ትምህርተ ሃይማኖት

  1. አዕማደ ምሥጢር
  2. ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን
  3. ነገረ ማርያም
  4. ነገረ ድኅነት

“ወነአምን በመንፈስ ቅዱስ እግዚእ ማሕየዊ/ ጐይታን መሕወይን ብዝኾነ መንፈስ ቅዱስ…

መንፈስ ቅዱስ እግዚአብሔር እዩ! • ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንእኡ ይኹን እሞ! ካብ ዝዓርግ ኣብ ዓሥራይ መዓልቲ፡ ካብ ዝትንሥእ ኣብ ኃምሳ መዓልቲ ቅዱሳን ሓዋርያት መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ። መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሊ ሓዋርያት ወረደ ክበሃል ከሎ ብፍሉይ ኣካሉ መንፈስ ቅዱስ...

ጥንተ አብሶን ጥምቀተ ክርስትናን (2ይ ክፋል)

ጥምቀተ ክርስትና ጥምቀት ማለት ‘አጥመቀ’ ካብ ዝብል ግሢ ዝወፀ ኾይኑ፦ ‘ኣብ ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ማየ ገቦ ጠሊቕካን ተኣሊኽካን፡ ተሓጺብካን ምውፃእ’ ማለት እዩ። “ወተቀበርነ ምስሌሁ ውስተ ጥምቀት በሞቱ/ ብሞቱ ጥምቀት መቓብርነት ከም ዝተቐበርና ፍለጡ” ከምዝብል። (ሮሜ 6፡4)። እዚ ድማ ብሞቱ ጥምቀት መቓብርነት ከም...

“ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ቅድሚ ዓለም ምፍጣሩ ኣብ ሕሊና ኣምላኽ ነበረት"

እዚ ቓል’ዚ ኣብ መቅድም ተኣምረ ማርያም ዝርከብን ወትሩ ዝንበብን ኮይኑ፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቅድሚ ንዓለም ምፍጣሩን ዘመን ምቝጻሩን፡ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ሕሊናኡ ከምዝነበረትን ነቲ ዓቢይ መደባቱ ዝመደባ ምዃኑን ዘረድእ ኃይለ ቃል እዩ። ኣቦና ኣዳም ትእዛዝ እግዚአብሔር ጥሒሱ ካብ ገነት...

ሐፁረ መስቀል

ጸሎተ ሐፁረ መስቀል ወመልዕልተ ኵሉ ነገር መስቀል ሐፁር ወጥቅም፡ መስቀል ለቤተ ክርስቲያን ፅንዕ፡ መስቀል ለፀር ነሣቲ፡ መስቀል ለነቢያት ስብከት፡ መስቀል ለሐዋርያት ምክሕ፡ መስቀል ለሰማዕታት አክሊል፡ መስቀል መያጤ አረሚ፡ መስቀል ለርኁባን ኅብስት፡ መስቀል ለጽሙአን አንቅዕት፡ መስቀል ለዕሩቃን ልብስ፡ መስቀል ለነገሥት ዕበይ፡ መስቀል...

ነገረ ቤተ ክርስቲያን

  1. ሥርዓት
  2. ታሪክ
  3. ቅዱሳት መጻሕፍት

ዕለተ ዓርብ (ስቕለት)

ኣብ ሥነ ፍጥረት ብዕለት ዓርቢ “ንግበር ሰብአ በአርአያነ ወበአምሳሊነ” ኸም መልክዕና ብምስልና ሰብ ንፍጠር። ዘፍ. 1፦26 ኣብ ዝበለሉ ኣዳም ተፈጥረ፣ ድኅሪ ሾብዓተ ዓመትን ኣርብዓን ሾብዓተን መዓልቲ ኸኣ በዛ ዕለት እዚኣ...

ብዙኃን ማርያም

localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY

21 መስከረም፡ ብዙኃን ሊቃውንት ኣብ በዓለ ማርያም ተጋቢኦም ክሕደት ኣርኂቖም ሃይማኖት ዘጽንዕሉ ንዝክረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ብዙኃን ማርያም ይበሃል። ኣብ ራብዓይ...

ነቢይ ዕንባቆም

localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY

ዕንባቆም፦ ማለት ማእምር፡ ለባዊ ነባቢ ማለት እዩ። ካብ ነገደ ስምዖን ካብ ኣቦኡ ናኮርን ኣደኡ ሬፋን ተወልደ። ኣብ ዘመነ ሕዝቅያስ ዝተንሥአ ነቢይ...

ነገረ ቅዱሳን

  1. ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት
  2. ቅዱሳን ገዳማት ወመካናት

ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ 

'ኣብ ወርኂ ታኅሣሥ ዕለቱ ሰኑይ፡ ሰዓቱ ሰዓት ፫ተ ብግዕዝ (9ተ)፡ ኣብ ቅድሚ ታቦተ ጽዮን ኣክሱም ደው ኢሉ ድምፁ ዓው ብምባል “ሃሌ ሉያ ለአብ፡ ሃሌ ሉያ...

ገዳም ደብረ ጽጌ ወደብረ ድኁኃን አቡነ ዮናስ

ሀሎ አሐዱ ብእሲ በአሐቲ ሀገር እንተ ስማ ቡር ሀገረ መስቀል ዘስሙ ንዋየ እግዚእ ወስመ ብእሲቱ ኂሩተ ማርያም / ኣብ ‘ቡር ሃገረ መስቀል (እንዳ መስቀል)’ ትብሃል...

ስብከተ ወንጌል

“ተዘከረኒ እግዚኦ አመ ትመጽእ በመንግሥትከ።/ ጐይታይ ብመንግሥትኻ ክትመጽእ ከሎኻ ዘክረኒ።” ሉቃ. 23፡42

እቲ ብየማን ጐይታ ተሰቒሉ ዝነበረ ሽፍታ (ፈያታዊ ዘየማን)፡ ደመ ማኅተምን መርኆ ድኅነትን ተዋሂቡ ንኣቦና ኣዳም...

ናባይ ንዑ፡ ኣነ ኸኣ ከዕርፈኩም እየ! (ማቴ. 11፡28)

ክታብ ካብ ኣልፋ ወዖ እግዚአብሔር ኣምላኽ! ኣኽቢረ ብኣርኣያይን ብኣምሳለይን ዝፈጠርክኹም ደቀይ! ቅድሚ ኵሉ ሰላመይ ምስ ኵላትኩም...

ጸሎት ምእንቲ ዝሓመሙ ሰባት

ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ “ለምኑ ክወሃበኩም እዩ፡ ድለዩ ክትረኽቡ ኢኹም፡ ማዕጾ ኳሕኵሑ ክረሓወልኩም እዩ” (ማቴ...

ድኅረ ትንሣኤ ቅድመ ዕርገት

ጐይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብኣይሁድ ተታኂዙ፡ መከራ መስቀል ተቐቢሉ፡ ብሥጋ ሞይቱ፡ ናብ መቓብር ወሪዱ፡ ድኅሪ...

መርሐ ጽድቅ

ንዑ ደቂቅየ ወስምዑኒ . . እመሀርክሙ - ታሪክ ሰብአ ነነዌ…

እግዚአብሔር ዝፈትወኩም ሕፃናት ከመይ ኣሎኹም፧ ናብዚ ሰዓትን እዝን ዕለትን ብሰላም ዘብጸሓና እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ልበ ኣምላክ ኣቦና...

ታሪክ ሠለስቱ ደቂቅ ንሕፃናት

  ከመይ ቀኒኹም ሕፃናት ሎሚ ብዛዕባ ታሪኽ ሠለስቱ ደቂቅ ክንመሃር ኢና! ኣናንያ ኣዛርያ ሚሳኤል ዝበሃሉ ሠለስተ መንእሰያት ነበሩ። እዞም መንእሰያት’ዚኦም...

ቶማስ ንየኔታ ኣእምሮ ከምዚ ዚስዕብ ኢሉ ሓተቶም ፦

ተሰአሎ ለአቡከ ወይነግረከ ወያየድዐከ ወለሊቃውንቲከ ይዜንዉከ/ ነቦኻ ሕተቶ ንሱ ኸኣ ፍጹም ክነግረካ እዩ፣ ሊቃውንትኻ ድማ ከብርሁልካ እዮም” ዘዳ. 32፡7 ቶማስ...

ሾብዓተ ነገራት ቍጽሮም 'ሾብዓተ'

• ሾብዓተ ባህርያተ ሰብ ኣርባዕተ ባህርያተ ሥጋ1. እሳት2. ነፋስ3. ማይ4. መሬትከምኡ’ውን ሠለስተ ባህርያተ ነፍስ5. ነቢብነት6. ለባውነት7. ሕያውነት

ብፁዓን ኣቦታት

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ያዕቆብ ካልኣይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…

ኣብ ዕሥራ ክፍለ ዘመን ብሩህ ኮከብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዘምድረ አግዓዚ ዝኾኑ ብፍሉይ ካብ ዝዝከሩ ኣቦታት ሓደ...

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ካብ መፍቀርያነ እግዚአብሔር ዝኾኑ ሥድራ ቤት ኣቦኦም ወልደሥላሴ ዓምደጊዮርጊስ፡ ኣዲኦም ድማ ሚዛን ሃብተማርያም 17...

ብፁዕ ኣቡነ ማርቆስ ቀዳማይ ኤርትራዊ ጳጳስ

ጥበበኛ ሰሎሞን “ካብ ጽቡቅ ሽታስ ጽቡቅ ስም ይበልጽ’ ከምዝብል (መጽ. መክብብ 7፡1) ጽቡቅ ስምን ጽቡቅ ታሪኽን ዘለዎ ሰብ...

ዜና መዋዕል እምልደት እስከ ዕረፍት ብፁዕ አቡነ ሰላማ ሊቀ ጳጳስ…

ብፁዕ አቡነ ሰላማ፦ ብቅድስናኦም ዝተፈልጡ፡ ብጸሎቶም ዝረድኡ፡ ብፍቅረ እግዚአብሔር ዝተመልኡ፡ ካብ ፍቅረ ንዋይ ዝረኃቑን ብልግስነት ዝዓበዩን ብትሩፋቶም ዝልለዩን...

ሀብተ ቤተ ክርስቲያን

ዘወረደ

ዘወረደ ወሪዱ . . . ካብ ጽርሐ ኣርያም፡ ሰማያዊ ክብሩ ወሪዱ . . . ካብ መንበረ ፀባኦት፡ ልዑል መንበሩ ወሪዱ ...

ሀበኒ ወልድየ ልበከ (ምሳ. ፳፫፥ ፳፮)

ወደየ ልብኻ ሃበኒ! (ምሳ. 23፡26) ኣብ ቀጽሪ ናይ ልበይ ዝተሓፅረ መጻወድያ፣ሓደ ኢሉ ጀሚሩ ንልበይ ከብክያ፣ብጥበበይ ገይረ ክኣልዮ እንተ በልኩ፣መሊሰ...

ምዅማር

ሥራሕ ንጽባሕ ይጽናሕበሃላይ እንታይ የስዕብ ደኃራይእዋእ! ዕዮ ቅድሚ ዓሚ የስግሮ ናብ ዓሚክዅምሮ ሎሚ።

ኣብታ ጃልባ

ኣብታ ጃልባ ኣብታ ጃልባ ጕዕዞ ሕይወት ቀላይፈጣሪ ተሰቂሉ እናተጓዕዘ ምሳይኣነ ዓሻ፣

ዘመነ ዮሐንስ 18 ግንቦት 2012 ዓ.…

May
Tuesday
26
ዝክር፦ ወረደ መንፈስ ቅዱስ ላዕለ ሐዋርያት፡ ወአባ ገዓርጊ ቢጹ ለአባ አብርሃም። ዘቅዳሴምንባብ መልእክታት፦ ኤፌ. 4፡1-10 ያዕ. 1፡17-ፍጻሜ ግብ. ሐዋ. 10፡44-ፍጻሜ። ምስባክ፦ መዝ. 50/51 ወንጌል፦ ዮሓ. 14፡11-17 ቅዳሴ፦ ቅዳሴ ዘ፫፻ት ግሩም። * * *
00:00 h

ርእሰ አንቀጽ ወዜና

ርክበ ካህናት

“ርክበ ካህናት” ማለት ናይ ካህናት መራኸቢ፡ ጉባኤ፡ መተኣኻኸቢ፡ መዛተዪ . . . ወዘይመስሎ ዝብል ትርጕም ኣለዎ። ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና፡ ዓመታዊ ድኅሪ በዓለ ትንሣኤ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ኣብ ፍርቂ በዓለ...

አሥርቆት ዘወርኀ ግንቦት

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ግንቦት ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ሰኔ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ግንቦት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፬ቱ ሰዓት ወእምዝ ይትዌስክ። ሎሚ ቡሩኽ ወርኂ ግንቦት ብሒትልና ኣሎ እሞ ናብ ብሩኽ ወርኂ ሰኔ...

ባሕቲ ግንቦት፡ ልደተ ማርያም

ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሕሊና ኣምላኽ ዝነበረት፣ ገና ከይተወልደት ትንቢት ዝተነግረላ፡ ሱባኤ ዝተቘጽረላን ምሳሌ ዝተመሰለላን እያ። ሊቀ ነቢያት ሙሴ ኣብ ደብረ ሲና ኣባጊዑ እናሓለወ ኸሎ፡ ነበልባል ምስ...

ዮም ፍሥሐ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም/ ሎሚ ብልደት ቅድስት ድንግል…

ልደት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሃንደበታዊ ኣይኮነን። ካብ ፅንሰታ ክሳዕ ልደታ ኵሉ መስተንክር እዩ። ትንቢት ዝተነግረሉ፡ ሱባዔ ዝተቘጽረሉ፡ ምሳሌ ዝተመሰለሉ እዩ። ንቕድስት ድንግል ማርያም ኣቦሓጎታታ ቴክታን በጥሪቃን ዝበሃሉ እዚ ጎድሎም እዚ...

ድኅረ ትንሣኤ ኣብ ባሕረ ጥብርያዶስ

ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ድኅሪ ትንሣኤኡ ቅድሚ ዕርገቱ ኣብ ዝጸንሓለን ኣርብዓ መዓልታት ንደቀ መዛሙርቱ ብጉባኤ ሠሪዑ ዝመሃረሉ ሓደ ኣብ ባሕረ ጥብርያዶስ እዩ። ዮሓ. 21፡1-3።

ቃሉ ብራኬ በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን አምላክናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2012 ዓ.ም.

 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ርሑቕ ወፃኢ ሃገራትን ዘለኹም ክቡራን ሕዝበ ክርስቲያን ብሓፈሻ ኵልኹም ደቂ ሃገር እንቋዕ ናብ በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓናን ኣብጽሓኩምን ። በብዓመቱ ነዚ በዓለ ትንሣኤ...

ትንሣኤ ክርስቶስ ሰንበት

ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ሙስና መቓብር ኣጥፊኡ፡ መቓብር ክፈቱለይ መግነዝ ፍትሑለይ፡ ከይበለ፡ ኻብ ሕቱም መቓብር ተንሢኡ፡ በዅሪ ትንሣኤና ዚኾነሉ ዕለት እዩ። ማቴ፦ 28፡1, ዮሓ፦ 20፡1። ነቲ ንኣና ብነፍስን ሥጋን ዚቐትለና...

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ

ቅዱስ ሲኖዶስ ብምኽንያት ሕማም ኮረና ቫይረስ ሓዲሽ መግለጺ ኣውጺዑ!

ንግደት ኢየሩሳሌም ኣብ በዓለ ፋሲካ 2012 ዓ.ም.ግ. (2020 ዓ.ም.) ንዘይተወሰነ…

ብመሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስን ብማእከልነት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ተማእኪሉ ዝካየድ ንግደት ናብ ሀገረ ቅድስት ኢየሩሳሌም፡ ናይ ሎሚ ዓመት 2012 ግእዝ (2020 ፈ) ዘድሊ ምድላዋት እኳ...

“ወዝንቱ ዘመድ ኢይወፅእ ዘእንበለ በጾም ወበጸሎት። /እዚ ከምዚ ዝበለ ብዘይ…

 ዘለናዮ ቅንያት፡ ናይ ጐይታናን አምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ጾም ኣብነት ብምግባር፡ ፈቃደ ሥጋና ብፈቃደ ነፍስና ኣግዚእና፡ ካብ አኃዜ ኵሉ ወብዙኀ ምሕረት ወርኁቀ መዓት ኣምላኽና ምሕረትን በረኸትን፣ ሰላምን ፈውስን ምእንቲ ኽንረክብ...

ኣብ ሓፈሻዊ ኣገልግሎትን ባጀታዊ ኣሠራርሓን ዘተኮረ ጉባኤ ተኻዪዱ! 

10 መጋቢት 2012 ዓ.ም.ግ ኣብ ሓፈሻዊ ኣገልግሎትን ባጀታዊ ኣሠራርሓን ዘተኮረ ጉባኤ ብመራሕ ሥራሕ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ሊቀ ካህናት ዘርአ ኣስመላሽን ኃላፊ ክፍሊ ውጥንን ባጀትን ዲያቆን ዓወት ሠመረን ኣብ ኣዳራሽ ቤት...

ክቡር መስቀል

 ጐይታ ዓለማት ክርስቶስ፡ ዝተሰቕለሉ መስቀልምሥጢሩ ዓሚቝ’ዩ ታሪኽ እንተ ዝግንጸልእስራኤላዊ ቀሲኑ ምድረ ተስፋ ከይርኢ ኪለዓል ጀመረ ናይ ኣማሌቅ ጸብኢ

መፃጒዕ

ነዊኁካ ጊዜ፡ ምሥጢር ስኣን ምፍላጥ ካብ ሰብ ደሊኻዮ ትንሣኤ ካብ ዓራት ስኣን ሰብ ከኣ ኢልካዮ ነቲ 38 ዓመት ክርስቶስ ምሳኻ ከሎ ገሣፂ ኵሉ ዘመድ።

ኣብ ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ…

03 መጋቢት 2012 ዓ.ም. ንተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ፡ ብደረጃ ቤተ ክርስቲያን መራኸቢ ብዙኃን ዘለዎ ጽልዋን ረብሓን ዝገልጽ ጉባኤ ብኣባል መርበብ ሓበሬታ ንኡስ ክፍሊ...

 ኣብ  ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ሓፈሻዊ ግምገማ ስብከተ ወንጌል ተኻይዱ! 

02 መጋቢት 2012 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ናይ ዝረከባ ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ሓፈሻዊ ግምገማ ስብከተ ወንጌል ዘተኮረ ዓውደ ዘተ ብክፍሊ ስብከተ ወንጌልን ኣገልግሎት ካህናትን ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ኣብ ኣዳራሽ...

ቤተ ክርስቲያን

መካነ ሕያዋን ኢኺ ምዕራፈ ረቂቃንቤተ ጸሎት ኢኺ ምቋመ ጻድቃንቀጽርኽን ውሽጥን ናይ ጸጋ ማኅደርግን ከኣ ሥዉር፡ ብሥጋ ዘይምርመር

አሥርቆት ዘወርኀ መጋቢት

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መጋቢት ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ሚያዝያ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መጋቢት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ሰዓት ዕሩይ ምስለ ሌሊቱ ወእምዝ ይዌስክ ዘመዓልት። ሎሚ ቡሩኽ ወርኂ መጋቢት ብሒትልና ኣሎ እሞ...

ትሕተ ባይታዊ ማይ ኣብ መካነ ገነት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን…

ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ መካነ ገነት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን (ፓራዲዞ/ማይተመናይ) ብዝተገብረ ኩዕታ ኣብ ትሕቲ 60 ሜትሮ ማይ ከም ዝተረኽበ ሰበካ ጉባኤ መካነ ገነት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን ሓቢሮም።

ንካብ ዝተፈላለዩ ኣህጉረ ስብከታት ናይ ዝመጹ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና መዛዘሚ…

ቀዳም 29 የካቲት 2020 ዓ.ም.ፈ ንሓደ ሰሙን ዝኣክል ኣብ ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ብምሥጢራትን ዝተፈላለዩ ትምህርታት ቤተ ክርስቲያንን ክሥልጥኑ ዝቐነዩ ካብ ኵለን ኣህጉረ ስብከታት...

ቅዱስ

ቅዱስ እዩ እግዚአብሔር ፈጣሬ ሰማያት ወምድር፡ ቅዱስ እዩ እግዚአብሔር በሓልዮ፡በነቢብ፡በገቢር ድሌቱ ዝፈጥር፡  ቅዱስ እዩ እግዚአብሔር

ነጋድያን ሀገር ቅድስት ኢየሩሳሌም ምድላዋቶም የጻፍፉ ኣለዉ!

ብመሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስን ብማእከልነት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ተማእኪሉ ዝሥራዕ ንግደት ናብ ሀገረ ቅድስት ኢየሩሳሌም ንምስታፍ፡ ነጋድያን በብሃገረ ስብከቶም ድኅሪ ዝተኻየደ ምዝገባን ዕጫን ከምኡ’ውን ቕጥዕታት...

ክብረ በዓል ኪዳነ ምሕረት ብድሙቅ ሥርዓትን መንፈሳዊ ተመስጦን ፍቕርን ተኸቢሩ!

ዓመታዊ ክብረ በዓል ኪዳነ ምሕረት ሎሚ ዓመት ብ16 የካቲት 2020 ዓ.ም. ኣብ ኵለን ኦርቶዳክሳውያን ተዋሕዶ ኣብያተ ክርስቲያን፡ ብፍላይ ኣብ ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረት ሰምበል፣ ኣብ ኤርፖርት ኪዳነ ምሕረትን፡ ኣብ ማይ...

ዓቢይ ጾም፡ ካብ ሰኑይ 16 የካቲት ክጅመር እዩ!

ብኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕገ ቀኖና፡ ኣብ ዓመት 7ተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ኣለዉ። ነዞም ኣጽዋማት ኵሉ ክርስቲያን ክጾሞም ኣብ ፍትሓ ነገሥት ኣብ አንቀጸ ጾም ተኣዚዙ ኣሎ። ሓደ ካብዞም 7ተ ኣጽዋማት...

ኪደት መንፈሳዊ ኮሌጅ ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ ተገምጊሙ!

12 የካቲት 2012 ዓ.ም.ግ (20 የካቲት 2020 ዓ.ም.)፡ ኪደት መንፈሳዊ ኮሌጅ ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ ዝግምግም ጉባኤ፡ ብፁዓን አቦታትን ኣባላት ናይ ብቅዱስ ሲኖዶስ ዝቖመ ላዕለዋይ ኣካዳምያዊ ገምገምቲን መራሕትን ኣካየድቲ ሥራሕ...

አዋጅ ምህላ ጾመ 40 ኣብ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያናት

“ቀድሱ ጾመ ወስብኩ ምህላ/እትጾሙሉ እዋን ፍለዩ ምህላ’ውን ኣውጁ” ኢዩ. 1፡14 ብኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕገ ቀኖና ኣብ ዓመት ካብ ዘለዉ ሾብዓተ ኣጽዋማት ብቀዳምነት ዝጥቀስ ዓቢይ ጾም ወይ ጾመ 40 እዩ። እዚ ጾም...

ሠራሕተኛታት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ናብ ገዳም ደብረ ጥሉል አቡነ…

05 የካ 2012 ዓ.ም.ግ (13 የካ 2020 ፈ.) ሠራሕተኛታት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ናብ ገዳም ደብረ ጥሉል አቡነ አብራንዮስ (እንዳ ኣቦና) ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ መንፈሳውን ልምዓታውን ዕዮ ኣካይዶም።

ክብረ በዓል ገዳም አቡነ እንድርያስ ሰፍኣ ተኸቢሩ!

ዓመት መጸ 1 የካቲት ዝበዓል ዝክረ ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ ሎሚ ዓመት 2012 ዓ.ም. እውን ብዓቢይ መንፈሳዊ ክብሪ ተኸቢሩ! ኣብዚ ክብረ በዓል እዚ ገዳማውያን፡ ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ዝመጹ ሊቃውንት መዘምራንን፡ ካህናትን ዲያቆናትን...

ዕለታት ጾመ ነነዌ

ጾመ ነነዌ ሓደ ካብቶም 7ተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ቤተ ክርስቲያን እዩ። ጾመ ነነዌ ኵል ሳዕ ዓቢይ ጾም ቅድሚ ምእታዉ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዘሎ ካብ ሰኑይ ክሳብ ረቡዕ ይጽወም። ሎሚ ዓመት...

አሥርቆት ዘወርኀ የካቲት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! አሥርቆት ዘወርኀ የካቲት ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ የካቲት ያብጽሐነ እስከ ወርኀ መጋቢት በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ የካቲት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፩ዱ ሰዓት ወእምዝ ይዌስክ። ሎሚ ቡሩኽ ወርኂ...

ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል ዓመታዊ በዓል ብድምቀት ተኸቢሩ!

ቀዳም 23 ጥር 2012 ዓ.ም. (01/02/2020 ዓ.ም.ፈ.) ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ከምኡ ውን ምምሥራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን...

ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ሓዋርያዊ ዑደት ፈጺሞም!

ዕለት 18 ጥር 2012 ዓ.ም. (27/01/2020 ዓ.ም.) ሰዓት 3፡00 ድ.ቀ. ዓቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ ብፁዕ ጴጥሮስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ምስ ኣትዉ፣ ካህናትን ዲያቆናትን፡ ተማሃሮ ቤት ሰንበትን መንእሰያትን፡ ዓበይቲ...

ሥርዓተ ቀብር ናይ አበምኔት ገዳም አቡነ አብራንዮስ(እንዳቦና) ዝኾኑ መምህር ኃይለሚካኤል…

ዕለት 21 ጥር 2012 ዓ.ም. ካብ ገዳሞም ዝዓረፉ መምህር ኃይለሚካኤል አምኀጽዮን ንጽባሒቱ ዝግባእ ጸሎተ ፍትሐት ተጸልዩ ፍርቂ መዓልቲ ጸሎተ ቅዳሴ ምስ ተሠርዐ ሓመድ ኣዳም ለቢሶም።

Ad Right

  

ዜና ኅትመት