስ (መንደፈራ) ብመንፈሳዊ ድምቀት ተኸቢሩ! ብዕለት 11 መስከረም 2012 ዓ.ም. መበል 20 ዓመት ምምሥራት ቤት ትምህርተ ሰንበት ደብረ ሰላም መድኃኔ ዓለም...

ቃለ ቡራኬ ርእሰ ዐውደ ዓመት 2012 ዓ.ም.ግ.

 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ቃለ ቡራኬ ርእሰ ዐውደ ዓመት 2012 ዓ.ም.ግ. ክቡራንን ክቡራትን፦ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃእን እትነብሩ ምእመናንን ምእመናትን፡ አብ ሐለዋን ልምዓትን ሃገር ዘለኹም፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሕማምን አብ በበይኑ...

ቃለ ቡራኬ ርእሰ ዐውደ ዓመት 2012 ዓ.ም.ግ.

ክቡራንን ክቡራትን፦ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃእን እትነብሩ ምእመናንን ምእመናትን፡ አብ ሐለዋን ልምዓትን ሃገር ዘለኹም፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሕማምን አብ በበይኑ ጸገማትን እትርከቡ ወገናትና፡ እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ 2012 ዓ.ም...

“ኀለፈት ጽልመት ወብርሃን ዘበአማን ወድአ አስተርአየ / ጸልማት ኃሊፉ እዩ፣…

“ኀለፈት ጽልመት ወብርሃን ዘበአማን ወድአ አስተርአየ / ጸልማት ኃሊፉ እዩ፣ ሓቀኛ ብርሃን ድማ ፈጺሙ ተራእዩ እዩ።” 1ይ ዮሐ. 2፥8 እቲ ለይትን መዓልትን ጸልማትን ብርሃንን ኣፈራሪቑ ካብ ሰዓት ናብ ዕለት፡ ካብ ዕለት...

ሥልጠና ፒች ትሪ ኣካውንቲንግ (Peachtree accounting) ተዋሂቡ!

ሥልጠና ፒች ትሪ ኣካውንቲንግ (Peachtree accounting) ተዋሂቡ!  ዕለት 02 - 06 / 09/ 2019 ካብ ኵለን ኣካላት ፋይናንስ ሃገረ ስብከታትን ኮሌጃትን ትካላትን ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ዝተዋፅኡ 18 ሰባት ሥልጠና ፒች...

ሽዱሽተ ወርኃዊ ጸብጻብ ዝቐረበሉ ጉባኤ ተኻዪዱ!

01 ጳጉሜን 2011 ዓ.ም. ናይ ሽዱሽተ ወርኂ ጸብጻብን መጻኢ ውጥንን ናይ ክፍልታት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ኵለን ሃገረ ስብከታትን ዝቐረበሉ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ተኻዪዱ።   እቲ ጉባኤ ብጸሎት...

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ጉዳይ መበል 3ይ ፓትርያርክ ነበር አቡነ…

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ጉዳይ መበል 3ይ ፓትርያርክ ነበር አቡነ እንጦንዮስ፦

መርሐ ግብሪ ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ሊቀ ጳጳስ ብጹዕ ኣቡነ ሰላማ…

መርሐ ግብሪ ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ሊቀ ጳጳስ ብጹዕ ኣቡነ ሰላማ 14/11/2011ዓ.ም.ግ. (20/08/2019ፈ.)

እዋናዊን ኣገዳሲን መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ

እዋናዊን ኣገዳሲን መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ

ኣብ 'ምትእትታው መናፍቓዊ ምንቅስቓስ ተሓድሶ’ ዝምልከት ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውፂኡ!

ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ መግለጺ (ቍ.፩)፡ ሎሚ ዕለት 14 ሰኔ 2011 ዓ.ም.ግ. (21/06/2019 ፈ.) ድማ ብዛዕባ ምትእትታው መናፍቓዊ ተሓድሶ ካብ ዝወሃብ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ምዕራፋት ዘለዎ መግለጺ ነቲ ቀዳማይ...

ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውጺኡ!

ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውጺኡ! ቅዱስ ሲኖዶስ ብወከልቱ ብጹኣን ጳጳሳት ኣቢሉ ብዕለት ፪ ግንቦት ፳፻ወ፲፩ ዓ.ም. (10/05/2019) ኣብ ዝገበሮ ጉባኤኡ ህልዊ ኩነታት ቤተ ክርስቲያን ኣመልኪቱ መግለጺ ኣውጺኡ። ንኵሎም ስዩማን ውሉደ ክህነትን ምእመናንን ምእመናትን...

እሙን ኣገልጋሊ - ገብር ኄር

     እሙን ኣገልጋሊ   ኣብ ዓለማዊ ሥራሕ ሠራሕተኛታት ነቲ ዘሥርሖም ኣካል ጸብጻብ ሥራሖም የቕርቡ እሞ በቲ ዘርኣይዎ ዓዉት ውፅኢት ዝሽየሙን ዝሽለሙን ወይ ድማ በቲ ዘስዓብዎ ጕድለት ይቕጽዑን ይስጐጉን። ዓለማዊ ሥራሕ ከምዚ...

“ ወገብረ ሰላመ በደመ መስቀሉ/ ብደም መስቀሉ ሰላም ገበረ።” (ቈላ…

* ኣመጻጽኣ መስቀል መስቀል ማለት ‘ሰቀለ’ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሢ ዝተረኽበ ኮይኑ ትርጕሙ ድማ ዝተመሳቀለ መስቀለኛ ማለት እዩ። ኣይሁዳውያን ‘ርጉም ውጉዝ ገበነኛ እዩ’ ንዝበልዎ ሰብ ብሰይፊ (ዘፀ. 21፥14)፣ ብእሳት (ዘሌ. 20፥14)...

መልእክቲ ጽንዓት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ!

ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ፡ ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ንሕዝበ ክርስቲያን ዘመኃላለፎ ‘ናይ ጽንዓት ይሃብኩም’ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ እዩ፥ “ኦ መስተምሕርት አስተምሕሪ ኀበ ወልድኪ ከመ ያዕርፍ ነፍሰ ኵሎሙ ሕዝበ ክርስቲያን እለ አዕረፉ...

Ad Right

 

ዜና ኅትመት